Saturday , May 18 2024

ውህደት

ዶባት ዴኒማርክ ንተወሰኽቲ ምምሕዳራት ሽወደን ክፉት ኮይኑ ተባሂሉ

ሃገረ ዴኒማርክ፡ ንሽወደናውያን ብዘገምታ ዶባታ ትኸፍተሎም ምህላዋ ተሓቢሩ። ካብ ትማሊ ሓሙስ ጀሚራ ድማ ንካብ ምምሕዳራት ሃላንድ፡ ቬርምላንድን ካልማርን ዝመጹ በጻሕቲ ክትቅበል ድልውቲ ምዃናን ብወገን በጻሕቲ ድማ ናይቲ ከባቢ ነበርቲ ምዃኖም ዘረጋግጽ ነባርነት (folkbokföringsbevis) ክማልኡ ከምዝግባእ ገሊጻ ክብል TT ኣቃሊሑ። ኣቐድም ኣቢላ ሃገረ ዴኒማርክ፡ ዶባታ ንካብ ምምሕዳራት ስኮና፡ ብሊኪንጋ፡ ክሮኖቤሪን ቬስተርቡቲንን ዝመጹ በጻሕቲ ከፊታ ምንባራ ይዝከር። ብመንገድታት ባሕርን መሬትን (ቢንቶ) ዝመጹ …

Read More »

News Magazine ዜና መጽሄት 15 ሓምለ 2020

ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ብዛዕባ ጉዳይ ኢመግረሽንን እገዳ መገሻን ዘተኮረ እዩ ።

Read More »

ርያል ማድሪድ ንመበል 34 ጊዚኣ ሻምፕዮን ላሊጋ ሳንታንደር ብምዃን ዘውዲ ደፊኣ።

ስጳኛዊት ክለብ ሪያል ማድሪድ ዋንጫ ላሊጋ ናይዚ ዓመት ተዓዊታ። ሪያል፡ ንጋንታ ቪላሪያል 2 ብ 1 ድሕሪ ምስዓራ’ያ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ቻምፖዮን ናይቲ ሊግ ክትከውን በቒዓ ዘላ። እታ ዘይነዲን ዚዳን ‘ዚኣሰልጣኒኣ ሪያል ማድሪድ ፡ ሓደ ግጥም ተሪፍዋ እንከሎ፡ 86 ነጥቢ ብምውህላል’ያ ተዓዊታ ዘላ። እታ ኣብዚ ናይ ሎሚ ምሸት ጸወታኣ ብኦሳሱና 2 ብ 1 ዝተሳዕረት ባርሶሎና ድማ 79 ነጥቢ ብምሓዝ ካልኣይቲ ኮይና …

Read More »

ሓድሽ ክታበት ኮሮና ናብ ሰባት ድሕሪ ምፍታኑ ኣወንታዊ ውጽኢት ተረኺብዎ ተባሂሉ

ኩባንያ ሞደርና፡ ኣብ ልዕሊ 45 ሰባት ዝገበሮ ናይ ኮቪድ-19 ናይ ክታበት ፈተነ ጹቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኽቦ SVT ሓቢሩ። እዛ ኣሜሪካዊት ኩባንያ፡ እታ ንመጀምርያ እዋን ፍርያት ክታበት ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝፈተነት ምንባረ ይዝከር። እዚ ናይ ክታበት ፈተና ኣብ ልዕሊ ዝተፈላለዩ ዕድመ ዘለዎም ሰባት (18 – 55 ዓመት) ብዝተፈላልዩ ዓቐናት ከምዝተፈተነ ይፍለጥ። ኣብ መጀመርያ ፈተነ፡ እቶም ሰባት ኣብ ውሽጢ 28 መዓልታት ክልተ ግዜ …

Read More »

ኣብ ጉዳይ ኤውሮፓዊ ቁጠባዊ ሕውየት ምስ ሎቬን ንምዝታይ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እስጳኛ ናብ ስቶክሆልም ኣትዩ

ቀዳማይ ሚኒስተር ስፔይን፡ ፔድሮ ሳንቼዝ፡ ናብ ስቶክሆልም ወግዓዊ ምብጻሕ ብምክያድ ንተሪር መርገጺ ሎቬን ኣብ ጉዳይ ኤውሮፓዊ ቁጠባዊ ሕውየት ንምልዋጥ ዝምልከት ዘተ ከካይድ እዩ ተባሂሉ። ኤውሮፓዊ ቁጠባዊ ሕውየት፡ ነተን ብቫይረስ ኮሮና ብኸቢድ ዝተሃስያ ሃገራት ዘስዓቦ ቅልውላው ንኽሓልፈኦ ንምሕጋዝ ተባሂሉ ዝወጸ እዩ። ኣብ መንጐ ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረትን ዝህሉ ዝርርብ፡ ብሰንኪ ዝተፈጥሩ ፍልልያት፡ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ክሰጋገር እዩ ተባሂሉ’ሎ። …

Read More »

10% ካብ ነበርቲ ሽወደን ዝኾኑ ስደተኛታት ናይ ኣባይቶም መድሕን (insurance) የብሎምን ተባሂሉ

ካብ ማእከል ስታቲስቲክስ ሽወደን (SCB) ዝተረኽቡ ኣሃዛት ከም ዝሕብርዎ ሓደ ካብ ዓሰርተ ካብቶም ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝተወልዱ ሽወደናውያን ናይ ኢንሹራንስ ኣገልግሎት ከም ዘይጥቀሙ SVT ሓቢሩ። ናይ ኣባይቲ ናይ መድሕን ጉዳይ ብቐንዱ ድሕሪ’ቲ ኣብ ኩፐርጎርደነን፡ ብላድስክሮና፡ ዘጋጠመ ናይ 100 ሰባት ኣባይቲ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ዝገበረ ሓደጋ ባርዕ ምልዓሉን ካብኣቶም ድማ እቶም ሸሞንተ ናይ ገዛ ውሕስነት (insurance) ዘይነበሮም ብምዃኑ ነቲ ኩነታት ኣሸጋሪ …

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Swedish News in tigrigna 15 juli 2020

Read More »

ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና መጠን ብዝሒ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ዝሓለፉ ተማሃሮ ልዑል ምንባሩ ተገሊጹ

ጸብጻባት ኣሃዱ ትምህርቲ ከምዝሕብሮ፡ ቅልውላው ኮሮና፡ ኣብ ልዕሊ ውጽኢት ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ ኣሉታዊ ጽልዋ ኣይነበሮን ክብል ከምዝገለጸ TT ሓቢሩ። ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ 9ይ ክፍሊ ናብ 10ይ ክፍሊ ዝሓለፉ መጠን ብዝሒ ተማሃሮ 85.3% ብምብጽሑ ነቲ ናይ ዓሚ ዝነበረ 84.3% ሓሊፍዎ ከምዘሎ ጸብጻባት ይሕብሩ። ብቑጽሪ ብርክት ዝበሉ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ (78.1%)፡ ነቲ ዝተመደበሎም 3 ዓመታት ብዓወት ክዛዝሙ እንከለዉ ዓሚ ግን ክሳብ 76.6% …

Read More »

ክለብ ኣይኮ ብሽቶ ሄኖግ ጎይቶም ተሓጊዛ ደረጅኣ ተመሓይሽ

ስጋብ ሕጂ ውድድር ኩዑሶ እግሪ ሽወደን ኣልስቫንስካ ካብ ዝተኻየዱ ውድድራት ክለብ ኣይኮ ካብ 8 ግጥማት 3 ስዕረት 2 ማዕረ ብምእንጋድ ኣብ ዝኼፍኤ ምጅማር እዚ ውድድር ድሕሪ ምጽናሕ ፣ትማሊ ምስ ኣብ ደሓን ኩነታት ዝጸንሔት ክለብ ስሩስ ኣብ ዝገብረቶ ውድድር ኣብ መብል 75 ደቂቅ ብእንኮ ሸቶ ሄንግ ጎይቶኦም ናብ ዓወት ተመሊሳ። ስጋብ ሕጂ ካብ ዝተኻየድ ውድድር ኩዑሶ እግሪ ኣልስቫኒስካ ክለብ ኖርሾቢንግ ካብ …

Read More »

ፍርያት ኩባንያ ጆሊሩም (Jollyroom) ዝኾና ናይ ህጻናት ወንበርን መካይንን ካብ ዕዳጋታት ይስሕብ

ኩባንያ ጆሊሩም፡ ንፍርያቱ ዝኾኑ “Moweo Lucas 2 in 1” ዝዓይነቶም ናይ ህጻናት ወንበርን “North 13.5 Maxi Jogger” ዝዓይነተን ናይ ህጻናት መካይንን ካብ ዕዳጋ ክስሕበን ከምዝመደበ TT ሓቢሩ። ህጻናት ካብቲ ተጠቒሱ ዘሎ ወንበር እንተድኣ ሸተት ኢሎም ንታሕቲ ወዲቖም እሞ ከኣ ብግቡእ ከይተኣስሩ እንተጸኒሖም ናይ ማሕነቕቲ ሓደጋ ከጋጥሞም ከምዝኽእልን እተን መካይን ድማ ተገምጢለን ኣብ ልዕሊ ህጻናት ሓደጋ ከውርዳ ይኽእላ እየን ብዝብል ምኽንያት …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com