Wednesday , May 15 2024

ሕግን ሕብረተሰብን

ሓለቓ ፖሊስ፡ ኣብ ኣባላቶም ንዝወርድ ጉድኣት ንምቕናስ ከምዝጽዕሩ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ፖሊስ፡ ኣንደሽ ቶርንበርይ፡ ነቲ ናይ ኣባላት ፖሊስ ኣብ ስራሕ ከለዉ ዚጓነፎም ስግኣት ንምቕናስ ጻዕሪ ይካየድ ከም ዘሎን፡ ሞያ ፖሊስነት ብዙሕ ሓደጋታት ዘጋጥሞ ከም ዝኾነን ሓቢሩ። እዚ ድሕር እዚ ኣብ ኣልቫልዲን ኣፓርትማ ዘጋጠመ ሓደጋ እዩ ኣብቲ ናይ ፖሊስ መርበብ ሓበሬታ ዝወጸ። ኣብቲ ፍጻመ፡ ሓደ ኣባል ፖሊስ ከድሕን ብማለት ኣብቲ ኣፓርትማ ምስ ኣተወ በቲ ኣጥቃዒ ብኻራ ተወጊኡ፡ ንሱ ድማ ነቲ ኣጥቃዒ …

Read More »

ቀዳማይ ሚኒስተር ሎቨን ተሪር ወቐሳ ኣብ ልዕሊ መራሒ መዶራትና ኣቅሪቡ።

መራሒ መዶራትና ክሪስተርሰን ምስ ሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ብምርኻቡ ሉፈን ወቒስዎ። ኣብዚ ዝተጠቕሰ ኣኼባ ሓላፊ ዓቃባዊ ሰልፊ መዶራትና ኡልፍ ክሪስተርሰን ከምኡ’ውን መራሒ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ጂሚ ኦክሰን ምርኻቦም ይፍለጥ። “ዓቃባዊ ኣብ ሽወደን ሳልሳይ ዝዓበየ ሰልፊ ካብ ዝኸውን ሳልስቲ ድሕሪ ምግባሩ ሓላፊ እዚ ሰልፊ ነዚ ዕድል ናብ ተቓዋሚ ሰልፊ ጂሚ ኦክሰን ኣሕሊፉ ምሃቡ ዘይግቡእ እዩ” ክብል ኣብ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ኣብ …

Read More »

መራሕቲ ሰልፍታት ሞደራትናን ስቫርያ ደሞክራትን ተራኺቦም ዘትዮም።

መራሒ ሰልፊ ሞደራትና ንነዊሕ ግዜ ምስ መርሕቲ ናይ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ክነጽግዎ ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ ግን መራሒ ሰልፊ ሞደራትና ኡልፍ ክሪስተርሰን ምስ መራሒ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራሲት ጂሚ ኣኪሰን ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ተራኺቦም ምዝታዮም ኣብ ናይ ፌይስቡክ መዝገቡ ኣስፊሩ። “ብዛዕባ ብርክት ዝበሉ ኣገደስቲ ጒዳያት እታ ሃገር ተዛቲና። ክልቲኣተን ሰልፊታትና ኣብ ገለ ጒዳያት ተመሳሳሊ መርገጺ ኣሎና” ክብል ክሪስተርሰን ይገልጽ። ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ …

Read More »

ኣብ ኖርሸፒንግ ክልተ ሰባት ተቀቲሎም።

ናብ ሎሚ ለይቲ ኣብ ዘውግሔ ኣብ ከተማ ኖርሾፒንግ ኣብ ጎደና ስሎትስ ጋታን ብዘጋጥመ ቶክሲ ክልተ ሰባት ከምዝሞቱ ፖሊስ እታ ከተማ ሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ እዛ ከተማ እዚ ኩነታት  ከባቢ ሰዓት 20፡01 ዘጋጠመ ኮይኑ ግዳያት ድማ ደቂ 40 ን 45 ዝዕድሚኦም መንእሰያት ሙኻኖም ካብ ፖሊስ ዝተዋህበ ሓበሬታ ይሕብር።  ኣብቲ ካባቢ ቡዙሓት ፖሊስ እካ ተዋፊሮም እንተሃለዉ ዛጊድ ግን ዝኾነ ጡርጡር ከምዘሓዙ ከምዘይረኸቡ …

Read More »

ሓደ ፖለቲከኛ ሰልፊ ስቫርያ ዴሞክራት ኣብ መዳለዊ ትምህርቲ ሓደስቲ መጻእተኛታት ተፈልዮም ክመሃሩ ይግባእ ይብል።

ሰልፊ ስቫርያ ዴሞክራት ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሽውደን ዘሎ ጽሬት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ዘኽእል እማመ ኣቕሪቡ ተባሂሉ። እዚ እማመ ፍሉይ ሽግራት ንዘለዎም ተመሃሮ ብፍላይ ድማ ነቶም ኣብ ገበን ዝዋፈሩ ተመሃሮ ንኻልኦት ተመሃሮ ሓደጋ ስለዝዀኑ መንግስቲ ፍሉይ ሓላፍነት ክወስድ ጸዊዑ። ጸሓፊ እቲ ሰልፊ ካርልስክሮና ሪቻርድ ጋምሾፍ ንጋዜጣ ስቨንስካ ዳግብላዴት ኣብ ዝሃቦ ምጒታዊ ዓንቀጽ እዩ እዚ ሽግር ንምእላይ መንግስቲ ንጡፍ ስጒምቲ ክወስድ ጻውዒት ዝገብረ። …

Read More »

ምስ ደዓሽ ርክብ ዘለዎ ሰብ ኣብ ዮተቦሪ ይትሓዝ።

እቲ ኣብ ዮተቦሪ ንግሆ ምድሪ ብፖሊስ ኣብ ገዝኡ እተታሕዘ ሰብ፡ ምስቶም ናይ ሃገረ እስልምና ኣሸበርቲ ጉጅለ ምትእስሳር ከም ዝነበሮ ዮተቦሪ ፖስተን ሓቢሩ። እቲ ሰብኣይ ካብቲ ምስ ደዓሽ ኮይኑ ዝዋጋኣሉ ዝነበረ ቦታ ምስ ተመልሰ ብምስጢር ይሕሎ ነይሩ። ንሱ ክልተ ዓመት ይገብር ምስ ውላዱ ኣብ ሶርያ ነይሩ። ዝሓለፈ ሰሙን ፖሊስ ኣብቲ ንሱ ዚቕመጠሉ ቦታ ተተኳሲ ነገር ርእዮም፡ ድሕሪ ነዊሕ ምርመራ ድማ ነቲ …

Read More »

ባዓል መዚ ትራንስፖርት ሽወደን ማለት Transport styrelse ንኣወጻጽኣ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ብዝምልከት ሓድሽ መምርሕን ምምሕያሽ ሕግን ይገብር ከምዘሎ ሓቢሩ።

እዚ ብቐደሙ እዉን ተሪር መስርሕን ቅድመ ኩነትን ዝሓትት ምዉጻእ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ሽወደን፣ዝያዳ ከምዘትርር ዝንገረሉ ዘሎ ሓድሽ ሕጊ፣ ንዝተፈላለዩ ኣብ መስርሕ ፈተና ናይ ቃል ማለት (teoriprov) ንምድንጋራት ሓዊስካ ዝተፈላለዩ ጸገማት ክፈትሕ፣ ተባሂሉ ዝወጽእ ዘሎ መምርሒ ምዃኑ ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። በዚ መሰረት ኣቐድም ኣቢሉ ናይ ቃል ፈተና ገርካ ምሕላፍካን ምትራፍካን ከይፈለጥካ፣ ዝግበር ዝነበረ ፈተና ምዝዋር መኪና፣ ተሪፉ ስጋብ ናይ ቃል …

Read More »

ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ጽርግያታት ዝህሉ ጻዕቒ ትራፊክ ንምጒዳል ዋጋ ትራፊክ ከምዝውስኽ ይሕበር።

ክፍሊ መጓዓዝያ ካብ ምጅማር ዝቕጽል ዓመት ጀሚሩ ነዚ ምውሳኽ ዋጋ ኣብ ጽርግያታት እዛ ከተማ ክትግብሮ ምዃኑን ምስ ሕጂ ዘሎ ብምውድዳር ንዝበዝሑ መዓልታት ኣብ ስራሕ ዝውዕል ከም ዝኸውን እውን ሓቢሩ’ሎ። እዞም ዝስዕቡ ገለ ኣገደስቲ ነጥብታት እዚ ሓድሽ ውሳኔ ካብ ዝተመሓላለፉ ኾይኖም ገለ ካብ ኣቶም።  -ኣብ ክፍሊት ዝህሉ ለውጢ ንኹሉ ኣብ ውሽጢ ከተማ ስቶክሆልም ቀንዲ መንገዲ E4 ን E 20 ብመኪና ክጐዓዝ …

Read More »

ፓላማ ሽወደን ሓድሽ ሕጊ ንሓተትቲ ዑቅባ ዝምልከት የጽድቅ፡ ምቅይያራት ኣብ EBO-lagen።

።ፓርላማ ሽወደን ነቲ ኣቀዲሙ ዝነበረ ወሃብቱ ዑቅባ ባዕሎም ኣብ ዝደለይዎ ቦታ ናይ ምንባር ዝህብ ሕጊ EBO-lagen ( ዝኾነ ሰብ ስጋብ ፍቓዱ ዝረኽብ ብ ኣድረስ ይኹና ብኻልእ ንኸይንቀሳሰ ዝኽልክል ሕጊ እዩ) ምቅዪያራት ከምዝገበረ ሓቢሩ። ሓደ ሓታቲ ዑቅባ ናብ ኣቀዲመን ናይ ማሕበራዊ ጸገማት ዘለወን ምምሕዳራት ኣድራሻ ሂቡ ካብ ካሞፕ ምዝ ዝወጽእ ካብ መንግስቲ ዝወሃቦ ዝነበረ ናይ ቁጠባዊ ሓገዝ ይቓረጽ ። እዚ ሓድሽ …

Read More »

ጸጋማያዊ ሰልፊ ንሚኒስተር ዕዮ ካብ ስልጣን ንምእላይ ክሰርሕየ ይብል።

ሚኒስተር ዕዮ ኢቫ ኖርድማርክ ንቤት ጽሕፈት ዕዮ ንምሕጋዝ ቅርብቲ ሙኻና ትሕብር። ካብቶም ኪትገብሮም ቃል ዝኣተወትሎም ድማ፡ ቤት ጽሕፈታት ቤት ጽሕፈት ዕዩ ከይዕጸዋን ፡ እንተትካኢሉ ድማ ዝተዕጽዋ ቤት ጽሕፈታት ምክፋትን እቲ ቤት ጽሕፈት ድማ ተወሳኪ ባጀት ንመጻኢ ዓመት ክስለዓሉ ከምትጽዕዩ። ይኩንዳኣምበር ሓለፍቲ ጸጋማያዊ ሰልፊ በዚ ለበዋታታ እታ ሚኒስተር ኣይዓገቡን። ንሶም እታ ሚኒስተር ካብዚ ንላዕሊ ኽትሰርሕ ከምዘለዋን እንተዘይኮይኑ ካብ ስልጣና ንምእላይ ኸምዝፍትኑ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com