Friday , April 26 2024

Swedish News on Tigrigna ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 01 ሚያዚያ 2019

ገለ ካብ ትሕዝቶ ናይ ሎሚ ዜናታት፣-

1. ፍሉይ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ዉሕሃ ንኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ወሲኽካ ዝተኣሰሩ ብዙሓት እሱራት ንሃለዋቶም ሓበሬታ ከምዝስኣነ ገሊጹ።

2. ዴንማርክ ዜግነት እቶም ኣብ ግብረ ሽበራ ዝተሳተፉ ሰባትን እንኮላይ ዝወለድዎም ቆልዑን ክትሓክኽ እያ።

መደባትናን ብሰፊሕ ሓበሬታን ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com