Tuesday , April 30 2024
(AP Photo/Andriy Andriyenko) XAZ106

ጥሩፋት ናብ ሰራዊት ሽወደን ሰሊኾም ክኣትዉ ከም ዝኽእሉ ክኢላታት ኣጠንቂቖም

ኣብ 2032፡ ሽወደን ቊጽሪ ሰራዊታ ካብ 66,000 ናብ 105,000 ንምዕባይ ውጥን ከም ዘለዋ ተገሊጹ። እዚ እናኾነ፡  ጥሩፋት ወተሃደራዊ ታዕሊምን ኣጽዋርን ንምርካብ፡ ናብ ሰራዊት ሽወደን ሰሊኾም ክኣትዉ ከም ዝኽእሉ፡ ኣገልግሎት ጸጥታን ወተሃደራዊ ስለያን ሽወደን–ሙስት–ኣጠንቂቑ’ሎ።

ኣገልግሎት ስለያ፡ ኣብዚ ጒዳይ ትዂረት ከም ዝገብርን፡ ተመልመልቲ ናይ ምጽራይ መስርሕ ከም ዝኽተልን– ኣብ ሙስት ሓላፊ ክፍሊ ጸጥታ– ያን ኪናደር ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com