Saturday , May 18 2024

ሕግን ሕብረተሰብን

Harmony News 14-07-2021

Read More »

ኢራናውያን፡ ፈተነ ጭውያ ከካይዱ ፈቲኖም ተባሂሉ

ኣርባዕተ ኢራናውያን ዜጋታት፡ ንሓንቲ ኣብ ኒውዮርክ እትሰርሕ ጋዜጠኛ ንምጭዋይ ምፍታኖም፡ ክፍሊ ፍትሒ ኣመሪካ ገሊጹ። እቲ ክሲ ነታ ግዳይ መጭወይቲ ክትከውን እተሓስበት ሰብ እኳ፡ ብስም እንተዘይጠቐሰ፡ ኢራን ዝመበቈላ፡ ማሲሕ ዓሊነጃድ፡ ዝተባህለት ሰብ ግን ኣታ ክትጭወ ዝተሓስበት፡ ኣነ እየ ክትብል ሓቢራ’ላ። እዞም ኣብ ውዲት ጭውያ እተዋፈሩ ሰባት፡ ኣብ ብሪጣንያን ካንዳን ንዝርከቡ ሰባት እውን ሓባቢሎም ናብ ኢራን ክመልስዎም ምፍታኖም ጸብጻብ ክፍሊ ፍትሒ ኣመልኪቱ። …

Read More »

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ማእሰርቲ ዙማ፡ ዓቢ ናዕቢ ኣኸቲሉ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንማእሰርቲ ጃኮብ ዙማ፡ ስዒቡ ብዝተላዕለ ህዝባዊ ናዕቢ፡ ብውሕዱ 72 ሰባት ምሟቶም ቢቢሲ ሓቢራ። ዱኳናት ዝዝርፉን ዘቃጽሉን ናዕበኛታት፡ ምስ ፖሊስ ኣብ ጎነጽ ዝመልኦ ግርጭት ኣትዮም ምህላዎም ድማ ተገሊጹ። ትማል ሰሉስ ጥራይ፡ ኣብ ስዌቶ፡ ኣብ ዝነበረ ዘረፋ ብዝተኽስተ ጽቕጥቅጥ፡ ዓሰርተ ሰባት ምሟቶም ዝዝከር እዩ። ሓንቲ ኣደ እትነብረሉ ህንጻ፡ ብናዕበኛታት ብምቅጻሉ ጓላ ካብ ላዕላዋይ ደርቢ ናብ ታሕቲ ዘለዉ ሰባት እናደርበየት …

Read More »

ኣብ ፈረንሳ፡ ኣብ ሓጺር እዋን፡ ብዙሓት ሰባት ንክኽተቡ ቆጸራ ሒዞም

ኣብ ፈረንሳ፡ ኣብ ሰኑይ መዓልቲ ጥራይ፡ ልዕሊ 900 ሽሕ ሰባት፡ ክታበት ኮቪድ ንክኽተቡ ኣብ ዶክቶሊብ ዝተባህለ ናይ ቆጸራ መትሓዚ መርበብ ከምዝተመዝገቡ እቲ መርበብ ገሊጹ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ ፕረዚደንት ፈረንሳ፡ ኢማኑኤል ማክሮን፡ ንጉዳይ እቶም ዘይተኸትቡ ፈረንሳውያን ኣመልኪቱ፡ ኣደዳ ቀይድታት ክኾኑ እዮም ዝብል መግለጺ ድሕሪ ምውጽኡ፡ ዘጋጠመ ተርእዮ ምዃኑ ተፈሊጡ። ኣብ ፈረንሳ፡ ብዝሒ ናይቶም ብሓድሽ ጅር ደልታ፡ ዝልከፉ ዘለዉ ሰባት፡ ኣብ ዝውስኸሉ …

Read More »

ከተማ ሶልና፡ ንውሳኔ ምዕጻው ቤት ትምህርታት፡ ይግባይ ትብል

ምምሕዳር ከተማ ሶልና፡ ንክልተ ማእከላይን ላዕለዋይን ቤት ትምህርታት ንምዕጻው ዘቕረቦ ጠለብ፡ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ፡  ነቲ ጉዳይ ርእዩ፡ ንኽዕጸዋ ውሳኔ ድሕሪ ምምሕልላፉ ተኸቲሉ፡ ከተማ ሶልና፡ ኣንጻር እቲ ንናይ ህጻነት መሰል ኣብ ግምት ዘየእተወን ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝጸደቐ ስምምዕ መሰል ህጻናት ዝጠሓሰ ውሳኔ ይግባይ ክብል ምዃኑ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ገሊጹ። ካብ 01 ጥሪ 2020 ጀምራ፡ ሽወደን፡ ነቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት …

Read More »

ክታበት ትሕቲ ዕድመ፡ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ክጅመር እዩ

ኩሎም ኣብ ዓመተ 2005 ይኹን ቅድሚኡ ዘለዉ ዓመታት ዝተወልዱ ሽወደናውያን፡ ካብ መበል 32 ሰሙን ጀሚሮም፡ ክታበት ኮቪድ-19 ክኽተቡ ክኽእሉ ምዃኖም ንጸብጻባት በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ብምጥቃስ፡ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኩለን ምምሕዳራት ሽወደን፡ ድሕሪ እዚ ዝካየድ ዘሎ ራብዓይ መድረኽ ክታበት፡ ነዞም ኣብ ክሊ ዕድመ 16 ን 17 ዓመት ዘለዉ ናእሽቱ ትሕተ ዕድመ መንእሰያት ንክኸትባ መደብ ከምዘለወን ብተወሳኺ ገሊጹ። …

Read More »

ሜካ፡ በጻሕታ ንምእንጋድ ትዳሎ

ንግስነት ሱዑዲ ዓረብ፡ ኣብዚ ካብ ዕለት 18 ሓምለ ክሳብ 23 ሓምለ ናይ ዓመተ 2021፡ ዝካየድ ናይ ሓጅ ስነ-ስርዓት፡ ን60 ሽሕ ኣመንቲ እስልምና ከተአንግድ ምዃና ኣፍሊጣ። እዚ ዓመታዊ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ኣመንቲ እስልምና ዝሳተፍዎ ዝነበሩ ስነ-ስርዓት ሓጅ፡ ንኻልኣይ ተኸታታሊ ዓመት ብንግስነት ስዑዲ ዓረብ ዝተወሰነ ብዝሒ ቁጽሪ ክካየድ እዩ። ኣብቲ ዝካየድ ስነስርዓት፡ ክሳተፉ ዝኽእሉ ስዑዳውያን እቶም ዝተኸትቡ ጥራይ ምዃኖም ተሓቢሩ ኣሎ። ኣብዚ ናይ …

Read More »

ኣብ ኲባ ዓብዪ ህዝባዊ ተቓውሞ ተላዒሉ

ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተታት ዓመታት ተራእዩ ዘይፈልጥ ንመንግስቲ ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ርእሰ ከተማ ኲባ ሃቫናን ካልአይቲ ዝዓበየት ከተማ ሳንቲያጎን ይካየድ ምህላዉ ተገሊጹ። እቶም ሰልፈኛታት ለበዳ ዝተሓዘሉ ዘሎ ኣገባብ፥ ቀጻሊ ዝረአ ዘሎ ሕጽረት መግቢን ጸብጻባት ሚድያን ብምጥቃስ ፕረሲደንት ሚግዎአል ዲያዝ ካነል ካብ ስልጣኑ ክወርድ ሓቲቶም ኣለዉ። “ኣብ ኣዝዩ ኣሸጋሪ ኲነታት ኢና ዘሎና፥ ለውጢ ስርዓት የድልየና እዩ” ክትብል ሓንቲ ካብዞም ሰልፈኛታት መምህር …

Read More »

ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ጥሜት ከጋጥም ከም ዝኽእል ኣጠንቂቑ

ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ስዒቡ፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ብሰንኪቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ኢትዮጵያ ጥሜት ክኽሰት ከም ዝኽእል ኣጠንቂቑ። ትግራይ ብሰንኪ ክካየድ ዝጸንሐ ኲናት ብውሕዱ 400 ሽሕ ሰባት ኣብ ጥሜት ምህላዎም ጸብጻባት ውድብ ሕቡራት ሃገራት የመልክቱ። ብዘይካ’ዚ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ዝተፈላለዩ ኣካላት ንናይ ወጻኢ ረድኤትን ሓገዝን ክፉታት ክኾኑ ጸቕጢ ይገብር ምህላዉ ተመልኪቱ’ሎ። ኣብ ትግራይ፡ ህጹጽ ሓገዝ እንድሕሪ ክኣቱ ዘይተጌሩ፡ ከምቲ ኣብ …

Read More »

ደገፍቲ ጀኮብ ዙማ ብዘለዓዐልዎ ዕግርግር፡ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

ማእሰርቲ ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር፡ ጀኮብ ዙማ፡ ምኽንያት ብምግባር ብደገፍቱ ብዝተላዕለ ዕግርግር፡ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከም ዝሞቱ ንወኪል ጸጥታ እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና TT ሓቢሩ። ኣብዚ ኣብ ኣውራጃታት ክዋዙሉ ናታልን ጓቲርንግን ዝተኻየደ ዕግርግር፡ ልዕሊ 200 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ኣለዉ። ወዲ 79 ዓመት ዙማ፡ ነቲ ብብልሽውና ከሲሱ ጥርዓን ዘቕረበሉ ቤት ፍርዲ ኣብ ግዜኡ ብዘይምርካቡ ኣኽብሮት ኣየርኣኻን ብዝብል ክሲ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com