Friday , April 26 2024
ሮቢን ኒልሰን ሓላፊ ክፍሊ ዕጸ ፋርስ ኣብ ፖሊስ ይቶቡሪ። TT/Sveriges Radio

ፖሊስ ሽወደን ኣብ መሸጣ ዕጸፋርስ ክዋፍሩ ዝጸንሑ ጉጂለ ይሃድን ከም ዘሎ ተገሊጹ

ኣብ መሸጣ ዕጸፋርስ ስርሐዩ ኢሉ ተተሓሕዝዎ ዝርከብ፡ ናይ ገበነኛታት ዕሉል ጉጂለ ፡ ንብዙሓት ኣብ ትሕቲ ዕድመ ዝርከቡ ንእሽቱ መንእሰያት ስደተኛታት ብምውዳብ ግዳይ ይገብር ከም ዘሎ ፖሊስ ሽወደን ሓቢሮም ።

ኣብ ኡፕሳላን ዩቶቦርን ዘጋጠመ ፈጽሚ ምርኩስ ብምግባር ጉዳ’ዩ ዘልዓለ ፖሊስ ሽወደን ፡ መብዛሕትኦም ደቂ ኣፍጋኒስታን ዝርከብዎ እልቢ ዘይብሎም መንእሰያት ግዳይ ይኾኑ ከምዘሎው ብተደጋጋሚ ዝገልጹ ዘሎዉ ።

ብኑጹር ዝተታሕዘ ኣሃዛዊ ቁጸረይ ዘሰዓቦ ሽግራት ዘይሓበሩ ነቲ ጉዳይ ኣብ ምጽራይ ዝርከቡ ፖሊስ ሽወደን ፡ ክሳብ ሕጂ ፡ ዝበዝሑ ፋሉላት ፡ ፍሉጥ መንበሪ ደይብሎም ግዳም ሓደር ዝኾኑ ፡ ኣብ ዩቶቦሪ ካብ 15-20 ኣብ ኡፕሳላ 25 ኣብ እስቶኮልም እውን ኣስታት 120 ደቂ ኣፍጋኒስታን ሙዃኖም ዝንገረሎም ኣዋፈርቲ ዕጸፋርስ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣእትዩ ከምዘሎ ፡ፖሊስ ሽወደን ብተወሳኺ ገሊጹ፡:


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com