Friday , May 17 2024

ዜና

ናይጀርያውያን ሙዚቀኛታት፡ ሽልማት ግራሚስ፡ ይዕወቱ

ኣባላት ናይጀርያዊ ጒጅለ ሙዚቃ ኣፍሮቢት ቡርና ቦይን ዊዝኪድን፡ ናይ 2021 ተሸለምቲ ግራሚስ ኮይኖም ኣለዉ። ቡርና ቦይ (burna boy) ብብሉጽ ኣልቡም ክዕወት እንከሎ ዊዝኪድ (wiz kid) ከኣ ምስ ተዓዋቲት ግራሚስ ዝኾነት ቢዮንሴ ብዝተጻወቶ ብራውን ስኪን ገርል (brown skin girl) ዝተሰምየት ሙዚቃዊ ቪድዮ እዩ ተዓዋቲ ኮይኑ ዘሎ። ጓል ቢዮንሴ፡ ብሉ ኣይቪ፡ ኣብዛ ደርፊ ከም እተዓወተት እውን ተፈሊጡ። ብናይ ስነጥበብ ስሙ ቡርና ቦይ …

Read More »

ቤት ማእሰርቲ ማሪስቶድ (Mariestad)፡ ሓድሽ ጨንፈር ወሲኹ

ኣብ ማሪስቶድ ዝርከብ ኣገልግሎት ቤት ማእሰርቲ ሮድያን (Rödjan)፡ ዝለዓለ ናይ ጸጥታ ክፍሊ ዝሓቁፍ ሓድሽ ጨንፈር ክውስኽ ምዃኑ ላዕለዋይ ሓላፊ ኣገልግሎት ቤት ማእሰርቲ፡ ማርትን ሆልምግሬን፡ ሓቢሩ። እቲ ተወሳኺ ጨንፈር፡ ንበይኑ ዝተዶኮነ ኮይኑ፡ 150 ተወሰኽቲ መቐመጢታት ብዝለዓለ ናይ ድሕነት ኣገልግሎት ዝተሰነዩ ኮይኖም ከም ካልኣይ ዝለዓለ ደረጃ ዝስራዕ እዩ። ምስቲ ቅድሚ ሕጂ ዝተወሰነ ናይ ምግፋሕ መደባት፡ ኣገልግሎት ቤት ማእሰርቲ ሮድያን፡ ኣብ ቀጻሊ፡ ክሳብ …

Read More »

ዜና መጽሔት 14 መጋቢት 2021

Read More »

ናሳ: ዓርሞሸሽ ጠፈራዊ እምኒ (ኣስትሮይድ) ጥቕ ምድሪ ክሓልፍ እዩ

ዝመጽእ 21 መጋቢት ዛጊት ዝዓበየ ምዃኑ እተነግረሉ ጠፈር እምኒ (ኣስትሮይድ) ካብ ምድሪ 2 ሚልዮን ኪሎሜትር ጥራይ ተፈንቲቱ ከም ዝሓልፍ ሃገራዊ ምምሕዳር ጠፈር ኣመሪካ (ናሳ) ኣፍሊጡ። ተመራመርቲ ካብቲ ንቡር ቅርብ ዝበለ ትዕዝብቲ ንኽወስዱ ከም ዘፍቅድ እውን ወሲኹ ሓቢሩ’ሎ። እዚ 2001FO32 ዝተሰምየ እምኒ ጠፈር ቅድሚ ዕስራ ዓመት ዝተረኽበ ኮይኑ 915 ሜትሮ ቁመት ከም ዘለዎ ተፈሊጡ። እዚ ኣስትሮይድ ኣብ ጸሓይ ዝዖደሉ ዛቢያ ኣጸቢቕና …

Read More »

ኢራን: ስነምግባር ዝጎደሎ ሙዚቃዊ ቪድዮ ሰሪሖን ንዝበለቶም ትኣስር

ኢራን: ምስ ኣብ ካሊፎርኒያ ዝመደብሩ ኢራናዊ ሙዚቀኛ ምትእስሳር ዘለዎም ብርክት ዝበሉ ኣፍረይቲ ሙዚቃ ብሓሙስ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ምእታዋ ተገሊጹ። ኢራን ምዕራባዊ ብልሽውና የተኣታቱ እዩ ንእትብሎ ሙዚቃዊ ቪድዮ ናይ ምእጋድ ልሙድ ኣሰራርሓ ከም ዘለዋ ዝፍለጥ እዩ። እዛ ብማሕበራዊ መራኸቢታት ዝተራእየት ሙዚቃዊት ቪድዮ ደራፋይ ሳሳን ሓይደሪ ያፍተሕ ምስ ቅርጺ ኣካላተን ዘርኢ ጥብቕ ዝበለን ሓጺርን ክዳን ዝወደያ ደቀንስትዮ እናሳዕስዐ እያ ተሰሪሓ። ኣብ ሰሙን …

Read More »

ደቡብ ኣፍሪቃ: ንጉስ ዓሌት ዙሉ ዓሪፉ።

ንጉስ ዓሌት ዙሉ: ደቡብ ኣፍሪቃ: ጉድዊል ዝወሊቲኒ ኣብ መበል 72 ዓመቱ ትማሊ ምዕራፉ ኣልጀዚራ ገሊጻ። ንሱ ኣብ 1971 ጀሚሩ ኣብ ንግስነት ዝነበረ ኮይኑ ቅድሚ ኣዋርሕ ብምኽንያት ሕማም ሽኮር ኣብ ሆስፒታል ክእለ ጸኒሑ ምሟቱ ተፈሊጡ። እዚ ንጉስ ኣብ ሚልዮናት ዓሌት ዙሉ ዓቢ ጽልዋን ተፈታውነትን ከም ዝነበሮ እዩ። ኣብ መንፈሳዊን ጽምብላዊን ስርዓታት ብዘይካ ዝነበሮ ምስላዊ ተራ ካልእ ኣብ ፖለቲካ ደቡብ ኣፍሪቃ ስልጣን …

Read More »

Harmony Media News 12-03-2021

Read More »

ደቡብ ሱዳን፡ ሓደ ሰብኣይ ብገበን ጾታዊ ዓመጽ ን7 ዓመታት ተፈሪዱ

ሓደ ደቡብ ሱዳናዊ፡ ንትሕተ ዕድመ ጓለንስተይቲ ብምዕማጹ፡ ን7 ዓመታት ማእሰርቲ ከም እተፈርደ ድምጺ ኣመሪካ ገሊጻ። ኣብ ደቡብ ሱዳን፡ ዝበዝሐ ገበናት ጾታዊ ዓመጽ፡ ናይ ፖሊስ ጥርዓን ከም ዘይግበረሉ እዩ ዝግለጽ። ዝሓለፈ ዓመት ክልተ ሰብኡት ኣብ ከተማ የይ፡ ብጾታዊ ዓመጽ ተኸሲሶም ፍርዶም ምርካቦም ኣብ ኣክቲቪስታት ዓቢ ተስፋ ምሕዳሩ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን፡ ደንግ ቻይ ደንግ፡ ሓቢሩ። እዚ ኣብ ዞባ ጀንጎሊ፡ …

Read More »

ኣመሪካ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊነት ብናጻ ኣካል ክጻረ ጸዊዓ

ዋይት ሃውስ፡ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ዘስካሕክሕ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ምሉእ ምጽራይ ዘካይድ ናጻ ኣካል ክኣቱ ከም እትደሊ ገሊጻ’ላ። በቲ ኣብ ትግራይ ኣብ መንጎ ህወሓትን ሓይልታት ፈደራልን ዝተኻየደ ኲናት ብሓይልታት ኣምሓራን ኤርትራን ኣብ ከተማታት ኣክሱምን ማርያም ደንገላትን ካልኦትን ሓያሎ ጃምላዊ ቅትለትን ገዚፍ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ከም እተፈጸመ፡ በዚ ድማ ብውሕዱ 3 ሚልዮን ተጋሩ ናብ ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ተቓሊዖም ምህላዎም እዩ ዝግለጽ። …

Read More »

ሃገረ ጣልያን፡ ኣብ እዋን በዓል ፋሲካ፡ ምሉእ መስርሕ ዕጽዋ ክተካይድ ትውስን

ሃገረ ጣልያን፡ ኣብ እዋን በዓል ፋሲካ፡ ምሉእ መስርሕ ዕጽዋ ክተካይድ ምውሳና፡ ንማዕከን ዜና ሮይተርስ ብምጥቃስ፡ ተተ ሓቢሩ። ካብ ዕለት 03 ክሳብ 05 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ኩሎም ኢጣልያውያን ካብ ገዝኦም ናብ ስራሕ ወይ ድማ ናብ ማእከላት ጥዕና ጥራይ ክንቀሳቐሱ ክኽእሉ እዮም። ብዙሕ ኣገዳስነት ዘይብሎም ትካላት ንግዲ ውን ኣብቲ እዋን ዕጽዋት ክኾኑ እዩም። ካብ ጽባሕ ሰኑይ ጀሚሩ፡ እተን ብብጫ ሕብሪ ምልክት …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com