Thursday , May 2 2024

ካብዝን ካብትን

ዜናታት ሃርሞኒ 13/01/2021

Read More »

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝነበረ ወተሃደራዊ ወጥሪ ተጋዲዱ

ኣብቲ ውግእን ግጭትን ዘይተፈልዮ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ፈኸም እናበለ ክኸይድ ዝጸንሐ ዶባዊ ምስሕሓብ፡ ናብ ቅሉዕ ወትሃደራዊ ግጭት ከም ዝዓረገ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም፡ ንወግዓዊ መግለጺ መንግስቲ ሱዳን ብምጥቃስ ሓቢረን። እቶም ዝተረኽቡ ሓበሬታታት ከም ዘመልክትዎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ኣልፋሽቅ  ሱዳን ብነፈርቲ ኪናት መጥቃዕቲ ደብዳብ ከም ዝፈጸመን  በቲ ምጥቃዕቲ ህጻናት ዝርከብዎም ሰለማውያን ሰባት ከም ዝተጉድኡ መንግስቲ ሱዳን …

Read More »

ኣፍልጦ ቋንቋን ባህልን ሽወደን፡ ንዜግነት

ኣብ ሃገረ ሽወደን፡ ዜግነት ኣመልኪቱ ክወሃቦ ዝደሊ ሰብ፡ ኣፍልጦ ቋንቋን ባህሊ ሽወደንን ከም ቅድመ ኩነት ንምቅራብ ዝዓለመ፡ ንዝቀረበ ፖለቲካዊ እማመ፡ መጽናዕቲ ክካየደሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ናብ መንግስቲ ቀሪቡ ከም ዘሎ ሚኒስተር ፍትሒ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ፡ በዚ ቅድመ ኩነት ክጽለው ዝኽእሉ ኣካላት፡ እቶም ኣብ ሽወደን ስሩዕን መደብኛን ናይ ሞያ ትምህርቲ ዘይከዱን ብዕድሚኦም ከኣ ኣብ ክሊ …

Read More »

ሽወደን፡ ካብ ምፍልላይ ውሕስቲ ኣይኮነትን

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ንፈለማ ግዜ ኣብዚ ዓመት፡ ሎሚ ምስ ሓላፍቲ ሰልፍታት ኣብ ዝጀመሮ ናይ ክትዕ ዘተ፡ ሽወደን፡ ካብቲ ንኣሜሪካ ዘጋጠማ ናይ ምፍልላይ ናዕቢ ነጻ ኣይኮነተን ክብል ከምዝሓበረ፡ ሓድነትና ክዝርጉ ዝንቀሳቐሱ ወገናት ከምዘለው ክንስሕት የብልናን ድማ ኢሉ። መንደቕ ህንጻ ኮንግረስ ኣሜሪካ ጥሒሶም ዝኣተዉ ሰባት፡ ነቲ ብዲሞክራስያዊ ኣገባብ ዝተረኽበ ውጽኢት ምርጫ ብዘይ ምቕባሎም ከምዝፈጸምዎን ሃገርና ውን ካብ ከምዚ ዓይነት ፍጻሜ …

Read More »

ዕጫ ራብዓይ ዙር ኤፍ ኤ ካብ ኢንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይድ ምስ ሊቨርፑል የራኽብ

ኣማሲኡ ዕጫ ራብዓይ ዙርያ ዕጫ ኤፍ ኤ ካብ ኢንግሊዝ ኣብ ዝወደቀሉ ን ዓበይቲ ክለባት የርኽብ። በዚ መስረት ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ሜድኣ ምስ ሊቨርፑል ክራኸባ ከለዋ፣ ክለብ ቸልሲ ድማ ን ሉቶን ታወን ብምእንጋድ ግጥም ከካይዳ እየን። እቲ ዝተረፈ ከምዝስዕብ እዩ FOURTH ROUND Draw – Jan. 23 and 24 Cheltenham Town vs. Manchester CityAFC Bournemouth vs. Crawley TownSwansea City vs. Nottingham ForestManchester …

Read More »

Harmony News 11 January 2021

Read More »

ሓላፊት ምምሕዳር ከተማ ሶልቨስቦሪ፡ ሒጃብ ትኽልክል ቀዳመይቲ ምምሕዳር ከተማ ክንከውን ንደሊ ኢና ትብል

ሓላፊት ምምሕዳር ከተማ ሶልቨስቦሪ፡ ልዊዛ ኤሪክሰን፡ ኣብ መባእታን ማእከላይን ቤት ትምህርታት፡ ናይ ዓበይቲ ትምህርት ዝመሃሩን ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ከተማ ዝሰርሑን ሒጃብ ንኸይክደኑ ዝኽልክል ሕጊ ክተጽድቕ ትጽዕር ምህላዋ ገሊጻ ክብል መርበብ ሓበሬታ ኤክስፕረሰን ሓቢሩ። ንጉዳይ ሒጃብ ዘይምኽዳን፡ ቅድሚ ሕጂ ብቤት ፍርዲ ዝተነጽገ ኮይኑ፡ ነዚ ውሳኔ ብኸመይ ኣገባብ ከምንቕይሮ ንፈልጥ ኢና ክትብል ናይ ቅድም በዓልቲ ቤት ሓላፊ ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራትና ዝኾነት ልዊዛ ኤሪክሰን …

Read More »

ትራምፕ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ባይቶ ኣመሪካ ዝተገብረ መጥቃዕቲ ኮኒኑ

ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ዶርናልድ ትራምፕ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ ህንጻ ባይቶ ኣመሪካ (ህንጻ ካፒቶል) ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ኣመልኪቱ፡  ዘይዕግበቱ ብምግላጽ፡ እዚ ጉድለት ሕጊን ስርዓትን ስለዝኾነ ኣብ ልዕሊ እቶም ፈጸምቲ፡ ዝግባእ ስጉምቲ ክውሰድ ምዃኑ ኣዘኻኺሩ። ናሽናል ጋርድን ፈደራላዊ ኣኽበርቲ ጸጥታን ብቕጽበት ብምልኣኽ ነቲ ህንጻ ከውሕስዎን ነቶም ፈጠርቲ እምባጋሮ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዘእትዎም ጌረ ክብል ትራምፕ ንመርበብ ኣልሑራ ሓቢሩ። ንሱ፡ እዞም ኣድመኛታት ኣይውክሉናን እዮም፡  …

Read More »

መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ኲናት ሕድሕድ ኢትዮጵያ ከምዝተሳተፈ፡ ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ኣረጋጊጾም

መንግስቲ ኤርትራ፡ ብወታሃደራዊ መገዲ ኣብቲ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ መሬት ትግራይ፡ ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎ ዉግእ ሕድሕድ ብሙሉእነት ከምዝተሳተፈ ሰብ መዚ ሰልፊ ብልጽግናን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ብወግዒ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ መራሕቲ ሰልፊ ብልጽግናን ሰራዊት ኢትዮጵያን ካብ ህዝቢ ትግራይ ንዝቐረበ ተኸታታሊ ሕቶ ንምምላሽ ኣብ ዝሃብዎ ወግዓዊ መልሲ ከምዝኾነ እቲ ሓበሬታ ኣነጺሩ። ከንቲባ ከተማ መቐለ ከምኡ እዉን ኣዛዚ ሰራዊት ሰሜን እዝ ኢትዮጵያ ብሓባር …

Read More »

ኩሉ ሰብ ጠሊሙኒ!

ሓቐኛ ዛንታ ቐዳማይ ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ኢለን  ካብ  ሃገረ  ጀርመን  ናብ  ኣስመራ ካብ  ትመጽእ  ክልተ  ወርሒ  ኣቚጺራ’ኳ እንተነበረት፡  ወሪስዋ  ምስ  ዝነበረ  ጽምዋ  ግና ዓመታት ዝገበረት ኰይኑ ተሰምዓ። ኣብ  ጀርመን  ካብ  ትቕመጥ  ዕስራን ሓሙሽተን  ዓመት  ብምግባር፡  ኣብ ዝተፈላለየ  ኣጋጣሚ  ናብ  ኣስመራ’ኳ መጺኣ  እንተነበረት፡  ከም  ሎሚ  ገይሩ  ግና ጽምዋን ብሕትውናን ኣይተሰምዓን። “ኣብ  ዓለም  ብዘይ  ሰብ  ከመይ  ኢልካ ይንበር?”  ንነብሳ  ባዕላ  ሓቲታ  መልሲ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com