Saturday , April 27 2024
Christine Olsson/TT

SÄPO፡ ስለያ ሩስያ ንምብርዓን ኣበርቲዑ ይሰርሕ ምህላዉ ገሊጹ። 

ፖሊሲ ጸጥታ ሽወደን ሴፖ ስለያ ሩስያ ናይ ምብርዓን ስራሕ ኣበርቲዑ ተተሓሒዝዎ ምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። ሓላፊ ጸረ ስለያዊ ንጥፈታት ሴፖ ዳንኤል ስተንሊን ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ሩስያ ኣብ ሽወደን ስለያ ዘካይዱ ሰባት ንምኽታብ ትጽዕር ከም ዘላ ሓበሬታ ከም ዘለዎ ድሕሪ ምግላጽ ነዚ ስግኣት ንምክልኻል ብተጠንቀቕ ይሰርሕ ምህላዉ ገሊጹ’ሎ። ክሳብ ሕጂ ሰለስተ ኣገልግሎታት ስለያ ሩስያ ኣብ ሽወደን ንጥፈታተን የካየዳ ምህላወን. ስተሊን ወሲኹ ገሊጹ’ሎ። 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com