Friday , April 26 2024
Foto Ola Torkelsson / TT / Kod 75777

ምምሕዳራት ከተማ ስደተኛታት ዩክሬይን ንምቕባል ይዳለዋ።

ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ሳምንታት፡ ምምሕዳራት ከተማታት ሽወደን ን ዩክሬናውያን ስደተኛታት ኣባይቲ ናይ ምቕራብ ሓላፍነት ክወሃቦም፡ ከምኡ’ውን ነፍሲ ወከፍ ምምሕዳር ከተማ ክንደይ ክቕበሉ ምዃኖምን ብፍሉይ ቀመር ክዳሎ ምዃኑ ተገሊጹ። እንተኾነ ግና፡ እዘን ምምሕዳራት ከተማ ነዞም ስደተኛታት ብፍላይ ድማ ነቶም ኣባይቲ ዘይረኸቡ፡ እንታይ ክቕርባ ከም ዝግብአን ዝርዝራዊ ሓበሬታ ከም ዘይብለን ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። መንግስቲ እንታይ ሓላፍነት ኣብ እንግድዐአን ወዲቑ ምህላዉ ዝርዝር ዝበለ ሓበሬታ ስለዘይሃበን፡ ምምሕዳራት ቅሬታ ይስምዐን ምህላዉ፡ ካብ ክፍሊ ዞባውያን ሰብመዚ ሮይ ማልሸርት ኣመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com