Saturday , April 20 2024

ስፖርት

Harmony media News 05/02/2021

Read More »

Harmoy media News 01/02/2021

Read More »

Harmoy media News 29/ 01/ 2021

Read More »

Harmony Media News 25/01/2021

Read More »

Harmony News. 22/01/2021

Read More »

ሊቨርፑል ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ድሕሪ 68 ጸወታ ኣብ ሜዳኣ ስዕረት ትቀስም

ሎሚ ምሸት ንዝነብራ ተረፍ ጸወታ ንምስላሳል ኣብ ሜዳ ኣንፊልድ ንበርንለይ ዓዲማ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ 1 ብ 0 ስዕረት ብምቅሳማ ን ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ 68 ጸወታ ኣቂባቶ ዝተጋዕዘት ዘይተሳዕረት ኣብ መበል 16 ተርታ ተሰሪዓ ትርከብ ክለብ በርንለይ ኣብቒዑ። ምስ መራሒት እዚ ሊግ ዘላ ማንቸስተር ዩናይድ ንዝነብራ ፍልልይ ናብ 6 ክብ ይብል። እዛ ብመስበርቲ ወሰንቲ ተጻወታ ትሳቀ ዘላ ክለብ ሎሚ ን ሓለቓ …

Read More »

ኤሲ ሚላን ብሸቶታት ዛላታን ትደምቕ

ሎሚ ምሸት ከም መቐጸልታ ጸወታ ሰሪ ኣ ጥልያን ኣብ ዘምሰይሉ ኤሲ ሚላን ብሸቶታት ዛላታን ኢቭራሂሞቪች ቅድሚ ዕረፍትን፡ድሕሪ ዕረፍትን  ብዘመዝገበን ሽቶታት ኣብ ልዕሊ ካግሊያሪ 2ብ0 ብምዕዋት ምስ ኢንተር ዘለዋ ፍልልይ ናብቲ ዝነበሮ ብምምላስ ብ 43 ነጥቢ መሪሕነታ  ትዕቕብ።  39 ዓመት ንዘላታን ቁጽሪ ሙዃኑ ብግብሪ ዘመስከረ ብድምር 12 ሸቶታት ብምምዝጋብን ምስ ሉካኩን ላውታሮ ማርቲኒዝ ብምስራዕ  ብሓንቲ ሸቶ ካብ ክርስትያኖ ሮናልዶ ድሒሩ ብምህላዉ …

Read More »

Harmony News 18/01/2021

Read More »

ዕጫ ራብዓይ ዙር ኤፍ ኤ ካብ ኢንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይድ ምስ ሊቨርፑል የራኽብ

ኣማሲኡ ዕጫ ራብዓይ ዙርያ ዕጫ ኤፍ ኤ ካብ ኢንግሊዝ ኣብ ዝወደቀሉ ን ዓበይቲ ክለባት የርኽብ። በዚ መስረት ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ሜድኣ ምስ ሊቨርፑል ክራኸባ ከለዋ፣ ክለብ ቸልሲ ድማ ን ሉቶን ታወን ብምእንጋድ ግጥም ከካይዳ እየን። እቲ ዝተረፈ ከምዝስዕብ እዩ FOURTH ROUND Draw – Jan. 23 and 24 Cheltenham Town vs. Manchester CityAFC Bournemouth vs. Crawley TownSwansea City vs. Nottingham ForestManchester …

Read More »

Harmony News 11 January 2021

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com