Sunday , May 5 2024

ቲቪ

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ሻድሻይ ክፋል ብ መም ሃገር ተክላይ SFI NYBÖRJARE Draft

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter 21 ነሓሰ 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter 21 ነሓሰ 2020

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter 17 ነሓሰ 2020

News: ዜና ብዝርዝር ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ኣብያተ ፍርዲ ሽወደን ኣብ እዋን ለበዳ ዝያዳ ጉዳያት ከምዝራኣያ ተፈሊጡ። 2. ሓደጋ ባርዕ ጫካታት ንምዉጋድ መምርሕታትን መጠንቀቕታን ተማሓላሊፉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። • ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ፣ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ከምኡ እዉን ብገጻት ኢንስታግራም ፈይስቡክን፣ ተኸታተሉና ስዓቡና እንዳበልና፣ ብዓቢኡ ኸኣ ኣብ መርበብ ሓበሬታና …

Read More »

ዜና ኣልኮምፒስ ብትግርኛ 17/08/2020

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ሓሙሻይ ክፋል ብ መም ሃገር ተክላይ SFI NYBÖRJARE

Read More »

ዜና ሽወደን ትግርኛ Svenska nyheter på tigrinja 12 Augusti 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ኣብ ከተማ ማልመ ኩነታት ተኹስን ነታጉን ካብ ቅድሚ ሕጂ ኣጸቢቑ ከምዘንቆልቆለ ተገሊጹ። 2. ሰብ ንኽመዉት ተሓጋጊዝካ ተባሂሉ ሓደ ባዓል ሞያ ሕክምና ዶክተር ክሲ ተመስሪትዎ ከምዘሎ ተሓቢሩ። • ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ፣ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ከምኡ እዉን ብገጻት ኢንስታግራም ፈይስቡክን፣ ተኸታተሉና ስዓቡና እንዳበልና፣ ብዓቢኡ ኸኣ …

Read More »

ዜና ሽወደን ትግርኛ Svenska nyheter på tigrinja 11 Augusti 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ሳዕቤን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኩሉ መዳያት ሂወት ሰባት ነዊሕ ዓመታት ክጸንሕ ምኻኑ ተሓቢሩ። 2. መንግስቲ ብሪጣንያ ዘሕጋዊ ጉዕዞ ጃልባ ስደተኛታት ደዉ ከምዘብሎ ኣፍሊጡ። • ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ፣ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ከምኡ እዉን ብገጻት ኢንስታግራም ፈይስቡክን፣ ተኸታተሉና ስዓቡና እንዳበልና፣ ብዓቢኡ ኸኣ ኣብ መርበብ …

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን. SFI NYBÖRJARE

ራብዓይ ክፋል ብ መም ሃገር ተክላይ

Read More »

መደብ 50 ደቓይቕ

ዝርርብ ምስ ዕዉት መንእሰይ ዑስማን ሳልሕ ሰይድ ዓብደላ ዝኾነ ሰብ ካብ ሃገሩ ናብ ካልእ ሃገር ተሰዲዱ ዘጋጥሙ ኩል መዳያዊ ብድሆታት ዉህደትን ማለት ምልላይ ምስ ሓድሽ ባህሊ ቋንቋ ስርዓተ ምሕደራን ካልእን ክስገር ይካኣል ዶ ንዝብል ሕቶ ፣ እወ ይካኣል!! እኳ ድኣ ብፍሉይ ዉልቃዊ ጻዕርታትካን ዘይብጻሕ የለን ብምባል ኣብ ሽወደን ብ 2013 ከም ስደተኛ መጺኡ ኩሉ ኣብ ቅድሚኡ ዝነጸንሖ ብድሆን ዕድላትን ተጠቂሙ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com