Tuesday , March 19 2024

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 08 ግንቦት 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡

1. ባዓል መዚ መገድታት ሽወደን ንትምህርቲ ክልሰ ሓሳብ ምዝዋር መኪና ብትግርኛ ንምትርጓም ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

2. ኣብ ስቶክሆልም ሶልና ዝርከብ መእለይ ኣረጋዉያን ምርመራ ክካየደሉ ዋና ኣኽባር ሕጊ ወሲኑ።

መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com