Saturday , May 18 2024

ውህደት

ሓቐኛ ዛንታ፣ቐዳማይ ክፋል ሰብ ስኢነ

ጸጋብርሃን ጎይትኦም ብመንገዲ ሓደ ካብ ጋዜጠኛ ቲቪ ኤረ’የ ቕድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ኣስመራ ብቖጸራ ክትረኽበኒ ክኢላ፣ ነቲ ኣብ መስርሕ ህይወታ ዘጋጠማ ዕንቕፋት፣ መፍትሒ ስኢና ምዕልባጣ ምስ ዛዘመት’ያ ድማ፣ ነቲ ከማይ መንእሰያት ክምሃራሉ ኣለዎ እትብሉ መሳጢ ዛንትኣ ክትጸውየኒ ዝተበገሰት። ልዝብ ዝበለ ኣዘራርብኣን መሳጢ መልክዓን ብማዕዶ ኮይኑ ንዝርእዮ፣ ጸገም ዘሕለፈት ኮይኑ ኣይስማዓካን፣ ሃዲኣ ምስ ኣዘንተወትልካ ግና፣ ልቢ ዝትንክፍ ጸገም’ዩ ገጢምዋ፣ ኣብ ካልኦት …

Read More »

ንተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ፡ ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ናይ ምቕጻል ምርጫ ክፉት ምዃኑ መንግስቲ ሓቢሩ

ናይ ርሕቀት ምስትምሃር (Distans utbildning) ምርጫ ነተን ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርታት ክፉት ኮይኑ ከምተገድፈ መንግስቲ ሓቢሩ። እዚ ድማ ብሰንኪ ኣብ መጓዓዝያ ባቡርን ኣውቶብሳትን ከጋጥም ዝኽእል ጻዕቂ ተሳፈርትን ከስዕቦ ዝኽእል ስክፍታታት ለበዳ ኮሮና ንምውጋድ እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ጽድያ፡ ቅልውላው ኮሮና ምስ ኣጋጠመ፡ ቤት ትምህርታት ኣፍደጊአን ዓጽየን ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ምጅማረን ይዝከር። ዝቕጽል ቀዎዒ ድማ ከምእንደገና ኣፍደጊአን ከርሕዋ መደብ ኣሎ። ቤት …

Read More »

ካብ ወርሒ መጋቢት ክሳብ’ዚ እዋን፡ 12 ሓደጋታት ባርዕ ኣጋጢሙ

ሓደ ክፋል ናይ’ታ ኣብ ሉንድ እትርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ ፓለትስኮላን (Palettskolan)፡ ትማሊ ወጋሕታ ብባርዕ ከምተቓጸለን እዚ ድማ ካብ ወርሒ መጋቢት ክሳብ ሎሚ ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሉንድ ዝርከባ ቤት ትምህርታት፡ ናይ መበል 12 ናይ ሓደጋ ባርዕ ኣጋጣሚ ምኻኑ ተሓቢሩ። ሓላፊ ጸጥታ’ቲ ምምሕዳር፡ ሆልካን ኒልሰን፡ እዞም ፍጻሜታት ብጣዕሚ “ዘሕዝኑ” እዮም ክብል ከምዝገለጾም TT ሓቢሩ። ኣብ ከባቢ ሰዓት 4 ወጋሕታ፡ ፖሊስ’ቲ …

Read More »

ሓንቲ ዓለም፣ ህይወት ትርጉም ኣለዎዶ?

(ካልኣይ ክፋልን መወዳእታን) ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ፡ ንትርጉምን ዕላማን ህይወት ብዚምልከት፡ ህይወት ወይ ፍጥረት፡ ስሩጽ (intrinsic) ዕላማ ከምዘይብሉ፡ ግን ኣእምሮ ሰብ ነቲ ዕላማ ባዕሉ ከም ዚፈጥሮን ከም ዚምህዞን ገሊጸ ነይረ። ዕላማን ትርጉምን ምፍጣርካ፡ ከምኡውን ድሕሪ ሞት ዘሎ ኩነታት ዘይምፍላጥካ ናብ ከቢድ ስግኣትን ስነልቦናዊ ቀውስን ዘብጽሕ ብምዃኑ፡ ወድሰብ ካብ ጥንቲ ነቲ ቅርጺ ዝሰኣነሉ ሓቃውነት (reality)፡ ባዕሉ ቅርጺ እናሃበ ኣእምሮኡ ንኸዕርፎ …

Read More »

ታሪኻዊት ጋንታ ሊድስ ዩናይትድ ናብ ፕሪመር ሊግ ትምለስ

ታሪኻዊት ጋንታ ሊድስ ዩናይትድ ድሕሪ ናይ 16 ዓመት ጻንሖት ኣብ ታሕተዋይ ድቪዝዮን ብ ሙኹር ኣርጀንቲናዊ ኣስልጣኒ ፍሉይ ቅዲ ዝክተልን ታክትሻን ተባሂሉ ዝጽዋዕ ማርሴሎ ቢዬልሳ ተሓጊዛ ናብ ንነዊሕ ግዜን ሽማ ዘጸውዓትሉ ትምለስ ዘላ። ሊድስ ነዚ ዘረጋገጸት ትማሊ ቀንዲ መተሃላለክታ ዝነብረት ዌትስ ብሮ ብ በሃድስፊልድ ታዎን 2 ብ 1 ድሕሪ ምስዓራ ብ ኣርባዕተ ነጥቢን ብ ሓደ ጸወታ ጎደሎ ብ 87 ነጥቢ ነዚ …

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን ቀዳማይ ክፋል SFI NYBÖRJAR hem inbjudan vecka 1

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ 17 ሓምለ 2020 Swedish News in tigrigna 17 juli 2020

Read More »

ሓደ ሰብኣይ፡ ኣብ ዝነብረላ ቁሸት ንዝፍጠር ልዑል ፍጥነት መካይን ንምቁጽጻር 400 ታቤላታት ሰቒሉ ተባሂሉ

ናይ ተሳፈርቲ መካይን ብማእከል እታ ኣብ ምምሕዳር ስኮና እትርከብ ቁሸት፡ ፋርሆልት፡ ብፍጥነት ከምዝሓልፋ እዩ ዝንገር። ስለዝኾነ ድማ ፒተር ዮራንሰን (69 ዓመት) ብውልቁ 400 ታቤላታት ምልክታት ትራፊክ ኣብታ ቁሸት ሰቒሉ ምንባሩን ትማሊ ሓሙስ ድማ ፡ፖሊስ ትራፊክ፡ ሕጋዊ ፍቓድ የብሉን ብምባል ንብምልኡ ከምዘውረዶ SVT ሓቢሩ። ትማሊ ሰሉስ፡ ዮራንሰን ምስ ጎረባብቱ ኮይኑ ነቶም ልዕሊ ፍቑድ ፍጥነት (40 ኪሎ ሜተር ኣብ ሰዓት) ዝሕምበቡ መራሕቲ …

Read More »

ካርልሰን፡ ልዕሊ 40% ካብ ተቐማጦ ስቶክሆሎም ጸረ ቫይረስ ኮሮና ዝኾኑ ጸረ-ነፍሳት ዝስከሙ እዮም ተባሂሉ

ልዕሊ 40% ካብ ተቐማጦ ስቶክሆሎም ጸረ ሕማም ኮቪድ-19 ዘስዕብ ቫይረስ ኮሮና ጸረ-ነፍሳት ዝስከሙ እዩም ክብል ሓላፊ ኣሃዱ ህዝባዊ ጥዕና፡ ዮሃን ካርልሰን ከምዝገለጸ ጋዜጣ DN ሓቢራ። ካብ 17.5% ክሳብ 20% ዝኾኑ ካብ ተቐማጦ ስቶክሆሎም ባህርያዊ ጸረ-ነፍሳት ዝነበሮም ክኾኑ እንከለዉ ክንደኦም ድማ ሓደስቲ ጸረ-ነፍሳት ዘማዕበሉ ክህልዉ ከምዝኽእሉ ኣሃዛዊ ጸብጻባት ኣሃዱ ህዝባዊ ጥዕና ይሕብሩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ኣንጻር ቫይረስ ኮሮና ጸረ-ነፍሳት ዝስከሙ ተቐማጦ …

Read More »

ፖሊስ፡ ብድሮን ዝገብሮ መስርሕ ምቁጽጻር ብወገን ተጣበቕቲ መሰላት ነቐፌታ ወሪድዎ ተባሂሉ

ፖሊስ፡ ብድሮን ዝገብሮ መስርሕ ምቁጽጻር ብዘይ ቅኑዕ ኣገባብ እንተ ተጠቂምሉ ምግሃስ ምሰል ደቂ ሰባት ክኸትል ከምዝኽእል ክብል መምህር ስነ-ገበናት፡ ያና ፍሊግሄድ፡ ነቒፉ። መብዛሕትኡ እዋናት፡ ሕብረተሰብ ሽወደን ኣብ ትሕቲ ምክትታል ምህላዉ ኣይፈልጥን እዩ። ምክትታልን ምቁጽጻር ሰባት፡ ግህሰት መሰል ደቂ ሰባት እዩ ክብል ምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኣረጋጊጹ። ብድሮን ተጠቂምካ ምቁጽጻርን ምክትታልን ብሓላፍነት ፖሊስ ዝትገበር ምስርሕ ክኸውን እንከሎ፡ እንተ ብድሮን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com