Friday , May 17 2024

ዜና

ኣብ መስመር E 20፡ ሓደጋ መካይን ኣጋጢሙ

ሎሚ ሰኑይ ንግሆ፡ ኣብ መንጎ ፊነረያ ን ላክሶን ( Finnerödja and Laxå) ዝርከብ መስመር E 20፡ ብርክት ዝበላ መካይን ሓደጋ ከምዝፈጸማ፡ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ብርክት ዝበላ ናይ ጽዕነት መካይንን ናእሽቱ መካይንን ኣካል ናይቲ ሓደጋ ምንባረን፡ ፖሊስ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ሓቢሩ። ድሕሪ ሰዓት 9 ናይ ንግሆ ኣብ ዝቐረበ ጸብጻብ ናይ ፖሊስ፡ ኣብ ልዕሊ ሰብ ዝወረደ ጉድኣት ከምዘየለ ገሊጹ። መስመር E 20 …

Read More »

ኣብ ቀረባ እዋን ዘተ ፈደሬሽን ኤርትራ-ምስ ኢትዮጵያ ክገሃድ ከም ዝኽእል ገለ ዘይተጣለሉ ምንጪታታት ገሊጾም

ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፈደሬሽን ንምትእስሳር ዝርርብ ከም ዝጅመር ገለ ሓበሬታትት ምህላዉ ሆርን ደይሊ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣብ ሰነ 2018 ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምርኻብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑሉ ኣብ ዝነበረ እዋን “ንስኻ ኢኻ መራሒና! ንስኻ ምርሓና፥ ኩሉ ሓላፍነትን ስልጣንን ሂበካ ኣለኹ” ክብል ንብዙሓት ኤርትራውያን ዘገረመ ዘርባ ሰው ኣቢሉ ምንባሩ ኲሉ ዝዝክሮ እዩ። እታ ካብ 1961-1991 ንሰላሳ ዓመታት …

Read More »

ልኡል ዮርዳኖስ ሓምዛ ቢንሑሴን ኣብ ናይ ቤት ማሕዩር ኣሎ ተባሂሉ

ከም ኣካል ናይቲ ኣብ ልዕሊ ተቓወምቲ ዝግበር ዘሎ ዓፈና ወራስ ዓራት ዮርዳኖስ ነበር ልኡል ሓምዛ ቢንሑሴን ኣብ ናይ ቤት ማሕዩር ክኣቱ ከም እተገብረ ተገሊጹ። ጠበቓ ልኡል ናብ ቢቢሲ ኣብ ዝዘርግሖ ቪድዮ ንሓዉ ንጉስ ዓብደላ ብ ብልሽውና፥ ሕጽረት ዓቕሚን ምንግልታዕ ዜጋታትን ብምኽሳሱ እዩ ኣብ ዘቤታዊ ማሕዩር ክኣቱ ተጌሩ ዘሎ። ንጉስ ዓብደላ ኣብ ልዕለይ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ክገበሩ ውዲት ኣሊሞን ንዝበሎም ሰባት …

Read More »

ራፐር DMX ብሕማም ልቢ ይሳቐ

ኣመሪካዊ ደራፋይ ራፕን ተዋሳኣይን DMX ጽንዕ ዝበለ ሕማም ልቢ ተታሒዙ ኣብ ሆስፒታል ይእለ ምህላዉ ጠበቓኡ ሙራይ ሪችማን ገሊጹ። እዚ ተዋሳኣይ ውሉፍ ዕጸ ፋርስ ኮይኑ ብዝሕ ዝበለ ዓመታት ኣብ ቤተ ተሃድሶ ከም ዘሕለፈ ዝፍለጥ እዩ። DMX ከም ትእምርቲ ሙዚቃ ራፕ ከም ዝረአን ምስ ከምኒ ጄዚ፥ ዣሩል፥ ኤልኤል ኩልን ምዕያዩን ኣብ ፊልም እውን ከም ዝሳተፍን ጸብጻባት የመልክቱ። ሓቀኛ ስሙ ኤርል ሲመንስ ዝኾነ …

Read More »

“መርዕድ” ዝተሰምየ ሽክና ዳይናሶር ኣብ ኣርጀንቲና ተረኺቡ።

ተመራመርቲ ኣርጀንቲና መርዕድ ዝሰመይዎ በላዕ ስጋ ዝዓይነቱ ሽክና ዳይናሶር ምርካቦም ቢቢሲ ሓቢራ። እዚ ቀርኒ ዘለዎ ሉካልካን ኣሊዮክራኒዬስ ብዝብል ሳየንሳዊ ስሙ ዝጽዋዕ ዳይናሶር ቊመቱ 5 ሜትሮ ከም ዝበጽሕን ቅድሚ 85 ሚልዮን ዓመታት ኣብ ጐላጒል ኣርጀንቲና ይነብር ምንባሩን እቶም ተመራመርቲ ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ዳይናሶር ብናይ ድሕሪት መሓውሩ ደው ኢሉ ዝኸይድ ምንባር፥ በንጻሩ ናይ ቅድሚት መሓውሩ ሓጸርቲ ምንባረን ብሓፈሻ ምስ T-Rex ዝተባህለ ዓሌት …

Read More »

ኣብ ካይሮ ዕቁብ ሬሳታት ፎርኦናት (ማሚስ) ብምዕሩግ ሰልፊ ናብ ሃገራዊ ሙዚዬም ይስነዩ።

ግብጻውያን ፎርኦናት ናብ ነቓብር ዝስነዩሉ ኣገባብ ዘርኢ ትያትራዊ ሰልፊ ኣብ ካይሮ ኣካዪዶም። እዚ ንኽዳሎ ሚልዮናት ዶላራት ከም ዝወድአ እተነግረሉ ሰልፊ ናይ 18 ነጋውስን 4 ደቀስትዮ ነጋውስን ዕቊብ ሬሳታት ሒዙ ናብቲ ሓሙሽተ ኪሎሜትር ዝርሕቀቱ ሓድሽ ሚዝዬም ካይሮ ከም ዘምርሐ ተገሊጹ። እዚ ሰልፊ መሰነይታ ማሚስ ብ ጥንታዊ ኣልባሳትን ድሙቕ ኣገባብን ከመሰረት ዕድመ ስልጣኖም ናብቲ–ሓለዋ ወርቃዊ ፎሮናት ዝተሰምየ ሓድሽ ሚዝዬም ክዓርፉ ተጌሮም ኣለዉ። …

Read More »

ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት ዕለት 02/04/2021

https://youtu.be/Ofo4rxVUXqU

Read More »

Harmony Media News 02/04/2021

Read More »

ዓዲ እንግሊዝ፡ ኩነታት ክታበት ኮቪድ-19

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ካብቶም 18.1 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ዝተኸትቡ ዜጋታት፡ ኣስታት 30 ዝኾኑ ሰባት፡ ደም ናይ ምርጋእ ተርእዮታት ከም ዘጋጠሞም ብሪጣንያዊ በዓል መዚ መድሃኒት (MHRA) ሓቢሩ ክብል፡ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እቶም ካብ ፍርያት ኩባንያ ፋይዘር ዝተኸትቡ ዜጋታት ግን ክሳብ ሕጂ ዝኾነ ዓይነት ኣሉታዊ ጎድኒ ከምዘየርኣዩ MHRA ገሊጹ።  

Read More »

ውህለላን ልቓሕን Save and borrow

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com