Wednesday , May 8 2024

ናይ ሕክምና ዶክተር ብዝገበሮ ጉድለት ይቕጻዕ!!

ኣብ ሆስፒታል ኣፕሳላ ዝሰርሕ ዝነበረ ዶክተር ኣብ ስርሑ ብዝገበሮ ጉድለት ተቐጺዑ። እዚ ዶክተር ን 50 ሕሙማት ናይ ፈተነ መብጣሕቲ ብምክያድ ሃስያ ብምውራዱ እዩ ኣገልግሎት ጥዕና ኣፕሳላ ክቕጻዕ ዝወሰኑ።

በዚ ድማ ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ናይ ቊጽጽር ክኣቱ ጌሮም ኣለዉ። እዚ ዶክተር ካብ ዓመታት 2014 ክሳብ 2016 ልዕሊ 170 ናይ ጐሎ መጥባሕቲታት ብምክያድ ንኣደዳ ድሕረ-መብጣሕታዊ ሽግራትን ንባሪ ስንክልናን ክቃልዑ ጌሩ እዩ ተባሂሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com