Saturday , April 27 2024
(AP Photo/Olivier Matthys) PDJ109

ፊንላንድ ብዘይ ሽወደን ናብ ኔቶ ኣይክትጽነርን እያ ተባሂሉ።

ፊንላንድ ምስ ሽወደን ብሓደ ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ–ኔቶ–ክትጽንበር ከም እትደሊ ፕረሲደንት ፊንላንድ ሳውሊ ኒኒስቶ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝበለ ፊናንድ በይና ኣብ መስርሕ ኣባልነት ኔቶ ክትቅጽል ድያ ዝብል ሕቶ ምስ ቀረበሉ እዩ’። ኒኒስትሮ ብ ሰንበት ምስ ዋና ጸሓፊ ኔቶ የንስ ስቶልተንበሪ ብሓባር ጋዜጣዊ ዋዕላ ሂቡ ምንባሩ ዝዝከር እዩ። ፕረሲደንት ፊንላንድ ቱርኪ ኣባባልነት ሽወደንን ፊናልንድን ዝሓዘቶ መርገጺ ከም ዘገርሞ እንተኾነ ግና ንቱርኪ ብጥንቃቐ ይሰምዕዋ ምህላዎምን ሓባራዊ ፍታሕ ክርከብ ከም ዝኽእልን ተስፋ ከም ዘለዎ ገሊጹ’ሎ።.


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com