Tuesday , April 30 2024
Photo/Gregorio Borgia) GB109

ኣብ ወርሒ ግንቦት ቊጽሪ ሕሙማት ኮቪድ ብዕጽፊ ክውስኽ ይኽእል እዩ ተባሂሉ።

ኣብ እንኣትዋ ዘለና ወርሒ ግንቦት፡ ዝያዳ ሕሙማት ኮቪድ ናብ ሆስፒታላት ክመጹ ከም ዝኽእሉ፡ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ምትንባዩ፡ ኣገልግሎት ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ መዓልታዊ 25 ሕሙማት ኣብ ሆስፒታል ከም ዝእለዩ ዝገለጸ እቲ ሓበሬታ፡ ኣብ መፋርቕ ዝመጽእ ወርሓ ግንቦት ግና፡ እዚ ኣሃዝ ብዕጽፊ ክውስኽ እዩ ክብል ዳገንስ መዲሲን ጸቢጺቡ’ሎ። ኣብዚ ካብ ሚያዝያ 20-ሓምለ 20 ክዝርጋሕ እዩ ተባሂሉ ተነብዩሉ ዘሎ ተርእዮ፡ መዓልታዊ ኣስታት 60 ሕሙማት ድር ኦሚክሮን BA.2 ኣብ ሆስፒታል ክእለዩ እዮም–ብመሰረት እዞም ጸብጻባት።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com