Friday , April 26 2024
Junge, Heiko/TT

6 የካቲት ሃገራዊ መዓልቲ ሳመር እዩ።

6 የካቲት ሃገራዊ መዓልቲ ሳሚ ተባዒሉ ውዒሉ።። በዚ ዕለት እቶም ብሸነኽ ሰሜን ካብ ኖርዌይ ክሳብ ሩስያ ተዘርጊሖም ዝርከቡ ደቀባት ህዝብታት ተዘኪሮምን ተባዒሎምን ይውዕሉ።

ሽወደን ሃገራዊ ጒባኤ ሳሚን ንዕኡ ዝጽንብልን መደበር ሬድዮ ኣለዋ። እንተኾነ ግና ሜላን ልምድን መንብሮ ሳሚ ዛጊት ዝግብኦ ሓለዋ ይግበረሉ የሎን እዩ ዝበሃል።

ዋላኳ ቀንዲ ደራኺት እቲ ውዕል ባዕላ እንተነበረት ሽወደን ዛጊት ከታሚት ናይቲ ኣብ 1991 ዝጸደቐ ውዕል ሓለዋ ደቀባት ህዝብታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣይኮነትን ዘላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com