Saturday , May 18 2024

ውህደት

ዝተወሰኑ ተጻወቲ ኣርሰናል ብኮሮና ቫይረስ ተጠርጢሮም ንብሕቶም ይውሸቡ።

ብሰንኪ ወናኒ ክለብ ኦሎምፕያኮስ ዝኾነ ግሪካዊው ኤቫንጀሎስ ማሪናኪስ ብቫይረስ ኮረና ምትሓዙ ንሎሚ ምሸት ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ጸወታ ማንቸስተር ሲቲን ኣርሰናል ከምዝተሰረዘ ዝፍለጥ ኮይኑ፣ ገለ ተጻወትን ኣካየድትን ክለብ ኣርሰናል  ምስ ወናኒ ክለብ ኦሎምፕያኮስ ኤቫንጀሎስ ማሪናኪስ ርክብ ገይሮም ብምንባሮም በዚ ቫይረስት ተለኺፎም ከይኮኑን ብዝብል ጥራጣረ በይኖም ስጋብ ዝመጽእ ዓርቢ ክውሸቡ ተነጊሪዎም። በዚ መስረት ኣርሰናል ዝመጽእ ቀዳም ምስ ብራይተን ንዝህልዋ ጸወታ ግን በቲ …

Read More »

ኣዝማድ ወይ መቕርብ ሕሙማት ናብ ሆስፒታላት ከይበጽሑ ዝእግድ ሕጊ ክወጽእ እዩ።

ሰብመዚ ጥዕና ኣውራጃ ብለኪንግ ባብ ዘውጽእዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣዝማድ ሕሙማት ናብ ሆስፒታላት ከይቅልቀሉ ዝእግድ ሕጊ ከውጽኡ ምዃኖም ሓቢሮም ኣለዉ። እዚ ካብ ሰሉስ ሰዓት 5 ድሕሪ ቀትሪ ኣትሒዙ ግብራዊ ከም ዝኸውን ድማ ተገሊጹ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ናይ ምልባዕ ሓደጋ ብምምማይ ሰብመዚ ህዝባዊ ጥዕና ድሕሪ ዘውጽእዎ ገምጋም ምዃኑ ድማ ተሓቢሩ። እዚ ሕማም ብፍላይ ኣብ ሽማግለታትን ብሕማም ዝሳቐዩብ ሰባት ናይ …

Read More »

ሕማም ኮሮና ንምቅላስ መንግስቲ ሽወደን ዝያዳ ፋይናንሳዊ ወፍሪ ይገብር።

መንግስቲ ሽወደን ዛጊት ቊጽሩ ዘይተፈልጠ ሕማም ኮሮና ንምቅላስ ከም ዘዋፈረ ተገሊጹ። ” ኣብ ምቅላስ እዚ ሕማም ዝኾነ ሕጽረት ገንዘብ ዝብል ምስምስ ክቐርብ የብሉን” ክትብክ ሚኒስተር ፋይናንስ ማግዳሊን ኣንደርሰን ንኣገልግሎት ዜና ሽወደን ሓቢራ’ላ። እዚ ዘሎ መንግስቲ ምስ ማእከላይን ሊበራላውን ሰልፊታት ብምዃን ዝመጽእ ጽድያ ኣብ ዝጸድቕ ባጀት ንጽላት ጥዕና ዝያዳ ገንዘብ ክስላዕ ተሰማሚዖም ኣለዉ። ” ንኲባንያትን ሰብመዚን ክንክን ጥዕና ዝያዳ ገንዘብ ክስላዓሎም …

Read More »

ገለ ኣረኣእያታት ሽወደን ኣብ ጉዳይ ጀንደር ንድሕሪት ክምለሱ ምጅማሮም ተገሊጹ።

ሽወደን ብ ጒዳይ ማዕርነት ጾታ ኣብ ሊጋት ዝለዓለ ቦታ ከም ዘለዋ ዝፍለጥ እኳ እንተኾነ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝምቡል ኣጣማምታ ዘለዎም ሰባት እናበዝሑ ይመጹ ምህላዎም ተመልኪቱ። ሓደ ን 80% ቊጽሪ ህዝቢ ዓለም ዝውክላ ሃገራት ብምትኳር ካብ ዓመታት 2004-2009 ድሒሩ’ውን ካብ 2010-2014 ኣብ ዘሎ ዓመታት ሓድሽ ጸብጻብ ዘቕረበ ፕሮግራም ልምዓት ሃገራት ዝተባህለ ትካል ሽወደን ዝምቡልን ኣሉታዊን ኣጣምታ ብዛዕባ ደቀንስትዮ ዝወሰኸለን ሃገራት እያ …

Read More »

ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን ኣብ ዶብ ቱርክን ግሪኽን ዘሎ ምንቅስቓስ ስደተኛታት ይከታተል።

በዓልመዚ ስደተኛታት ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መገለጺ ብዛዕባ እዚ ካብ ዶብ ቱርኪ ዝውሕዝ ዘሎ ስደተኛታት ይከታተል ምህላዉን ጻዕቂ ዘለዎም ስደተኛታት ናብ ሽወደን ክመጹ ይኽእሉ እዮም ዝብል እምነት ከም ዘይብሉን ገሊጹ። ሓላፊ ክፍሊ ምውህሃድ በዓልመዚ ስደተኛታት ኦስካር ኤክሎክ ኣብቲ ከባቢ ዶባት ቲርኪን ግሪኽን ዘሎ ለውጢታት ብቐረባ ይከታተሎ ምህላዉ እዩ ዝገልጽ ዘሎ። መንግስቲ ንዝመጽእ ኲነታት ዝኸውን እኹል ምድላው ጌሩ ምህላዉ’ ውን ኣስሚሩሉ’ሎ። ” …

Read More »

ኣብያተ መጻሕፍቲ ሽወደን እንዳ ጎደለ ብምምጽኡ ደርስቲ ተቓዉሞኦም የስምዑ።

ኣብያተ መጻሕፍቲ ሽወደን ኣብ ዝቕጽል 25 ዓመታት ነበረ ክኾኑ እዮም ተባሂሉ። ዛጊት ርብዒ ካብ ኣብያተ መጻሕፍቲ ሽወደን ከም ዝተዓጽዉን እቶም ዘለዉ’ውን ብዝወሓደ ማል ከም፡ዝንቀሳቐሱን ተገሊጹ። ጸሓፍቲ ሽወደን ነዚ ዘለዎም ተቓውሞ የስምዑ ምህላዎምን ኣብያተ መጻሕፍቲ ምልክት ዴሞክራሲ እዮም ብምባል ንቀጻሊ ህላዌኦም ይጣበቑ ምህላዎም ድማ ተገሊጹ’ሎ።፡ መጻሕፍትን ጋዜጣታትን ሕድሕድና ንኽንከባበር ኣገደስቲ እዮም። ፖለቲከኛታት እውን ነዚ ብግቡእ ክርድኡን ኣገዳሲ ፋይናንሳዊ ሓገዛት ክገብሩን ይግባእ …

Read More »

News Magazine 06 March 2020 ዜና መጽሄት 06 መጋቢት 2020

Read More »

Swedish News in tigrigna -ዜና ሽወደን ብትግርኛ 6 መጋቢት 2020

Read More »

ኣብዚ ሰሙ ከፈልቲ ናይ ግብሪ ቅጥዒ ብዲጂታላዊ ኣገባብ ክቕበሉ ጀሚሮም።

ሎሚ ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ዝኾኑ ከፈልቲ ግብሪ ናይ 2019 ቅጥዒ ቀረጽ ብዲጂታላዊ ኣገባብ ክቕበሉ እዮም ተባሂሉ። በዓልመዚ ቀረጽ ነዞም ቅጥዕታት ካብ 11 መጋቢት ጀሚሩ ክልእኮም እዩ። ምስ ናይ ዓሚ ብምውድዳር ዲጂታላዊ ኣገባብ ዝጥቀሙ ከፈልቲ ግብሪ ምውሳኹን ሰለስተ ሚልዮን ኣቢሉ ምብጽሑን ድማ ተገሊጹ። ነዚ ናይ ቀረጽ ኣዋጅ ዝተሰማምዓሉ ዘበለ ሰብ ነቲ ዝግብኦ በቲ ዝስደደሉ ዲጂታላዊ ቅጥዒ ኣቢሉ ከማልእ ከም ዝግባእ ድማ …

Read More »

ብተክኒካዊ ጸገም ዘቛረጸ ኣገልግሎት ኤለትሮኒክ ስወድባንክ ዳግማይ ጀሚሩ።

ብምኽንያት ተክኒካዊ ብልሽት ኣቋሪጹ ዝነበረ ኣገልግሎት ኢለትሪክ ባንክ ካብ ረቡዕ መዓልቲ ጀሚሩ ስርሑ ከም ዝቕጽል ተገሊጹ።፡ ” እቲ ሽግር ደጊም ተፈቲሑ እዩ፥ ከም ቀደሙ ኣገልግሎት ክህብ ድማ ጀሚሩ’ሎ” ክትብል ዳይረክተር እቲ ባንክ ካሪና ሰሰር ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢራ። እታ ባንክ ካብ ብርክት ዝበላ ሳምንቲ ኣትሒዛ ተክኒካዊ ብልሽታት ከጋጥማ ምጽንሑን እዚ ናይ ሕጂ ግና ኔለክትሮኒካዊ ኣገልግሎታ ጥራይ ምጽላዉን እቲ መግለጺ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com