Tuesday , April 30 2024
TT

ፕሪመር ሊግ ታሪክ 1985 ዳግማይ የሕድስ

ሰሌዳ ፕሪመርሊግ ድሕሪ 1985 ንመጀምርያ ግዚኡ ሰለስተተ ጋንታታት ልዕሊ 40 ነጥቢ ሒዘን ናብ ቦክሲን ማች ዝኣተዋሉ ኮይኑ ተመዝጊቡ።

እዚ ዝኾነ ትማሊ ኣብ ጹቡቕ ኣቃውማ ትርከብ ክለብ ቶተንሃም ናብ ሜዳ ጉድሰን ፓርክ ብምጋሽ ኣብ ልዕሊ ኤቨርተን 6 ብ 2 ኣብ ዝተዕወተትሉ ነጥባ ናብ 42 ክብ ብምባል ካብ መራሒት ሊቨርፑል ብ 6 ነጥቢ ተፈልያ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ትርከብ።

ሰሌዳ ፕሪመር ሊግ ኣብ ናይ 1985 ውድድር ዘመን ማንቸስተር ዩናይትድ ን ቸልሲን ኤቨርተን ኣኸቲላ ልዕሊ 40 ነጥቢ ብምምዝጋብ ታርኽ ሒዜን ጸኒሔን።

ሎሚ ድሕሪ 35 ዓመት ተታሒዙ ዝጸንሔን ብ ድሕሪኡ ፈጹሙ ክድፈር ዘየተኻእለ ነጥቢ እንሆ ኣብ ናይ ሎሚ ውድድር ውቅቲ ሰለስተ ክለባት፣  ሊቨርፑል 48, ማንቸስተር ሲቲ 44 ቶተንሃም ድማ 42 ብምምዝጋብ ዳግማይ ነቲ ዝነብረ ታርኽ የሕድሰኦ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com