ብሰንበት ምሸት ኣብ ዮተበሪ 20 ዝኾኑ ማስኬራ ዝወደዩ ሰባት ንሮንዲ ፖሊስ ኣብ ሄይሲንግዝ ፓካ ኣጥቂዖ ተባሂሉ። እቶም...
ሕግን ሕብረተሰብን
ምምሕዳር ከተማ ማልም ናይ ምምሃር ጸገም ንዘለዎም ተመሃሮ ኣብ ምሕጋዝ ብምፍሻሉ 300 ሽሕ ክሮነር ክቕጻዕ ተበይንሉ። እቲ...
ኣብ ሽወደን ብኣሽሓት ዝቚጸሩ መሰል ዘይብሎም ሃገር ዘይብሎም ሰባት ኣለዉ ክብል ተሌቪዥን ሽወደን ሓቢሩ’ሎ።፡ እቲ ጸብጻብ ከም...
ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ ኣዛውንቲ ናይ 1.5 ሚልዮን ክሮነር ምጥፍፋእ ተፈጺሙ ተባሂሉ። ኣብ ኦስቶርሽን ዝቕመጡ ኣርባዕተ ኣዛውንቲ ፋይናንሳዊ...
ኣመሪካዊ ራፐር ኣሳብ ሮኪ ብጎነጻዊ መጥቃዕቲ ተኸሲሱ እዩ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ ዘሎ። ክሳብ ዓርቢ ኣብ ዝቕጽል መጋባእያ...
ዓመታዊ ፈስቲቫል ግብረስዶማውያን “ጌይ ፕራይድ” ትማል ሰኑይ ኣብ ስቶክሆልም ጀሚሩ’ሎ ክሳብ ቀዳም ክቕጽል ምዃኑ’ውን ተፈሊጡ። ብዙሓት ንመሰለ...
ዘይማዕበላ ሃገራት ናብ ሽወደን ዝዕልምኦ ሰደድ ከዕብያ ከም እትሰርሕ ሚኒስተር ንግድ ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ ገሊጻ። ካብቲ...
ኣብ ምዕራብ ሽወደን ፖሊስ ሓደ መርበብ ንግዲ ኣመንዝራነት ምርካቦም ገሊጾም። 20 ዝኾና ካብ ሮማንያ ዝመጻ ደቀንስትዮ ኣመናዝር...
ሬድዮ ሽወደን ሎሚ ንግሆ ኣብ ዝፈነውቶ ዜና ዜግነት ናይ ሸወደን ንምርካብ ኣብ ተራ 2ዓመትን ፈረቃን ምጽባይ ከምዘድልይ...