Saturday , May 18 2024

ውህደት

ብዛዕባ ሽወደን

Read More »

ስምስም

ፍረታት፡ እቶም ቀንዲን መዓልታዊ ክንምገቦም ዝግባኣናን ምሉእ ጥዕና ንኽህልወና ዝሕግዙ እዮም። ፍረታታት ብዝያዳ ልብና ምሉእ ጥዕና ንኽህልዋ ይሕግዙ። ካብ ጥንቲ ሕብረተ-ሰባት ንስምስም ብልምዳዊ ኣገባብ ንዝተፈላለዩ ሕማማት ኣብ ምፍዋስ ተጠቂሞሙሉ’ዮም። ካብዚ ተበጊሶም ተመራመርቲ ኣብ ዝገበርዎ ምርምር፡ ስምስም ኣብ ወዲ ሰብ ዝለዓለ ጥቕሚ ከም ዘለዎ ኣረጋጊጾም። ስምስም፡ ዝለዓለ ትሕዝቶ ካልስዩም፡ ማግነዝየም፡ ዚንክ፡ ፋይበር፡ ኣይሮንን ፎስፎሮስን ኣለዎ። እዚ ዓይነት እኽሊ ኣብ ትሕዝቶኡ ካብ …

Read More »

ድቃስ መግቢ ኣእምሮ እዩ ንህጻናት

ህጻናት፡ ነፍሲ-ወከፍ ለይቲ ብዉሑዱ 9 ሰዓታት ክድቕሱ ኣለዎም።  ጉድለት ግቡእ ምድቓስ ንህጻናት ግጅፊ ነፍሲ ከስዕበሎም ይኽእል። ብውሑዱ 9 ሰዓታት ክንድቕስ ኣለና። ንሰዓታት ድቓስ ብዝምልከት፡ ሃገራዊ ትካል ድቓስ ነዚ ዝስዕብ ምኽሪ ይህበና፡ ጀመርቲ ትምህርቲ ህጻናት (ካብ 3 ክሳብ 5 ዓመት)፡ 10 ክሳብ 13 ሰዓታትካብ ኣዚለ ክፍሊ ንላዕሊ (6 ክሳብ 13 ዓመት)፡ 9 ክሳብ 11 ሰዓታትኮተቴ (14 ክሳብ 17 ዓመት)፡ 8 ክሳብ …

Read More »

መሸጢ ሓራጅ ሚሮርና ሰዓታት ሰራሕተኛታቶም ከጒድሉ እዮም።

ሰንሰለታዊ ሹቕ ሓራጅ ሚሮርና ዋጋ ኣቕሑ ብፍርቂ ብምጒዳል ሰዓታት ሰራሕተኛታትን ክቕንስ ድሌት ከም ዘለዎ ኣካየድቲ እቲ ትካል ገሊጾም። ሰንሰለት ሚሮርና ኣብ ሽግር ዘለዉ ሰባት ንምሕጋዝ ንፕሮጀክት ሳልቬሽን ኣርሚ ከም ዝምውል ይፍለጥ። ብመሰረት ቃል ኣካያዲት ዕድጊ ሚዮርና ካይሳ ኢንገማርስዶተር እዚ ምጒዳል ዕላማታቱ ኣብ ምስላጥ ኣድላዪ ስጒምቲ እዩ። ብምጒዳል ሰራሕተኛታት ሓዘን ዝስምዖ ምዃኑ እንተኾነ ንስለቲ ዝፍጽሞ ማሕበራዊ ዕዮ ክብል ነዞ ግድነት ክፍጽሞ …

Read More »

ንቖልዑን መንእሰያትን ምክንኻን

እኹል ሰዓታት ዘይድቕሱ ህጻናት፡ ኣብ ተሳትፎኦም ኣብ ትምህርትን ምስ መዛንኦም ኣብ ምውህሃድን ክዝሕትሉ ዝገብር ኮይኑ፡ ባህርያቶም ውን መትሓዚ ዘይብሉ ክኸውን ይኽእል።ፍሩታን ኣሕምልትን ዝጠቓለለ ጠዓሞት፡ ብቪታሚንን ካልእ ማዕድናትን ዝሃብተመ ስለዝኸውን፡ ንዕብየትን ምዕባሌን ኣካልናን ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ኣካላትና ሕማማት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ውን የሐይል።ፍሩታን ኣሕምልትን ዝጠቓለለ ጠዓሞት፡ ብቪታሚንን ካልእ ማዕድናትን ዝሃብተመ ስለዝኸውን፡ ንዕብየትን ምዕባሌን ኣካልናን ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ኣካላትና ሕማማት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ውን …

Read More »

ናይ ውልቅኻ ትካል ምኽፋት

ኣብ ዓመተ 2017፡ ጠቕላላ ቁጽሪ ናይ’ቶም፡ ኣብ ሽወደን ወነንቲ ትካላት ዝኾኑ ሰባት፡ 500 000 በጺሑ። ብቑጽሪ ደረጃ ክርአ እንከሎ፡ ወነንቲ ትካላት፡ 9% ናይ’ቶም ኣብ ዕዳጋ-ዕዮ ተዋፊሮም ዘለዉ ሰባት እዮም። ናይ ውልቂ ትካል ክትከፍቱ መደብ ምስ ዝህልወኩም፡ ዝተፈላለያ ድርጅታትን መንግስታውያን ትካላትን፡ ምኽርን ሓገዝን ክልግሳልኩም ይኽእላ እየን። ንኣብነት ትካል ኣልሚ (ALMI) ከምኡ’ውን ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ-ስራሕ ዝመሰላ ማለት’ዩ። ኣብ’ዞም መርበብ ሓበሬታታት www.tillvaxtverket.se ከምኡ …

Read More »

ጡብ ምርመራ

ጡብ ምርመራ ጡብ ምርመራ ምግባር ጡብ ምርመራ ዓመታዊ አዶ ዝኾና ልዕሊኡን ዓመትን 40 ካሊእ ወይድማ ሕብጠት ጡበን ኣብ ጡብ ምርመራ እዩ። ኣገዳሲ ብፍላይ እዩ። ምርመራ ዝጠቅም ንምርኣይ እንተሊዩ ለውጢ ዝረአ ምርመራ ጠቓሚ ኣዝዩ ንምርግጋፅ እንተሊዩ ጡብ ካንሰር ሕማም እዩ።

Read More »

ኣብ ሽወደን ውሑድ ዝመጠኑ ምጒዳል ዝቕባበ ክህሉ ትንቢት ተጌሩ።

ብመሰረት TNS ዘካይዶ ዳህሳስ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ቊጠባ ሽወደን ትጽቢታት ዝቕባበ ምጒዳል ኣርእዩ ኣሎ። ካብ ብርክት ዝበላ ኲባንያታት ዝተዋዝኡ ኣካየድቲ ዕድጊን ወከልቲ ማሕበራት ንግዲን ኣብቲ ዳህሳስ ምስታፎም ድማ ተፈሊጡ።፡ ብመሰረት ትንበያታት ኣብ ሓደ ዓመት ዝቕባበ ናብ 1.6 ሚእታዊት፥ ኣብ ክልተ ዓመታት ከኣ 1.8 ሚእታዊት ክበጽሕ እዩ ዝብል ትጽቢት ኣሎ። ኣብ መስከረም ዝተሓትመ ዝሓለፈ ዳህሳስ ከም ዘመልክቶ ኣብ ሓደ ዓመት …

Read More »

ዋጋ ኣባይቲ ኣብ ዓመት ናይ 3 ሚእታዊት ምውሳኽ የርኢ ኣሎ ተባሂሉ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ዋጋ ኣባይቲ ምስ ናይ ዝሓለፋ ኣዋርሕ ብምንጽጻር ብ 3 ሚእታዊት ምዕባዩ ተገሊጹ። ካብ ወርሓት ሓምለ-መስከረም 2018 ካብ ዝነበረ ዋጋ ምውሳኹ እውን ማእከለ ስታቲስቲክስ ሽወደን ኣመልኪቱ’ሎ። ኣብ ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ 20 ኣውራጃታት ምውሳኹ ተለልዩ’ሎ። ዓመታዊ ካብ 21 ኣውራጃታት ሽወደን ኣብ 17 ወሰኽ ዋጋ ከም እተራእየን ኣብ 3 ምጒዳሉን ኣብ ዝተረፋ ግና ከም ዘለዎ ምቕጻሉን ከኣ ተመልኪቱ። …

Read More »

ኣብ ሽወደን ቀዋሚ መንበሪ ንምርካብ ናይ ቋንቋ መርመራ ክተኣታቶ እዩ።

መራሒ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ ኢባ ቦሽ ቶር ብዓርቢ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ኣብ ሽወደን ቀዋሚ መንበሪን ዜግነትን ክረኽቡ ዘመልክቱ ሰባት ናይ ቋንቋ መርመራ ክገብሩ ክሕተቱ እዮም ኢላ። ኣብ ጒዳይ ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ክንዲ ምምሕዳራት ከተማ መንግስቲ ዝለዓለ ሓላፍነት ክትወስድ ጸዊዓ’ላ። ብኻልእ መዳይ ቡሽ ነዚ ኣብ መንጐ ሰልፊታት ማሕበራዊ ዴሞክራሲ፥ ከባቢ፥ ሊበራልን ማእከልን ዘሎ ምትሕብባር ባጀት ነዚ ናይ ቋንቋ መርመራ ከምቲደፍኣሉ ገሊጻ። ንሳ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com