Tuesday , April 30 2024

ክልተ ምምሕዳራት ሽወደን ጀሚረንኦ ዝነበራ መስርሕ ክታበት ኮሮና ኣቋሪጸን

Sakuna: Where’s the vaccine ?!

The Regional Director of Skona Prefecture, Alef Yunson, expressed his frustration at the slow delivery of Corona vaccines. He said in a press conference today that “the provinces are under unjust criticism because of the slow pace of vaccinations. We have the capabilities and employees, but where is the vaccine ?! According to the transfer of SVT.

“We can give more than 140,000 doses in one week. And we’re going to give a total of two million doses, and we can do that very quickly. Last week I was told that a million doses will arrive in Sweden in February, but we haven’t seen them yet. We have the resources, employees and high capacity, but where is the vaccine ?! ”

“The delivery takes a very long time, and the governorates have nothing to do with that, but rather with delayed deliveries from pharmaceutical companies.”

The health authorities in the governorate expect to vaccinate people over the age of 65 in mid-April, and the rest of the population, that is, everyone between the ages of 18 and 64 years, in May.

The lack of vaccines means that health care must place great importance on setting priorities. “The number seems large when we talk about the total number of doses, but each health center receives a limited number of doses every week (..) Therefore, priority should be given to the oldest and most vulnerable, and the care staff that takes care of them,” said Jonson.

ዝሕቱል ዕደላ ክትባት ኮሮና ከም ዘሕዘኖ ዞባዊ ዳይረክተር ስኮና ፕሪፌክቸር ኣሌፍ ዩንሶን ገሊጹ’ሎ። ንሱ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝኣክል ሰራሕተኛታት ተዋፊሮም እናሃለዉ ብዝሕለት ክንሕመ ዘሕዝን እዩ ምባሉ ኣገልግሎት ዜና SVT ጸብጺቡ።

“ኣብ ሓደ ሰሙን ክሳብ 140 ሽሕ ዶዛት ክንህብ ንኽእል ኢና። ብጠቕላላ ድማ 2 ሚልዮን ዶዛት ክንህብ ኢና፥ ነዚ ድማ ብዝቐልጠፈ ክንፍጽሞ ኢና ኢሉ። ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ወርሒ ለካቲት ሓደ ሚልዮን ዶዛት ንሽወደን ክኣቱ እዩ ተባሂልና ኔርና፥ ዛጊት ግና ክበጽሑ ኣይከኣሉን ዘለዉ። እዂላት ሰራሕተኛታትን ዓቕምን እናሃለወና እዚ ምዃኑ ምኽንያታዊ ኣይኮነን ክብል ኣማሪሩ።

“ዕደላ ነዊሕ ግዜ እዩ ዝወስድ፥ እዚ ምስ ኣመሓደርቲ ዘተሓሕዝ የብሉን” ድማ ኢሉ።

ሰብመዚ ጥዕና እዘ ኣውራጃታት ዕድሜኦም ልዕሊ 65 ንዝኾኑ ሽማግለታት ኣብ መፋርቕ ሚያዝያ ክኸትብ ድሉው ምህላዉ እቲ ዝተረፈ ድማ ( ማለት ካብ 18-64 ዘለዉ) ኣብ ወርሒ ግንቦት ክኸትብ መዲቡ ኣሎ።

ምውሓድ ክትባት ማለት እቲ በዓልመዚ ዘለዎ ቀዳምነታት ክሰርዕ ኣለዎ ማለት ምዃኑ ድማ ተመልኪቱ። “ብመንጽር ብዝሓቱ እንተርኢናዮ እቲ ዶዝ ዓብዪ እዩ እንተኾነ ግና ወከፍ ማእከል ጥዕና ሰሙናዊ ሒደት ዶዛት እዮም ዝቕበሉ ዘለዉ፥ ስለዚ ድማ ቀዳምነት ንሽማግለታት ክወሃብ ግድነት ክኸውን እዩ” ክብል ጆንሰን ኣብሪሁ።

A new study: Some vaccines are less effective against new versions of the Coronavirus

A new study on vaccines known as mRNA, such as the Moderna vaccine and the Pfizer / Biontech vaccine, is not effective against the Corona virus, compared to its effectiveness against the original virus. As quoted by TT.

The Hungarian study published in a press journalist.

And they found in the study by measuring the effectiveness of the two vaccines in South Africa and Britain, and they found in the picture that works in the virus. These mutations are prevalent in at least 30 countries.

Wonders (Southeast) research only, but researchers concluded that vaccines may need updating.

ሓድሽ መጽናዕቲ ፥ ገለ ክትባት ኣንጻር ገለ ጅር ቫይረስ ኮሮና ውጽኢታውያን ኣይኮኑን ተባሂሉ።

ኣብ ልዕሊ mRNA ዝተባህለ ክትባት ኣብ ሃንጋሪ ዝተገብረ  መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ ከምኒ ፋይዘር/ሞደርናን ኣብ ሓደስቲ ጅር ቫይረስ ኮሮና ከምቲ መበቈላዊ ዝበለ ውጽኢት ከም ዘይብሉ ተገሊጹ–ብመሰረት ኣገልግሎት ዜና TT።

ብመሰረት እዚ መጽናዕቲ ውጽኢታውነት እቲ ክትባት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ብሪጣንያን እዩ ተዓቂኑ። ኣብ ሰላሳ ሃገራት ድማ 30 ሓደስቲ ጅራት ከም ዘለዉ ድማ ተሓቢሩ።

በዚ ድማ እቶም ተመራመርቲ እዚ ክትባት ዳግማይ ክመሓየሽ ኣለዎ ኢሎም ኣለዉ።

ምምሕዳር ሶርምላንድ፡ ነቶም ኣብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዝሰርሑ ኣባላት፡ ጸረ ኮሮና ክታበት ክወግእ ድሕሪ ምጽናሑ፡ ተመሳሳሊ ኣሉታዊ ጽልዋ ስለዘርኣዩ፡ ሎሚ ዓርቢ፡ ደው ከምዘበሎ ሓቢሩ።  

እቲ ዝተራእየ ኣሉታዊ ጽልዋ፡ ልዑል መጠን ሙቐት ሰብነት ኮይኑ፡ እዚ ድማ ብሰንኪ እቲ ክታበት ክረአ ዝኽእል ንቡር ጽልዋ ምዃኑ እኳ እንተሓበሩ፡ ብዝሒ ናይቶም ከምዚ ዓይነት ጽልዋ ዘርእዩ ዘለዉ ኣባላት ካብ ትጽቢት ወጻኢ ብምውሳኹ፡ ዋሕዲ ሰራሕተኛታት ከስዕብ ስለዝኾነ ነቲ ክታበት ደው ምባል ከም ኣማራጺ ከምዝተወስደ እቲ ምምሕዳር ሓቢሩ ክብል ኣፍቶንብላደት ኣመሓላሊፉ።

ሰብ መዚ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ነቲ ክፍጠር ዝኽእል ጽልዋታት ኣብ ግምት ዘእተወ ምዃኑ ኣዋሃሃዲ ክታበት’ቲ ምምሕዳር፡ ፍሬድሪክ ጎስታፍሰን ድሕሪ ምግላጽ፡ ንብምልኦም ኣባላት፡ ኣብ ሓደ እዋን ክንከትብ ኣይንኽእልን ኢና ኢሉ።

ብኻልእ ወገን፡ ምምሕዳር ያቭለቦሪ፡ ቀዳማይ ብልቃጥ (ዶዝ) ንዝወሰዱ ኣባላት፡ ተመሳሳሊ ጽልዋ ድሕሪ ምግጣሙ፡ ክታበት ከምዘቋረጸ ሓቢሩ። ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን፡ ኣስታት 400 ኣባላት ክታበት ወሲዶም ነይሮም፡ ካብዚኦም፡ እቶም 100፡ ብሰንኪ’ቲ ጽልዋ፡ ካብ ስራሕ ኣብኲሮም ክትብል ኣዋሃሃዲት ክታበት’ቲ ምምሕዳር፡ ቲና ሶደርሎንድ፡ ገሊጻ።  


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com