ዝኸበርካ ኣቦይ ዓዲ ከመይ ኣሎ፡ ዝዓበየን ዝነኣሰን? ኣቦ፡ ከምቲ ኣቐዲመ ዝነገርኩኻ፡ እዛ ዘለኹዋ ገዛ ናይ ሰላም ገዛ...
ውህደት
ካብ 1990 ጀሚሩ እቲ ዝለዓለ ክዎታ ሎሚ ዓመት እዩ። ኣብ 2018 ሃገር ሽወደን ክሳዕ 5000 ስደተኛታት ክትቅበል...
ኣብ መላእ ዓለም ቍጽሪ ናይቶም ብሕማም ኣእምሮ ዚሳቐዩ ይልዕል ኣሎ። ኣብ መንጎ 2010-2030 ዘሎ ግዜ፡ እዚ ጸገምዚ...
ኣብ ዝመጽእ ዓመት፡ ኖርወይ 3000 ናይ ክዎታ (ሓንቲ ሃገር ክትቅበሎ ዘለዋ ምዱብ ብዝሒ) ስደተኛታት ክትቅበል እያ። እዚ...
ብቐዳምነት ብዛዕባ ፍልጠት ሽወደንን ህዝባን ብዝምልከት ክልተ ዓይነት ኤርትራውያን ከተለሊ ትኽእል ኢኻ፡፡ እቶም ቀዳሞት ኣብ 1950ታት ኣብ...
ዝኸበርካ ኣቦይ፥ ከምቲ ኣቐዲመ ዝበልኩኻ፡ ናብ ካልእ ካምቢ ወሲዶምኒ። ግን ባላሶ እምበር ካምቢስ ኣይኮነን። እተን ናብኡ ዝወሰዳኒ፡...
ብመሰረት ምርመራዊ መጽናዕቲ፡ ንሞባይል ካብ ኣእዛኖም ዘየልግሱ ወለዲ፡ ጠባይ ዘይብሎም ህጻናት እዮም ዘፍርዩ። እቲ ናይ ወለዲ ምስ...
ብሪጣናውያን ከም ብሓድሽ ብዛዕባ ብረክሲት ኪውስኑ ዲዮም?” ወይስ በቲ ካልእ ኣማራጺ ብምኻድ ነቲ ዓባይ ብሪጣንያ ካብ ኤውሮጳዊ...
ፖለቲካ TT ጸጋማይ ሰልፊ ነቲ ናይ ባይቶ ካልኣይ ምኽትል ፕረሲደንት ቦታ ንምውሳድ ምስ ናይ ስቨርየ ደሞክራተርና SD...