Sunday , April 28 2024
(AP Photo/Burhan Ozbilici) ANK128

ዲፕሎማስያዊ ሽግር ሽወደንን ቱርክን ክጽገን ነዊሕ ግዜ ክወስድ ይኽእል እዩ ተባሂሉ።

ሽወደን ኣባል ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲን (ኔቶ) ንምዃን ተወሳኺ ግድል ከም ዝገጠማ ተገሊጹ። ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ቱርክ፡ ብሕሉፍ የማናዊ ፖለቲከኛ ራሙስ ፓሉዳን ድሕሪ ዝተገብረ ምቅጻል መጽሓፍ ቊርኣን፡ ኣብ መንጎ ቱርክን ሽወደንን ዝጸንሐ ዲፖማስያዊ ርክብ ተወሳኺ ሽግር ተደሪብዎ ምህላዉ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ስቶክሆልም ዳይረክተር ትካል መጽናዕቲታት ቱርክ ፓል ለቪን ገሊጹ።

ኣብ መንጎ እዘን ሃገራት ተፈጢሩ ዘሎ ፍልልይ ዳግማይ ንምጽጋን፡ ካብቲ ኣቐዲሙ ተሓሲብዎ ዝነበረ ግዜ ንላዕሊ ክወስድ ከም ዝኽእል ለቪን ወሲኹ ኣተሓሳሲቡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com