Friday , April 26 2024
Credit: Henrik Holmberg / TT

ገበነኛታት ንፖሊስ ብድሮናት ይስልዩ።

ገበነኛታት ፖሊስ ንምስላይ ድሮናት ይጥቀሙ ምህላዎም ኣባል ሓለዋ Mikale ይገልጽ።

ንሱ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ዮተበሪ ኣብ ሓለዋ ጸጥታ ዝተዋፈረ ኮይኑ ኣብ ዮተበሪ ስቶክሆልምን ማልምን እዚ ተርእዮ እናገነነ ምምጽኡ ይዛረብ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com