Saturday , May 18 2024

Khaled Abdu

ግብጺ ንኤ.ሕ (EU)ተወናውና- ግን ብኸመይ መገዲ፡ ንጹር ኣይኮነን

ንፖሊሲታት ስደተኛታት ብዚምልከት ኤ.ሕ (EU)ምስ ግብጺ ብዝያዳ ክትሰርሕ ትደሊ። ይኹንምበር እንታይ ዓይነት ምትሕብባር ከም እተደልየ ንጹር ኣይኮነን። ግብጺ ነቶም ዝስጎጉ ስደተኛታት ወይ ናይ መርከብ ደለይቲ ዕቝባ ክትቅበል ብፍጹም ኣይትደልን እያ። ናይ ኤ.ሕ ቀዋሚ ኣቦመንበር፡ ዶናልድ ታስክ፡ ዝሓለፈ ቀዳመሰንበት ንናይ ግብጺ ፕረሲደንት ዓብደልፋታሕ ኣል ሲሲ በጺሑዎ ነይሩ፡ ነቲ ርክብ ድማ ኪቕጽሎ ድልየት ኣለዎ። “መንግስቲ ግብጺ ከም ቀዳምነት ኣንጻር ንግዲ ሰባት ተቓሊሱ …

Read More »

ብመገዲ ኮሙን ገይሮም ገዛ ዚረኽቡ ብዙሓት እዮም

BostadTT ኣብዘን ዓሰርተ ዓመታት፡ ቍጽሪ ናይቶም ገዛ ንኽረኽቡ ናይ ኮሙን ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት ዕጽፊ ኾይኑ ኣሎ፡ ይብል ኤኮት ስቨርየስ ራድዮ። ኣብ 2008 ካብ 11200 ገዛውቲ ንላዕሊ ብኮሙን ንገዛ ዘይብሎም ተኻርዩ። ኣብዚ ዓመትዚ እቲ ቍጽሪ ናብ ዳርጋ 24000 ደዪቡ። መጀመርታ እቶም ማሕበራዊ ጸገማት ዘለዎም ጥራይ እዮም ዚጥቀሙ ነይሮም፡ ሕጂ ግን እቶም ትሑት እቶት ዘለዎምን ኣራኸብቲ ዚስእኑን ከይተረፉ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። ግን …

Read More »

ወሳኒት ሸቶ ብ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ሄኖክ ጎይትኦም

ሄኖክ ጎይቶኦም ኣብ ርእሱ ክልተ ድምጺ ጥራይ ነይሩዎ፥ ሓንቲ ኣሉታዊት፡ ሓንቲ ድማ ኣዎንታዊት ንሓንቲአን ጥራይ ሰሚዑኢ ኣብታ ካልአይቲ ፍርቂ ጸወታ ሓንቲ ድምጺ ጥራይ ነይራትኒ፡ ንሳ ድማ ”ነዚኣ ወስና” እትብል እያ ዝነበረት። ይብል እቲ ናይ  AIK ናይ ደርቢ ጅግና ድሕሪ ኣንጻር ሃማርቢ ዝሰዓበ 1-0 ስዕረት። ሄኖክ ጎይቶኦም ምልስ ኢሉ በቲ ናይ መበል 14 ደቒቕ ናይ ሪጎረ ስሕታን ተስፋ ብምቝራጽ ጨዲሩ። ብድሕርዚ …

Read More »

ቅርሕንቲ ብዛዕባ ስደተኛታት፡ ቅድሚ ኣኼባ ኤውሮጳዊ ሕብረት (ኤ.ሕ EU)

EU Bryssel, TT:s korrespondent እቲ ንስደተኛታት ዚምልከት እተፈላለየ ርእይቶታት ነተን ኣባላት ኤ.ሕ ኣብ ምፍሕፋሕ ኣእቲዩወን ኣሎ። ኣብቲ ኣብ ሳልስቡርግ ዚካየድ ፍሉይ ናይዚ ሰሙንዚ ኣኼባ ገለ መፍትሔ ኪርከብ ትጽቢት ይግበረሉ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ቀውዒ 2015 ናይ ስደተኛታት ቅልውላው ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ሃገራት ናብ ሓደ ሓባራዊ ስምምዕ ንምብጻሕ ሓያሎ ዓበይቲ ምድቡን ፍሉይን ኣኼባታት ኣካዪደን ኣለዋ። ኣብዚ ሰሙንዚ እታ ናይዚ …

Read More »

ብርቱዕ ጸፍዒ ይመጽእ ኣሎ – SMHI የጠንቅቕ

ኩነታት ኣየር TT SMHI ብዛዕባ ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ኪኽሰት ትጽቢት ተነቢሩሉ ዘሎ ጸፍዒ፡ ናይ ደረጃ-2 መጠንቀቕታ ሂባ። ከምዚ ዓይነት ጸፍዒ ንህዝቢ ሓደገኛ ኪኸውን ስለ ዚኽእል፡ ኩሉ ሰብ ኪፈልጥ ይግባእ፡ ትብል ናይ ኩነታት ኣየር ክኢላ ሶፍያ ሶደርበርይ። ካብ ዓርቢ ንግሆ ጀሚሩ ብርቱዕ ንፋስ ኪህሉ እዩ፡ ክሳዕ 25 ከምኡውን 28 ሚተር ኣብ ሓድ ካልኢት ዚሕምበብ ንፋስ ኣማስያኡ ከም ዚመጽ እውን SMHI የጠንቅቕ። …

Read More »

ዋሕዲ ፖሊስ – ናይ ደሞዝ ሕቶ ጥራይ ኣይኮነን

ማሕበረሰብ TT ኣብዚ ዚመጽእ ዘሎ ዓመታት፡ ኣሽሓት ሓደስቲ ፖሊሳት ከም ዘድልዮ ናይ ፖሊስ በዓልስልጣን ሓቢሩ- ስለዚ ነቶም ስራሕ ዘብቅዑ ንምስሓብ ትዅረት ይግበረሉ ኣሎ። ንደሞዝ ዚምልከት ጥራይ እዩ ምባል ነቲ ጉዳይ ምቅላል እዩ፡ ይብል ናይ የቭለ ፖሊስ ማትያስ ብረድበርይ። ነቲ ናይ ፖሊስ ትምህርቲ ናብ ኮለጅ ኣብጺሕካ ናይ ሞያነት ብቕዓት ምሃብ። ነቲ ናይ መጀመሪ ደሞዝ ክብ ምባሉን ሽቶ መደብ ምሃቡን። ከምዚ ብምግባር …

Read More »

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተኻየደ ናዕቢ ብውሑዱ 23 ሰባት ሞይቶም

ኢትዮጵያ TT-Reuters ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እትፈጸመ ናዕቢ ብውሑዱ 23 ሰባት ሞይቶም፡ ሓቢሩ ናይ ፖሊስ ማዕከን። እቲ መጥቃዕቲ ናብቶም ኣብ ጥቓ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ዚቕመጡ ውሑዳን ወይ ማይኖሪቲ ዝዓለመ ከም ዝነበረ ገለ ተዓዘብቲ የብርሁ፡ እቲ ዓመጽ ወይ ህውከት ድማ በቶም መንእሰያት ኦሮሞ ከም እተበገሰ ይሕበር። ብመሰረት ናይቲ መንግስታዊ ማዕከን ራድዮ ፋና ብሮድካስቲን ኮርፖረይት፡ ፖሊስ ኢትዮጵያ 200 ምስቲ ግጭት …

Read More »

ደብዳበ ናብ ዓዲ (ንመዘናግዕን ንመምሃርን)

ደብዳበ ናብ ዓዲ ቁ. 1                                       ብኣማኑኤል ሳህለ ሓበሬታ፥ ሽሕኳ ኣብዚ ግዜዚ ኣብ ወጻኢ ዚቕመጡ ኤርትራውያን ኢመይል ወይ ፈይስቡክ ወይ ሞባይል/ቫይበር ብምጥቃም ምስ ቤተሰቦም ዝራኸቡ እንተ ኾኑ፡ እዚ ዓምድ’ዚ ግን ነቲ ኢመይል ወይ ሞባይል ብብዝሒ ዘይነበረሉ ግዜ ዚምልከት ኮይኑ፡ ንምዝንጋዕ ብማለት እውን ከከም …

Read More »

ሕጹይ ኣባል ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ኣመሪካ ብጾታዊ ዓመጽ ይኽሰስ

USATT ብዙሓት ናይ ሰልፊ ደሞክራሲ ኣመሪካ ሰነይተርስ ነቲ ናይ ብረት ካቫኖ ናብ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ኣመሪካ ምምራጽ ከናውሕዎ ይጠልቡ ኣለዉ። ከምዚ ኪኸውን ዝኸኣለ ድማ ሓንቲ ስማ ዝሃበት ሰበይቲ ኣብቲ ዋሺንተን ፖስት ዚብሃል ጋዜጣ ብጾታዊ ዓመጽ ስለ ዝኸሰሰቶ እዩ። እቲ ኣብ ሓደ በዓል ወይ ፌስታ ተፈጺሙ ዚብሃል ዘሎ ጾታዊ ዓመጽ፡ ኣብ 1980ታት ኮይኑ እታ ሰበይቲ ድማ 51 ዝዕድመኣ ኣብ ካሊፎርንያ ናይ ስነልቦና …

Read More »

ኖርወጃዊ ሰብኣይ ንወዱ ቀቲሉ

ኖርወይ TT-NTB ዓርቢ ምሸት ሓደ 40 ዝዕድመኡ ሰብኣይን ወዲ 13 ዓመት ወዱን ኣብቲ ኣብ ኤልቨሩም ምስራቕ ኖርወይ ዚርከብ መንበሪ ቤቱ ሞይቶም ተረኺቦም። ፖሊስ ኖርወይ ብመሰረት እቲ ኣቐዲሞም ዝገበሩዎ ምርመራ እቲ ኣቦ ነብሱ ምስ ቀተለ ንወዱ እውን ከም ዝቐተሎ ገሚቶም። ሰሉስ ድማ እቲ ናይ ምርመራ ውጽኢት፡ ክልቲኣቶም ብናይ ጥይት መቝሰልቲ ከም ዝሞቱ ኣረጋጊጹ። እቶም ፖላይስ ነቲ መሳርያ ወሲዶም ምስ መርመሩዎ ብስም …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com