Thursday , May 9 2024
Credit: Alexander Olivera/TT

ሃገራዊ መርመራታት ብዲጂታል ኣገባብ ምሃብ ክጅመር እዩ።

ድሕሪ ሒደት ዓመታት፡ ናይ ሽወደን ስርዓተ ቤት ትምህርቲ nationella prov ወይ ሃገራዊ ፈተናታት ብዲጂታል ክግበርን
ብማእከላይ ገምገምቲ ኸኣ ክረአን እዩ። መንግስቲ ክሳብ 2026 ማእከላይ ገምጋም ክጅምር ድሌት ከም ዘለዎ፣ ኣብ ባጀት
ቀውዒ ድማ 133 ሚልዮን ክሮና ክምድብ ምዃኑ ገሊጹ’ሎ። እዚ ስጒምቲ ዘድለየሉ ምኽንያት ኣብ ገለ ኣብያተ ትምህርቲ
ተማሃሮ ብዘይፍትሓዊ ኣገባብ ልዕሉ ውጽኢት ክረኽቡ ይግበር ብምህላዉ እዩ ተባሂሉ’ሎ።

 

Credit: Alexander Olivera/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com