Saturday , May 18 2024

ውህደት

መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 9% በጺሑ

ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ምስቲ ኣብ ከምዚ እዋን ዓሚ ዝነበረ ብዝሒ ክወዳደር ንከሎ ብዕጽፊ ከምዝወሰኸ ተፈሊጡ። መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ድማ ናብ 9% ምብጽሑን እቲ ቁጽሪ ክውስኽ ከም ዝኽእል ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሓቢሩ ክብል TT ገሊጹ።ብዝሒ መጠን ሽቅለት ኣልቦነት ኣብ ምውሳኽ እዩ ዝርከብ። እዚ ድማ ንዕዳጋታት ሽቕለት ሽወደን ሓደገኛ ዝኾነ ሳዕቤን እዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ጽልዋ ናይ ቅልውላው ለበዳ ኮሮና …

Read More »

መንግስታዊ ወፍሪ፡ ምምሕዳራት ከተማ ኣብ ዳግመ ስርርዕ ቤትጽሕፈት ዕዮ ክሳተፋ መሰል ኣለወን ተባሂሉ

ምምሕዳራት ከተማ ኣብ ምስላጥ ተበግሶታት ፖሊሲ ዕዳጋ ሽቕለት ክሳተፋ ኣለወን ክብል መርመራ መንግስቲ ዛዛሚ መግለጺኡ ኣውጺኡ ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ዜና TT ሓቢሩ። እዚ መርመራ ኣብ ኣጋጣሚ ጽገና ቤትጽሕፈት ዕዮ ዝካየድ ዘሎ ኮይኑ ንብሕታውያን ትካላት ብሓደራ ተዋሂቡ ዝጸንሐ ተበግሶታት ኣብ ምስላጥ ክዓያ እዩ። እቲ ኣብዚ ዝተቐልቀለ ሕቶ፡ ምምሕዳራት ከተማ ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ተራ ክጻወታ ይኽእላ? ውልቃውያን ኩባንያታት ኣብ ዘይብሉ ቦታታት ኩነታት …

Read More »

ሽወደናውያን ስነጥበበኛታት ናይ ቅልውላው ኮሮና ዝወሃብ ሓገዝ ተቐቢሎም ተባሂሉ

ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ንንባብ ዘብቅዖ ጽሑፍ ከም ዘመልክቶ ብሚልዮናት ክሮነር ዝንቀሳቐሱ ኩባንያታት ዝውንኑ ስነጥበበኛታት ብምኽንያት ቅልውላው ለበዳ ኮሮና ካብ መንግስቲ ዝወሃብ ኣሽሓት ክሮነር ብመልክዕ ሓገዝ ምቕባሎም ኣዛራቢ ኮይኑ’ሎ። ያለ ጆንሶን (Yale Johnson)፡ ድራጊን (Dragin)፡ ቤንጃሚን ኢንግሩሶ (Benjamin Ingruso) ን ሳቢና ዱምባ (Sabina Dumba) ን ዝኣመሰሉ ካብዞም ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ነፍሲ ወከፎም ካብ መንግስቲ 50,000 ክሮነር ዝተቐበሉ ስነጥበበኛታት ምዃኖም ተፈሊጡ። ማሕበር ስነጥበበኛታት …

Read More »

ሽወደን፡ ድሕሪ ቅልውላው ኮሮና ንመጀምርታ እዋን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሳ

ፖሊስ ሽወደን፡ ንፈለማ ግዜ ድሕሪ ቅልውላው ለበዳ፡ ሕቶ ዕቕበኦም ዝተነጽገ ሰባት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ሓቢሩ። ትሽዓተ ናብ ሃገሮም ዝምለሱ ኣፍጋኒስታናውያን ዝጸዓነት ነፋሪት ካብ ኣርላንድ ኤርፖርት ናብ ካቡል ገጻ ከምዝበረረት ተገሊጹ። ንሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ዝተወስደ ስጉምቲ ንብዙሓት ወገናት ከምዘቖጠዐን ተቓውመኦም ከምዝገለጹን ተሓቢሩ። እቶም ሕቶ ዑቕበኦም ዝተነጽጉ ስደተኛታት ናብ ዓዶም ክምለሱ ፍቓደኛታት ምንባሮም ፖሊስ ገሊጹ። ተጣበቕቲ መሰላት …

Read More »

ኣብ ከተማ ኤስኪልስቱና ሓደ ሰባኣይ ተቐቲሉ

ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ኺፍቲንገ (Skiftinge) ዝተባህለ ኣከባቢ ሓደ ወዲ 35 ዓመት ሰብኣይ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ተቐቲሉ ከምዝተረኽበ ፖሊስ ከተማ ኤስኪልስቱና ሓቢሩ። ከባቢ ሰዓት 2፡40 ናይ ንግሆ፡ ሓደ ኣብቲ ከባቢ ዝነብር ሰብ፡ ቶኽሲ ከም ዝሰመዐ ናይ ተሌፎን ሓበሬታ ምስ ሃበና ብቕጽበት ናብቲ ዝተባህለ ከባቢ ኣሃዱ ፖሊስ ሰዲድና። ኣባላት ፖሊስ ናብቲ ክፍሊ ምስ ኣተዉ ሓደ ብጥይት ተሃሪሙ ዝሞተ ሰብ ረኺቦም ክብል ሓላፊ ፖሊስ’ቲ …

Read More »

ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ኩነታት ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ዝተረጋገአ እዩ ዘሎ ክብል መግሊጹኡ ኣሪሙ

ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ነቲ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ብዛዕባ ሽወደን ዘውጸኦ መግለጺ መአረምታ ገይርሉ ኣሎ። ኩነታት ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ይውስኽ ኣሎ ክብል ንዘውጸኦ መግለጺ፡ ኩነታት ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ዝተረጋገአ እዩ ዘሎ ክብል ከምዝኣረሞ ሬድዮ ሽውደን ሓቢሩ። ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ንሽወደን ሓንቲ ካብተን “ዝበኣሰ ኩነታት ለበዳ ኮሮና” ዘለውን 11 ኤውሮፓውያን ሃገራት ኢላ ከምዝመደበታን ኣሃዱ ጥዕና ሽወደን ንለበዳ ኮሮና ክቆጻጸሮ ከምዘይከኣለ …

Read More »

ሓቐኛ ዛንታ: ራብዓይን መወዳእታን ክፋል መዘዘኛ ዕለት።

ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “እዚ ዓይነት ባህሪ ዘለዎ ሰብ ኣብ ሎሚ ክትረክብ ናይ ብሓቒ ዕድለኛ’የ፡ ነዚ ዕድል ድማ’የ ክጥቀመሉ ዘይክኣልኩ፡ እቲ ናብ ዘርጊ ዘእተወኒ ድማ ጽጋብ’ዩ። ኣውሪደ ኣደይበ ምስ ሓሰብኩ፡ ምስ መሓሪ ክራኸብ ይውስን፡ ካብትን ካብትን ኢለ ዘጠራቐምክዎ ገንዘን ሒዘ ድማ ብቖጸራ ይረኽቦ፡ በቓ ክሕግዞ ይውስን። ኣብ’ቲ ፈለማ ድማ ክሳብ ዓሰርተ ሽሕ ዝኣክል ገንዘብ ሂበዮ፡ ዝለገሰለይ ምስጋና ክሳብ ሕጂ ዝርስዖ ኣይኮንኩን፡ ግና …

Read More »

ተቐማጦ ስኮና ( Skåne) ናብ ዴንማርክ ንኽበጽሑ ግድነት ካብ ኮሮና ናጻ ምዃኖም መረጋግጺ ከቕርቡ ይግባኦም ተባሂሉ

ዴንማርክ ብ ቀዳም ዶባታ እኳ እንተኸፈተት ዛጊት ሒደት ሽወደናውያን በጻሕቲ ጥራይ ክትቅበል ፍቓደኛ ምዃና ተገሊጹ ክትብል ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ። ብመሰረት በዓልመዚ ምቁጽጻር ለበዳታት ዴንማርክ ኣብ ሽወደን ብዘይካ ኣብ ዞባታት Vesterbotten ኣብ ዝተረፋ ኣውራጃታት እቲ ለበዳ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ምህላዉ እንተኾነ ግና ተቐማጦ ስኮና (Skåna)፡ ሶርምላንድ (Särmland)፡ ቬስተርቦትን (Westerbotten)፡ ሃላንድ (Halland) ን ብሌኪንያ (Blekinge) ካብዚ ለበዳ ናጻ ምዃኖም ዘርኢ ውጽኢት መርምራ …

Read More »

ዜና መጽሄት 26 06 2020 – News Magazine 26 June 2020

Read More »

ብዙሓት ሽማግለታት “ትርጉም ህይወት እናጠፍኦም ምምጽኡ ገሊጾም” ተባሂሉ

ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ እንዳ ዓበይቲ ዝርከቡ ሽማግለታት ብሕታውነት ብዘስዓቦ ስነ ኣእምሮእዊ ጽልዋ የሕድረሎም ምህላዉ ተሓቢሩ። ብርክት ዝበሉ ሽማግለታት ናብቲ ማይንድ ዝበሃል መኽሰብ ዘይብሉ ትካል ብምድዋል ትርጉም ሂወት ጠፊእዎም ምህላዉ ገሊጾም ተባሂሉ። ኣብ ዘረባ እዞም ሰባት ርኡይ ለውጢ እዩ ዝረአ። ንሳቶም ኣዝማዶም ክረኽቡ ብዘይምኽኣሎምን ብምሕላሎምን ብህይወት ምቕጻል ትርጉም ክህቦም ከም ዘይከእለን እዮም ዝዛረቡ ዘለዉ ክትብል ኣብዚ ትካል ብወለንታ እትሰርሕ ማርጋሬታ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com