Sunday , April 28 2024

ባህሊ

ደብዳበ ናብ ዓዲ (ንመዘናግዕን ንመምሃርን)

ደብዳበ ናብ ዓዲ ቁ. 1                                       ብኣማኑኤል ሳህለ ሓበሬታ፥ ሽሕኳ ኣብዚ ግዜዚ ኣብ ወጻኢ ዚቕመጡ ኤርትራውያን ኢመይል ወይ ፈይስቡክ ወይ ሞባይል/ቫይበር ብምጥቃም ምስ ቤተሰቦም ዝራኸቡ እንተ ኾኑ፡ እዚ ዓምድ’ዚ ግን ነቲ ኢመይል ወይ ሞባይል ብብዝሒ ዘይነበረሉ ግዜ ዚምልከት ኮይኑ፡ ንምዝንጋዕ ብማለት እውን ከከም …

Read More »

ሀዲ ፍሪድ፡ 94 ንምጽናት ኣይሁድ  ዚምልከት ናይ ህጻናት መጽሓፍ ኣዳሊያ

ሀዲ ፍሪድ፡ 94፡ ንግዜ ንእስነታን ነቲ ምጽናት ኣይሁዳውያን (ሆሎኮስት) ዚምልከት ታሪኽ ህይወታ ትጽሕፍ ኣላ. ስእሊ መዝገብ. ስነጽሑፍ ሰኣሊት ስቲና ቪርሰን ምስ ሀዲ ፍሪድ ኮይና ”ዛንታ ቦድሪ” ዚብል ኣብ ናይ ሀዲ ንእስነትን ናይ ኣይሁዳውያን ምጽናትን እተመስረተ መጽሓፍ ተዳሉ ኣላ። እቲ መጽሓፍ ዓው ኢልካ ዚንበብ ኮይኑ ናብቶም ካብ ሽድሽተ ዓመት ንላዕሊ ዝዕድመኦም ህጻናት ዝቐንዐ ከም ዝኾነ ስቲና ቪርሰን ትገልጽ። እቲ ሓሳባት ዝመጸላ፡ …

Read More »

ሽወደናውያን ብዓይኒ ኣማኑኤል ሳህለ ቀዳማይ ክፋል

ሃገር ሽወደን ሸወደን ኣብ ሰሜናዊ ጫፍ ዓለምና እትርከብ ሃገር እያ፡፡ ስለዚ ድማ ኣዝዩ ዝሑል ክሊማ ዘለዋ ሃገር እያ፡፡ኣብ ሃገረይ ዝሑል ንፋስ ካብ ሰሜን እዩ ዝመጽእ፤ ከምኡ ስለዝኾነ ድማ ንሰሜን ገጽካ እናረሓቕካ ምስ እትኸይድ እቲ ኣየር እናዘሓለ ይኸይድ፡፡ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ሽወደን እንክበሃል ዓዲ በረድ፤ ዓዲ ሽሻይ፤ ሰላምን ምርግጋእን ዘለዋ፤ ኵሉ በሊዑ ሰትዩ ዝሓድረላ፤ ሰራቒ ዝበሃል ፍጡር ዘይብላ፤ ገበነኛ ስለዘየሎ ከኣ ፖሊስ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com