Tuesday , March 19 2024

ጂያኒ ኢንፋንቲኖን ዳግማይ ፕሬዚደንት ፊፋ ኮይኑ ተመሪጹ!!

ኣብ ከተማ ፓሪስ ን ፕረዚደንት ማሕበር ኩዑሶ እግሪ ዓለምና ማለት ፊፋ ንምምራጽ ኣብ ዝተካየደ ዓመታዊ ዋዕላ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ዳግማይ ፕረዚደንቲ እዚ ማሕበር ገሩ መሪጽዎ።

ኣብዚ ላይ ሎሚ ዓመት ምርጫ ፍሉይ ዝገብሮ ን ፕሬዚዳንትነት ከም ሕጽይ ኮይኑ ንውድድር ዝኾነ ሰብ ብዘይምንባሩ በይኑ ኢንፋንቲኖ  ብሙልእ ድምጺ ፕረዝደንቲ ፊፋ ኮይኑ ተመሪጹ ።

ኣብ ዓመት 2016 ኢንፋንቲኖ  ን ሴፕ ብላተርን ብምትካእ ኮይን ብምምራጽ ሕጂ ድማ ዳግማይ ስጋብ 2023 ን ፊፋ ክመርሖ ተመሪጹ ዘሎ። ወዲ 49 ዓመት ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ቅድሚ ሕጂ ን ማሕበር ኩዑሶ እግሪ የአውሮፓ እግሪ ከም ዋና ጸሓፊ ኾይኑ ከምዝመርሔን ሙኹር ኪኢላ ናይዚ ዓውዲ ከሙኻኑ ኣብ ምዕባለ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና ሰፊሕ ተራ ከምዝጻወት ይእመነሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com