Friday , May 17 2024

ዜና

መንእሰያት ናይጀርያ “ማሕበር በቃቓት ሰብኡት” የቚሙ።

መንእሰያት ናይጀርያ፡ ብሰንኪ ዋጋኡ ኣመና እናኸበረ ዝመጸ ዋጋ “ፍቕሪ” ብምምራሮም፡ “ማሕበር በቃቓት ሰብኡት” ከም ዝመስረቱ ይንገር ኣሎ። ኣብ ክቡራት ሆቴላት ምቊጻር፥ ክቡር ህያባት ምሃብን ጥረ ገንዘብ ኣምጽእ ዝብልን ሕቶ ኣፍቀርቶም ኣማሪርዎም ነዚ ማሕበር ከም ዘቖሙ ድማ ተገሊጹ። እዚ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተመረቐ ማሕበር፡ ምሒር ክብሪ ናብራን ንሱ ሒዝዎ ዝመጸ ምትሕውዋስ ስነምግባር ፍቕሪን ገንዘብን ንምእራም ከም እተላዕሉ ይሕብሩ። በዚ ሎሚ ኣብ …

Read More »

ምስፍሕፋሕ ለበዳ ሓድሽ ጅር፡ ልዕሊ 80% በጺሑ

ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ኣብ ምምሕዳር ያበሎቦሪ፡ ኣሰካፊ እናኾነ ምምጽኡ ወከልቲ ምምሕዳራት ኣብ ዘካየድዎ ጋዜጣዊ ዋዕላ ሓቢሮም። ኣብ ዝሓለፉ ሳምንታት፡ ምምሕዳር ያቨልቦሪ፡ ብለበዳ ኮቪድ-19ን ሓድሽ ብሪጣንያዊ ጅርን ብኸቢድ ከምዝተጠቕዐት ይፍለጥ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ፡ እቲ ምስፍሕፋሕ ብዓቢ ናሕሪ ይቕጽል ምህላዉ ክብል ሓኪም ተመሓላለፍቲ ሕማማት፡ ሻህ ጃላል፡ ሓቢሩ። ኣብቲ ምምሕዳር ዝርከቡ ብኮሮና ዝተልኽፉ ሰባት፡ እቶም 83% በቲ ሓድሽ ብሪጣንያዊ ጅር ዝተለኽፉ ምዃኖም …

Read More »

Harmony Media News 17-03-2021

Read More »

ፍሉይ መደብ 50 ደቒቕ 16 መጋቢት 2021

Read More »

ኣብ ቡልጋርያ፡ ትምዩን ባጤራታት ተታሒዙ

ካብ ርእሲ ከተማ ቡልጋርያ፡ ሶፍያ፡ ናብ ምዕራብ ኤውሮፓዊት ሃገር፡ ዩክሬን፡ ክሰግር ተመዲቡ ዝነበረ ልዑል ደረጃ ዘለዎ ትምዩን ባጤራታት፡ ብፖሊስ’ታ ሃገር ከምዝተታሕዘ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ውሽጣዊ ጉዳይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ምስዚ ጉዳይ ብዝተኣሳሰር፡ ሓደ ወዲ ተባዕታይን ሓንቲ ጓል ኣንስተይትን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም ተፈሊጡ ኣሎ። እቲ ብዝለዓለ ደረጃ ብቕዓት ዝተሰርሐ ትምዩን ባጤራታት፡ ካብቲ ናይ ብሓቂ ባጤራታት …

Read More »

ትግራይ፡ ናውቲ ሕክምና ከም እተራሰየ ተገሊጹ

ኣብ ትግራይ ዝነበረ ትካላት ጥዕና፡ ኮነ ኢልካ፡ ክዓኑ ከም እተገብረን ዝተረፈ ድማ ከም እተራሰየን ዶክተርስ ዊዝኣውት ቦርደርስ ዝተባህለ ሰብኣዊ ጒጅለ ብሰኑይ ኣብ ዝሃቦ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። ካብ መፋርቕ ታሕሳስ ክሳብ መጋቢት ኣብ ዘሎ ኣዋርሕ 70% ካብተን 106 ማእከላት ጥዕና ከም ዝተራሰያ 30 ሚእታዊት ከኣ ከም ዝዓነዋ እቲ ጒጅለ ኣመልኪቱ። ዛጊት 13% ካብ ጠቕላላ ትካላት ጥዕና ጥራይ እየን ዝዓያ ዘለዋ ዝበለ እቲ …

Read More »

ደቡብ ሱዳን፡ ጠንቂ ኮማዊ ግጭታት መራሕቲ እዮም ክብል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ወቒሱ

ወተሃደራውያንን ፖለቲከኛታትን መራሕቲ ደቡብ ሱዳን፡ ኣብ ዞባ ዓብዪ ጆንገሊ፡ ንዝርከቡ ዕጡቓት ሚሊሻ፡ ይሕግዙ ምህላዎም ብምጥቃስ ኣብ መንጐ ማሕበረሰባት ዝህሉ ግርጭታት የባልሑ ኣለዉ ብምባል፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ወቒስዎም። ካብ ወርሒ ጥሪ ክሳብ ሰነ ኣብ ዝተባርዐ ኮማዊ ግርጭታት፡ 700 ሰባት ከም እተቐትሉ ቤት ጽሕፈት ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ው/ሕ/ሃ ገሊጹ’ሎ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መስላትን ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ኣብ ደቡብ ሱዳንን ብሓባር ናብ መንግስቲ ደቡብ …

Read More »

ስዑዲ ዓረብያ፡ ፍርያት ቱርኪ ዝኾና ድሮን ክትገዝእ ከም እትደሊ ትገልጽ

ፕረሲደንት ቱርኪ፡ ታይፕ ኤርዶጋን፡ ብሰኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ስዑዲ ዓረብ፡ ድሮናት ቱርኪ ዘፍረየተን ድሮን ክትገዝእ ድሌት ከም ዘለዋን እዚ ድማ ክልቲኣተን ሃገራት ንኽቀራረባ ምኽንያት ክኸውን ይኽእል እዩ ኢሉ’ሎ። ስዑዳዊ ጋዜጠኛ፡ ካሾግጂ፡ ኣብ 2018 ኣብ ቆንስል ስዑዲ ዓረብ ኢስታምቡል፡ ድሕሪ ምሟቱ ዝምድና ክልቲኣተን ሃገራት ኣብ ሕማቕ ደረጃ ምውራዱ ዝፍለጥ እዩ። ብፍላይ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ፍርያት ቱርኪ ብዝገበረቶ እገዳ ንግዳዊ ዝምድንአን ምሕርፋፉ፡ …

Read More »

ኣመሪካ. . .ሩስያ ንምርጫ ኣመሪካ 2020 ክትሕምዙቕ ፈቲና ኔራ ዝብል ጸብጻብ ተውጽእ

መንግስቲ ሩስያ፡ ኣብቲ ኣብ ዓመተ 2020 ዝተኻየደ ምርጫ ኣሜሪካ፡ ኢዳ ብምትእትታዉ ነቲ ምርጫ ክትሕምዙቕ ሃቂና ምንባራ ወኪል ቤት ጽሕፈት ጸጥታ ኣሜሪካ ሓቢሩ። ብዘይካዚ ኢራን ቨነዙዌላን ሑዝበላህን ኣብ ምርጫ ኣመሪካ 2020 ምትእትታው ክገብሩ ምፍታኖም ወኪል ጸጥታ ኣመሪካ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ሩስያ ብመንገዲ መሻርኽቲ ፕረሲደንት ትራምፕ ኣቢላ ኣብ ልዕሊ ሕጹይ ተወዳዳሪ ጆ ባይደን ኣጋጋዪን ዘይጭቡጣትን ሓበሬታታት ክፍኖ ምግባራ ሰብመዚ ጸጥታ ኣመሪካ ሓቢሮም ኣለዉ። …

Read More »

ናይ ቤት መግብታት መጠን ሽያጥ፡ ኣንቆልቊሉ

ለበዳ ኮሮናን ንዕኡ ንምብዳህ ተባሂሉ ዝወጹ መምርሒታት፡ ንኢንዱስትሪ ቤት መግብታት፡ ብኸቢድ ሃስይወን ይርከብ። ኣብ መላእ ዓመተ 2020፡ መጠን ሽያጥ ናይቲ ኢንዱስትሪ፡ ምስቲ ናይ ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመት ክነጻጸር እንከሎ፡ ብ20% ከምዝጎደለ፡ እዚ ማለት ድማ 26 ቢልዮን ክሮነ ከምዝበጽሕ፡ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ሽወደን ይሕብሩ። ኣብ ዓመተ 2020፡ ጠቕላላ መጠን ሽያጥ ናይቲ ኢንዱስትሪ፡ 104 ቢልዮን ክሮነ ምንባሩን እቲ 21.5 ቢልዮን ክሮነ ድማ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com