Saturday , May 18 2024

ባህሊ

ሰራሕተኛታት መናበዪ ሽማግለታት ናይ ቋንቋ ምልከት ክህልዎም ሰልፊ ሊበራል ጻውዒት የቕርብ።

ኣብ መናበዪ ሽማግለታት ናይ 100 ሚልዮን ክሮና ተወስኺ ባጀት ክምደበሉ ኣለዎ ክብክ ዝጸውዐ ሰልፊ ሊበራል ሽማግለታት ቀወምቲ ሰራሕተኛታትን ክቚጸሩሎምን ዶክተራት ኣብ ኣባይቶም ወይ ኣብ መናበይኦም ክህልዉን ይግባእ ኢሉ’ሎ። ኣብ ኣባይቲ መናበዪ ዘሎ ኲነታት ክመሓየሽ ሃገራዊ ስትራቴጂ ክንደፍን ዝያዳ ነርሲታት ክቚጸራን ድማ ለበዋ ቀሪቡ። ሽማግለታት ኣብ ክልተ ሳምንቲ ዝኸውን ግዜ ብማእከላይ ገምጋም 16 ዝተፈላለዩ ሰራሕተኛታት ከም ዝኣልይዎም መራሒ ሰልፊ ኒያምኮ ሳቦኒ …

Read More »

ሓጺር ዛንታ መዘዘኛ ዕለት

ብጸጋብርሃን ጎይትኦም                                  ቐዳማይ ክፋል መንእሰያት ክምሃሩ ብምባል፡ ሓንቲ ሓፍትና ምሃሪ ዝኾነ ሓቐኛ ዛንትኣ የዕሊላትኒ ኣላ’ሞ፡ ናባዂም ከብሎ፡ “ነታ ዕለት እንክዝክር፡ ነብሰ ስጋይ ቅንጥጥ ኢሉ መልኣኸይ’ዩ ዝሃድም፡ ከም’ታ ዕለት ገይሩ ዘስካሕካሓኒ ኣጋጣሚ ፈጺም ኣይዝከረንን። ሰብ ወዲ ኣዳም ኮይኑ ክጋገ ንቡር’ዩ፡ እንታይ ዓይነት ጌጋ ይፍጽም ግና ክፈልጦን ክርድኦን ኣለዎ፡ ኣነ ዝፈጸምክዎ ጌጋ ድማ፡ ልክዕ ከም ሃንደበታዊ ሓደጋ መኪና ዕምርኻ ኣሕጺሩ ዘልኣለም ዘጥፍኣካ፡ …

Read More »

ዮሃና ን ኩሉኹም ናይ ሎሚ ዓመት ካልኣይ ደርጃ (gymnasiet) ትምህርትኹም ብ ዓወት ዝዛዘምኩም፣ እንዃዕ ኣብቕዓኩም።

ኣልኮምፒስ ትግርኛ

Read More »

ዮሃና 6 ሰነ ሃገራዊ መዓልቲ ሽወደን!! Grattis Sverige nationaldag!!

Read More »

ሓንቲ ዓለም፡ ድኻታትን ሃብታማትን

ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ እንስሳታት ሃብታምን ድኻን የሎን ኪብሃል ይከኣል። ኩላቶም ሃዲኖም ይኹን ማእሪሮም ነተን ዝረኸቡወን በሊዖም እዮም ዚድቅሱ። ንጽባሕ ስለ ዘይሓስቡ፡ (ብዘይካ ገለ ውሑዳት ምግቢ ዝኽዝኑ ፍጡራት፡ ንኣብነት ከም ጻጸ፡ ንህቢ ወዘተ) ከምኡውን ንጽባሕ ኢሎም ስለ ዘየቐምጡ፡ ኣብ መንጎ እንስሳታት ናይ ሃብትን ድኽነትን ኩነታት ኪፍጠር ኣይከኣለን። ዝመናጠሉን ዝዝርፉን ኪህልዉ ይኽእሉ እዮም፡ ግን ነቲ ዘለዎም ኪውስኹሉ ኢሎም ዘይኮነስ፡ ስስዐ ባህርያቶም ስለ …

Read More »

ክኢላ፡ ሽወደን ንኻልኣይ ግዜ ከጓንፋ ዝኽእል ዓቢ ዝኾነ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣይክህሉን እዩ።

ሽወደን፡ ብመጠኑ ዝነኣሰ እንተዘይኮይኑ ንኻልኣይ ግዜ ከጓንፋ ዝኽእል ዓቢ ዝኾነ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣይክህሉን እዩ ክትብል ኣብ ካሮሊኒስካ ሓላፊት ጨንፈር ጸረ ለበዳ ዝኾነት ሓኪም፡ ሱ ኣሊማን፡ ገምጋማታ ከምዝገለጸት SVT ሓቢሩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ብዙሓት ሃገራት ዓለምና ነቲ ክጥቀማሉ ዝጸናሓ ናይ ምርጋጥ ኣገባብ የፍኩሳ ኣብ ዘለዋሉ እዋን፡ ንኻልኣይ ግዜ ብለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንኸይጥቃዓ ኣብ ዓቢ ስግኣት ኣለዋ። እዘን ሃገራት እዚኣተን …

Read More »

ፕሮሶሰይ ሓቀኛ ዛንታ

ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ምስ ሰመረ ዝተሰማማዕናዮ፡ ናይ ሓዳር መደባት ንምትግባር ኣብ መስርሕ ከለና፡ ሓንቲ ልክዕ ከም ከማይ ነጋዲት፡ ካብ ኤርትራ ናብ ቱርኪ እትመላለስ፡ ደጋጊማ ሓደ ንመጻእየይ ዝጸልምት ሓሳባት እናምጽአት ደጋጊማ ትልምነኒ፡ ልክዕ ንምዃን ኣርሴማ’ዩ ስማ። ኣርሴማ፡ ”ብመንገዲ ቱርኪ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ብምእታው ብሉጽ ህይወት ክንመርሕ ኢና” ብምባል ደጋጊማ ክትልምመኒ ትጅምር፡ ብዛዕባ’ቲ ጉዕዞ ጥልቅ ዝበለ ኣፍልጦ ዘለዋ ኮይኑ’ዩ ዝስምዓኒ …

Read More »

ሓንቲ ዓለም፣ጽቡቕ ምግባር/ሕማቕ ምግባር።

ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ጥልቕ ዝበለ ፍልስፍና እንተ ኣቲና፡ ኣብ ፍጥረት ሕማቕ ወይ ጽቡቕ ዚብሃል ነገር ከም ዘየልቦ ክንዕዘብ ንኽእል። ንሕማቕ ሕማቕ፡ ንጽቡቕ ጽቡቕ ዚገብሮም ንኽልቲኣቶም መምዘኒ ባይታ ምስ እንፈጥረሎም ደኣ እምበር፡ ንበይኖምስ ብዘይ እኹል ትርጉም ጠልጠል ኢሎም ኢዮም ዚተርፉ። ኣብ መዓልታዊ ዘረባና፡ ላዕሊ ወይ ታሕቲ ዚብሉ ቃላት ከነዘውትር ከሎና፡ ነቲ ናይ መሬት ግራቪቲ ከም መምዘኒ ወይ ከም መወከሲ ብምውሳድ እዩ …

Read More »

ጥዑይ ልቢ ንኽህልወካ ዝሕግዝ ፍሉይ ኣመጋግባ ጠቓሚ መግቢ ዝበሃል እቲ ወናኒ ምሉእ ጥዕና ዝኾነ መግቢ እዩ።

ካብዚ ብምብጋስ ድማ እዮም ክኢላታት፡ ልዑል ጸቕጢ ደም ንምጉዳል ዝሕግዝ ሓድሽ ዝኾነ ፍሉይ ኣመጋግባ ንምርካብ ክሰርሑ ዝጸንሑ። እዚ ጥረታት (Nuts) ዓቢ ተራ ዝጻወተሉ ፍሉይ ዓይነት ኣመጋግባ ጥዑይ ልቢ ንኽህልወካ ዝሕግዝ እዩ። ግን ብኸመይ ኣገባብ?ቅድሚ ሰላሳ ዓመታት፡ ኣሜሪካውያን ክኢላታት DASH ብዝብል ኣሕጽሮተ ቃል ዝፍለጥ ፍሉይ ኣመጋግባ ኣቃሊሖም (ዘርጊሖም) ነይሮም። DASH፡ ጥዑይ ልቢ ንኽህልወካ ዝሕግዝ ዓይነት ኣመጋግባ ምዃኑ ስዒቡ ብዝተፈላለዩ እሙናት መጽናዕታት …

Read More »

ናይ ጾታዊ መጻምዲ ምብዛሕ ንለበዳ ኮሮና የቃልዕ እዩ ተባሂሉ።

በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ መምርሒ ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና ጾታዊ መጻምዲ ምብዛሕ ወይ ምስ ቡዙሓት ጾታዊ ርክብ ምፍጻም ንለበዳ ከም ዘቃልዕ ን ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ብምጥቃስ ሓቢሩ። መጻምዲ ዝኾነ ይዂን ምልክት እንተዘይብሎም ጾታዊ ህይወቶም ከስተማቕሩ ዝመኸረ እቲ ጸብጻብ ምስ ካብ ሓደ ንላዕሊ ዝግበር ጾታዊ ዝምድና ግና ነዚ ሕማም ኣብ ምልባድ ኣሉታዉ ተራ ክጻወት ከም ዝኽእል ኣመልኪቱ። ኣማኻሪ ሕማማት ለበዳ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com