Thursday , May 9 2024
(Roni Rekomaa/Lehtikuva via AP) LLT811

ፊንላንድን ሽወደንን ምስ ኔቶ ዘለወን ዝምድና ከሐይላ እየን።

ትማል ሰንበት ብ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ማግዳሌና ኣንደርሾን ከምኡ’ውን ፊንላንዳዊት መዘናኣ ሳና ማሪን ኣብ ሄልስንኪ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሓባር ጋዜጣዊ መግለጺ ክልቲአን ሃገራት ምስ ኔቶ ዘለወን ርክብ ከሐይላ ከም እተሰማምዓ ሳና ማሪን ገሊጻ’ላ።

ማግዳሌና ኣንደርሾን እዚ ንፊንላንድ ዝገበረቶ ምብጻሕ መርኣያ ናይቲ ኣብ መንጎ እዘን ክልተ ሃገራት እናሓየለ ዝመጸ ዝምድና እዩ ድሕሪ ምባል ብምኽንያት ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን “ዛጊት ንሽወደን ዝመጻ ቀጥታዊ ወተሃደራዊ ስግኣታት የለን” ክትብል ወሲኻ ኣረዲኣ።

ማርቲን ብወገና ኣብ ሃገራ ፊንላንድ እዚዩ ዝበሃል ጸጥታዊ ስግኣት ከም ዘየለ ምግላጻ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com