Friday , May 17 2024

ካብዝን ካብትን

ኩሉ ሰብ ጠሊሙኒ!

ሓቐኛ ዛንታ ቐዳማይ ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ኢለን  ካብ  ሃገረ  ጀርመን  ናብ  ኣስመራ ካብ  ትመጽእ  ክልተ  ወርሒ  ኣቚጺራ’ኳ እንተነበረት፡  ወሪስዋ  ምስ  ዝነበረ  ጽምዋ  ግና ዓመታት ዝገበረት ኰይኑ ተሰምዓ። ኣብ  ጀርመን  ካብ  ትቕመጥ  ዕስራን ሓሙሽተን  ዓመት  ብምግባር፡  ኣብ ዝተፈላለየ  ኣጋጣሚ  ናብ  ኣስመራ’ኳ መጺኣ  እንተነበረት፡  ከም  ሎሚ  ገይሩ  ግና ጽምዋን ብሕትውናን ኣይተሰምዓን። “ኣብ  ዓለም  ብዘይ  ሰብ  ከመይ  ኢልካ ይንበር?”  ንነብሳ  ባዕላ  ሓቲታ  መልሲ …

Read More »

ሎቪን፡ ኣብ ምሉእ ሂወተይ፡ ብመንገዲ ኦንላይን ሸሚተ ኣይፈልጥን

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ኣብ እዋን ቅንያት ክሪስትማስ፡ ሰባት ናብ ዕዳጋታት ብምኻድ ሸመተ ንኸየካይዱ ተላብዩ ክንሱ፡ ብገዛእ ርእሱ ኣብ ዱኳናት ክሽምት ከምተራእየን ከምሳዕቤኑ ድማ ነቐፌታታት ክዘንቦ ምጽንሑ ይዝከር። ንሱ፡ ኣብ ምሉእ ዕድሚኡ፡ ብመንገዲ ኦንላይን ሸሚተ ኣይፈልጥን እየ ክብል ንስቱድዮ ስዊዲሽ ሞርኒን ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ርክብ ገሊጹ። ኣነን ካልኦትን፡ ንጥፈታትና ብኸመይ መንገዲ ክንድርቶ ከምዝግበኣና ኣብ ቀጻሊ ሓሳብ ንርከብ። ካብ ቤተይ …

Read More »

ናይ ትራምፕ ገጻት ፌይስቡክ ክሳብ መወዳእታ ወቕቲ ፕረዚንድነቱ ክዕጾ ምኳኑ ተፈሊጡ

ኣብ ልዕሊ ፕረሲደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራንፕ እተነብረ እገዳ ፌይስቡክን ኢንስታግራምን ክሳብ ምሉእ ምስግጋር ስልጣን ሓድሽ ፕረሲደንት  ጆ ባይደን ማለት ብውሕዱ ንዝመጽእ ክልተ ሳምንታት ክናዋሕ ከም እተገብረ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ፌይስቡክ ማርክ  ዛከርበርግ  ገሊጹ። ፕረሲደንት ትራንፕ፡ ሕጋውን ሰለማውን ምስግጋር ስልጣን ከም ዘይደሊ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ዘጋጠመ ዘርዕድ ክስተታት ንባዕሉ መርኣያ እዩ ክብል ዛክበርግ ኣብ ዝሃቦ ቃል ገሊጹ። ኣብዚ ከምዚ ዝበለ ኩነታት፡ …

Read More »

ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን ምስ መምህር ሃገር ተኽላይ

Read More »

Read More »

ብፈነወ ሃርሞኒ መዲያ ዝዳሎ መደብ ሶሊ ሾው ብምኽንያት በዓል ልደት ዝተዳለወ ፍሉይ ናይ ዕላል መደብ ምስ ኣባላት ሃርሞኒ መድያ ሓሙስ 7 ጥሪ 2021

Read More »

Harmony News 06 ጥሪ 2021

Read More »

ዶብ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብን ቐጠርን ክኽፈት ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

ስዕዲ ዓረብ፡ ኢማራት፡ ባሕሬይን ግብጽን ኣብ ልዕሊ ቐጠር ኣንቢረንኦ ዝጸንሓ እገዳ ባሕርን ምድርን ከልዕላ ኣምሳያኡ ድማ ቐጠር ኣብ ልዕሊ እዘን ሃገራት ዝጀመረቶ ክሲ ደው ከተብል ኣብ ስምምዕ ከም እተበጽሐ ሓደ ላዕለዋይ ኣመሪካዊ በዓልመዚ ገሊጹ። ንሱ ወሲኹ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ትራምፕ፡ ዣረድ ኩሽነር ኣብዚ ዘተ ምትሕብባሩን ኣብ ጽንብል ምኽታም እዚ ስምምዕ ምስ ኣሚር ኩዌት ብምዃን ክርከብ እዩ ኢሉ። ኩዌት …

Read More »

ኤርትራዊ ደራሲ፡ ኣብ ሃገረ ሽወደን ብኻልኣይ ደረጃ ተዓዊቱ

ኤርትራዊ ደራስን ጋዜጠኛን ጸጋብርሃን ጎይትኦም ዓመታዊ ብጋዜጣ västerbottens  ኣብ ዝካየድ ንብሉጽ ኣበርክቶ ዝወሃብ ሽልማት፡ በታ ሎሚ ዓመት ኣብ ሃገረ ሽወደን ዝደረሳን ዘሕተማን  “ወጽዓ እታ ህጻን” ዘርእስታ መጽሓፍ ብምውድዳር ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ናይ 10 ሽሕ ክሮነር ተሸላሚ ኮይኑ። ደራሲ ጸጋብርሃን ጎይትኦም፡ ንፍጻሜ ካብ ዝበጽሑ ሸሞንተ ተወዳደርቲ፡ እቶም ሸውዓተ ሽወደናውያን ክኾኑ ከለዉ፡ እቲ እንኮ ንፍጻሜ ብምብጻሕ ምስኦም ዝተወዳደረ ወጻእተኛ ክኽውን ድሕሪ ምብቕዑ …

Read More »

Harmony News 04 January 2021

1. ኣብ መላእ ኤውሮጳ ዝተደንገጉ ናይ ጉዕዞ እገዳታት ምትራሮም ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ይዓቢ ምህላዉ ተገሊጹ። 2. ሃገረ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ካልእ ዉሽጣዉን ግዳማዉን ኩናት ካብ ዘሎዋ ዘሎዋ ሃገራት ከም ካልይቲ ደረጃ ከምዝተሰርዐት ተሓቢሩ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja #Sweden#Eritrea#Tigrai#Ethiopia#EU

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com