Saturday , April 27 2024
Leif R Jansson / TT

ፖሊስ ስቶክሆልም ንኹሎም ተራ ናይ ምጥፍፋእ ምርመራታት ጠጠው ከብልዎም ይውስኑ።

ፖሊስ ስቶክሆልም ንኹሎም ካብ 5000 ክሮነር ናይ ምጥፍፋእ ምርመራታት ጠጠው ከብልዎም ይውስኑ።

እዚ ዝገበሩ ዋሕዲ ገንዘብ ስለዘጋጠሞም እዩ።ማሕበር ሓራጅ ሽወደን እዚሞ ሰባት ምጥፍፋእ ንኽፍጽሙ ዝዕድም እዩ ኢሉ።

ሓደ ስሙ ክግለጽ ዘይደለየ ምንጪ ንዜና ሬድዮ ሽወደን ከም ዝገለጾ እዚ ማለት ብዙሕ ወንጀል ካብ ገበን ሓራ ይኸውን ኣሎ ማለት እዩ።

በዓል መዚ ፖሊስ ሓደስቲ ክሲታት ክዕለቕሉቑ ጀሚሮም ይብል።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com