Saturday , April 27 2024

ሽወደን ድሕሪ 25 ብቋንቋኣ ብዝተሰርሐት ደርፊ ኣብ ዩሮቪዥን ክትወዳደር እያ።

ሕጊታት ውድድር ኣብ 1999 ዝልቕ ካብ ዝብሉ ንደሓር፡ ሽወደን ብእንግሊዝኛ ዝተሰርሑን ፈረንሳይኛ ከም ቀመም ዝኣተዎምን
ደርፍታት እያ ክትልእኽ ጸኒሓ። ብዘይካዚ ደርፍታት ሽወደን ኣብ መንጎ ውድድራት ፈስቲቫለንን ዩሮቪዥንን ናብ እንግሊዝኛ
ተተርጒሞም እዮም።
"ተወዳደርቲ ሽወደን ብቋንቋ ሽወደን እተሰርሑ ደርፍታት ናብ ዩሮቪዥን ዘይለኣኹሉ ምኽንያት ብእኡ ክንዕወት ኣይንኽእልን ኢና
ኢሎም ስለዝሓስቡ እዩ" ክብሉ ኣብዚ ዓመት ኣብ “ሜሎዲፈስቲቫለን” ብሽወደንኛ ደርፊ ዘቕርቡ ዘለዉ ኤለኦቭን ቤኒን ገሊጾም
ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com