Tuesday , April 30 2024

ውሱናት ክታበታት፡ ኣንጻር ሓድሽ ዓሌት ኮሮና፡ ትሑት ኣድማዕነት ኣለዎም ተባሂሉ

ብመሰረት ኣብ ሃንጋሪ ዝተኻየደ መጽናዕቲ፡ እቶም ብ mRNA ዝፍለጡ ዓይነት ክታበታት፡ ፋይዘርን ሞደርናን ኣብ ልዕሊ እቶም ሓደስቲ ዓሌታት ቫይረስ ኮሮና፡ ከምቲ ኣብ ልዕሊ መበቈላዊ ቫይረስ ዘርእዩ ኣድማዕነት ከምዘይብሉ ማዕከን ኣገልግሎት ዜና ተተ ይሕብር።

ብመሰረት እዚ መጽናዕቲ፡ ኣድማዕነት ናይቲ ክታበት፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ብሪጣንያን እዩ ተዓቂኑ። ኣብ ሰላሳ ሃገራት ሓደስቲ ዓሌታት ቫይረስ ኮሮና፡ ከም ተራእዩ ድማ ተሓቢሩ። በዚ ድማ እቶም ተመራመርቲ እዚ ክትባት ዳግማይ ክመሓየሽ ከድልዮም እዩ ክብሉ ይዛረቡ።

ብመሰረት ኣብ ሃንጋሪ ዝተኻየደ መጽናዕቲ፡ እቶም ብ mRNA ዝፍለጡ ዓይነት ክታበታት፡ ፋይዘርን ሞደርናን ኣብ ልዕሊ እቶም ሓደስቲ ዓሌታት ቫይረስ ኮሮና፡ ከምቲ ኣብ ልዕሊ መበቈላዊ ቫይረስ ዘርእዩ ኣድማዕነት ከምዘይብሉ ማዕከን ኣገልግሎት ዜና ተተ ይሕብር።

ብመሰረት እዚ መጽናዕቲ፡ ኣድማዕነት ናይቲ ክታበት፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ብሪጣንያን እዩ ተዓቂኑ። ኣብ ሰላሳ ሃገራት ሓደስቲ ዓሌታት ቫይረስ ኮሮና፡ ከም ተራእዩ ድማ ተሓቢሩ። በዚ ድማ እቶም ተመራመርቲ እዚ ክትባት ዳግማይ ክመሓየሽ ከድልዮም እዩ ክብሉ ሓቢሮም።

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com