Friday , May 10 2024

ደቀንስትዮ ዝሓሸ ህክምናዊ ክንክን ክረኽባ ኣለወን ተባሂሉ።

ሚእቲ ሽሕ ዝኾና ደቀንስትዮ ሽወደን ዛጊት ብልሓቱ ዘይተፈልጠ ሕማም ከም ዘለወንን በዚ ድማ እቲ ዝድለ ሕክምና ክረኽባ ኣጸጊሙ ምህላዉን ተገሊጹ። ሓደ ካብዚ ሕማማት ኣብ ታሕተዋይ ከስዐ ቃንዛ ዘስዕብን ቨስጊቡላይት ተባሂሉ ዝጽዋዕን እዩ። ካልእ ሊፒስ ኢደማ ዝተባህለ ዛጊት ዘይፍለጥ ሕማም እውን ኣብ ደቀንስትዮ ይረአ ምህላዉ ተገሊጹ።

እዘን ደቀንስትዮ ኣብ ኣካላተን ብዘሎ ስብሒ ይሽገር ምህላወን ድማ ተፈሊጡ። መንግስቲ ብዛዕባ እዚ ሕማማትን ዝግብኦ ሕክምናን ንምድህሳስ ጻዕሪ ክገብር፥ ብፍላይ ቅድሚ ሕጂ ቆልዑ ዝነበረን ደቀንስትዮ ዘድልየን ክንክን ዳግማይ ክጽናዕ ኣለዎ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com