Sunday , May 19 2024

ጥዕና

ሃገራዊ ማሕበር መምህራን ሽወደን፡ ልዕሊ 12 ዓመት ተማሃሮ ንክኽተቡ ይጽውዕ

ሃገራዊ ማሕበር መምህራን ሽወደን፡ ኩሎም ልዕሊ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ተማሃሮ፡ ጽረ ኮቪድ-19 ክታባት ንክኽተቡ፡ መንግስቲ ሽወደን መምርሒ ንኸመሓላልፍ ጻውዕቱ ኣቕሪቡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ቅድሚ ምጅማር ትምህርቲ ኣብ ዘሎ ግዜ፡ መልከፍቲ ኮሮና ብናህሪ ይውስኽ ከምዘሎ ጸብጻባት በዓል መዚ ጥዕና ይሕብሩ። ኣብ እዋን ትምህርቲ፡ ንርሕቀትካ ምሕላው ዝብል መምርሒታት በዓል መዚ ጥዕና ምትግባር፡ ከቢድ እኳ እንተኾነ፡ ዘይከኣል ግን ኣይኮነን ክብል ፕረዚደንት …

Read More »

Harmony Media News 13/08/2021

Read More »

ኖርወይ . . . ምስፍሕፋሕ መልከፍቲ ኮሮና ወሲኹ

ምስፍሕፋሕ መልከፍቲ ኮሮና ኣብ ኖርወይ ይውስኽ ምህላዉን ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ኣስታት 666 ሰባት ብኮሮና ምልካፎምን እዚ ድማ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ዘጋጠመ ዝለዓለ መጠን መልከፍቲ ኮይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ገሊጹ። ማእከላይ ገምጋም መጠን መልከፍቲ ናይ ዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልታት 465 ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ምንባሩ ይዝከር። ኣብ ቅድሚኡ ዝነበረ ሰሙን ዝተመዝገበ ማእከላይ ገምጋም መጠን መልከፍቲ 338 ምንባሩ …

Read More »

ሽወደን ምስ ኩባንያ ኖቫቫክስ ስምምዕ ፈሪማ

መንግስቲ ሽወደን፡ ምስ ኣሜሪካዊ ኩባንያ ክታበት ኖቫቫክስ፡ ናይ ቅድመ ዕድጊ ስምምዕ ከምዝፈረመ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ክታበት ኖቫቫክስ፡ 89% ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ከምዘለዎ ዝፍለጥ ኮይኑ ፕሮቲን መሰረት ዝገበረ ክታበት እዩ። ኤውሮፓዊ ኤጀንሲ መድሃኒት፡ ነዚ ክታበት ተፈላጥነት ምስ ሃቦ፡ ሽወደን፡ ካብቲ ኩባንያ፡ 2.2 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ክትዕድግ መደብ ከምዘለዋ ገሊጻ። ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡ ካብ ኩባንያ ኖቫቫክስ፡ ኣፍልጦ ምስ …

Read More »

ኣብ ሓደ ፈስቲቫል፡ መልከፍቲ ኮሮና ኣጋጢሙ

ቅድሚ ክልተ ሳምንታት ኣቢሉ፡ ኣስታት 500 ሰባት ዝተሳተፍዎ ሕርሻዊ ፈስቲቫል፡ ኣብ ቮርምላንድ፡ ተኻይዱ ምንባሩ ይዝከር። ካብቶም ኣብቲ ፈስቲቫል ዝተሳተፉ፡ 82 ሰባት ብኮሮና ከምዝተለኽፉ፡ ሓኪም ተማሓላለፍቲ ሕማማት እቲ ምምሕዳር፡ ኣና ስኮግስቶም፡ ን P4 Värmland ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዞም ዝተለኽፉ ሰባት ምስ ተፈልጡ፡ ምምሕዳር ቮርምላንድ፡ ብምልኦም ኣብቲ ፈስቲቫል ዝነበሩ ሰባት፡ ብኮሮና ተለኺፎም ከይህልዉ፡ ስግኣቱ ገሊጹ ኣሎ። እቲ ለበዳ ምስ ተፈልጠ፡ …

Read More »

ክታበት ኮቪድ፡ ንኹሎም ወተሃደራት ኣሜሪካ፡ ብግዴታ ክወሃብ እዩ

ኩሎም ኣብ ሰራዊት ኣሜሪካ ዘገልግሉ ወተሃደራት፡ ክታበት ኮቪድ ክኽተቡ፡ ግዴታ ክኸውን ምዃኑ ሚኒስተር ምክልኻል’ታ (Defense Secretary) ሃገር፡ ሊሎይድ ኦስቲን፡ ወሲኑ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ዕለት 15 መስከረም፡ እዚ መደብ መስርሕ ክታበት፡ ብቐጻልነት ኣብ ተግባር ውዒሉ ንኽርእይ፡ ኦስቲን፡ ድሌት ከምዘለዎ ገሊጹ። ፕረዚደን ኣሜሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ነዚ ውሳነ ብሓጎስ ከምተቐበሎ ድሕሪ ምግላጹ፡ ኣነን ኦስቲንን ካብ ንሰማማዓሎም ጉዳያት፡ ኩሎም ኣባላት ሰራዊት …

Read More »

ጀርመን፡ መርመራ ኮቪድ፡ ብነጻ ምሃብ ከተቋርጾ ትሓስብ ከምዘላ ገሊጻ

ካብ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ፡ ንዜጋታት ዝወሃብ ዘሎ ናይ ነጻ ኮቪድ መርመራ፡ ከቋርጾ ድሌት ከም ዘለዎ፡ መንግስቲ ጀርመን እኳ እንተሓበረ፡ እቲ ቀሪቡ ዘሎ እማመ፡ ኣብ መንጎ ቻንስለር መርኬልን ዝተፈላለዩ ወከልቲ ሰልፍታት እታ ሃገር ዝርርብ ክካየደሉ እዩ ክብል  RND ዝተባህለ ጀርመናዊ ማዕከን ዜና ሓቢሩ ክብል ተተ ኣቃሊሑ። ንኹሎም ዜጋታት ጀርመን ዝኸውን ክታበት ኮቪድ እኳ ተዳልዩ እንተሃለወ፡ ንኹሉ ወጻኢታት ናይ መርመራ ኮቪድ፡ ብዋጋ …

Read More »

ኦስትርያ፡ ንሳልሳይ እብረ ክታበት ትዳሎ

ሃገረ ኦስትርያ፡ ካብ ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚራ፡ ነቶም ቅድሚ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካልኣይ እብረ ክታበት ዝወሰዱ ዜጋታታ፡ ሳልሳይ እብረ ክታበት ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ገሊጹ። እዚ ካብ ዕለት 17 ጥቅምቲ ክጅምር ተሓሲቡ ዘሎ መደብ ክታበት፡ ዜጋታት ኦስትርያ፡ ጸረ ኮቪድ-19፡ ናይ ምክልኻል ዓቕሞም ክብ ንምባል ዝወሃብ ምዃኑ ሚኒስተር ጥዕና’ታ ሃገር፡ ዎልፍጋንግ ሙኽስቲን ንመራኸቢ ብዙሃን ORF ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። ሃገረ …

Read More »

ስቶክሆሎም . . . መጠን መልከፍቲ ኮሮና ይውስኽ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ መጠን መልከፍቲ ኮሮና ኣብ ከተማ ስቶክሆሎም ክውስኽ ከምዝተራእየ፡ ቦርድ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዘውጸኦ ጸብጻብ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ማእከላት ጥዕና ዘሎ ጸቕጢ ልዑል እናሃለወ፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ ኣብ ሆስፒታላት እናመጹ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝግበረሎም ሰባት፡ ቁጽሮም እናበዝሐ ይመጽእ ምህላዉን ቁጽሪ ናይቶም ጽዑቕ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝሓቱ ሰባት ውን እናበዝሐ ምምጽኡ፡ እቲ ጸብጻብ ገሊጹ።

Read More »

ኣብ ሆስፒታል ኮቪድ፡ መስመር ኦክስጂን ብምፍንጃሩ፡ ትሽዓተ ሰባት ሞይቶም

ትማሊ ሶኑይ፡ ኣብ ሩስያዊት ከተማ ቭላዲካቭካዝ ( Vladikavkaz) ኣብ እትርከብ ሆስፒታል፡ ብትሕቲ መሬት ዝተዘርገሐ መስመራት ኦክስጂን ብምፍንጃሩ፡ ካብቶም ኣብ ክፍሊ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዝነበሩ 71 ሕሙማት ኮቪድ ዝኾኑ ሰባት፡ 9 ከምዝሞቱ በዓል መዚ ጥዕና እቲ ከበቢ ንማዕከን ዜና ታስ ዝሃቦ መግለጺ ምርኩስ ብምግባር፡ ተተ፡ ሓቢሩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ናይ ኦክስጂን ገንእታት ናብቲ ሆስፒታል ከም ዝተላእከ ተፈሊጡ ኣሎ። ሰራሕተኛታት ጥዕና ድማ፡ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com