Saturday , May 18 2024

ቁጠባ

Harmony Media ዜና መጽሔት 25 መጋቢት 2021

Read More »

Harmony Media News 22/03/2021

Read More »

45 ሚልዮን ፖውንድ፡ ዋጋ ሓደ ቅብኣ

ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ምዃኑ እተነግረሉ፡ ቅብኣ ብሪጣንያዊ ኣርቲስ፡ ሳቻ ጃፍሪ፡ ብ45 ሚልዮን ፓውንድ ከም እተሸጠን ኣታዊኡ ድማ ህጻናት ንምሕጋዝ ክውዕል ምዃኑን ተፈሊጡ። ቀባኢ ሳቻ ጃፍሪ፡ ነዚ 1600 ትርብዒት ሜትሮ ዝስፍሓቱ ቅብኣ ንምውዳእ 8 ኣዋርሕ እዩ ወሲድሉ። እዚ ቅብኣ፡ ኣብ ኣዳራሽ መሳዕስዒ ሓደ ዝተጠንጠነ ሆቴል ዱባይ ከም ዝርከብ ድማ ተመልኪቱ። ዋላኳ እቲ ኣርቲስት ነዚ ቅብኣ ኣብ 70 መቒሉ ክሸጦ መደብ እንተነበሮ፡ …

Read More »

ኢማራት ዓረብ፡ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ክትሽምግል ካቢኔ ሱዳን ከም ዝድግፍ ይገልጽ

ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፡ ኣልፋሽቓ፡ ዘሎ ናይ መሬት ምስሕሓብ፡ ካብ ቀረባ እዋናት፡ ናብ ደማዊ ግርጭት ምዕራጉ፥ ልዝብ ዓብዪ ሓጽቢ ህዳሰ ኸኣ ኣብ ደውታ ከም ዝበጽሐ ዝዝከር እዩ። ሃገረ ኢማራት ዓረብ፡ ነዚ ኣብ መንጐ እዘን ክልተ ሃገራት ዘሎ ግርጭት ዶብን ሕቶ ሓጽቢ ህዳሰን ብዝምልከት፡ ከም ሽማግለ ክትከውን፡ መሰጋገሪ ካቢነ ሱዳን ከም ዝድግፍ ሚኒስትሪ ሓበሬታ ሱዳን፡ ሓምዛ ባሎል፡ ትማሊ ሰሉስ ገሊጹ’ሎ። እዚ …

Read More »

ግብጺ. . . መትረብ ስዌዝ፡ ብሓንቲ ናይ ጽዕነት መርከብ ተዓጊቱ

ሓንቲ ዓባይ ናይ ጽዕነት መርከብ፡ ኣብ መትረብ ስዌዝ፡ ብጸቢብ ክትጥወ ክትብል ነቲ መትረብ ከም ዝዓገተቶን ትራፊክ መራኽብ ተጨቓጪቑ ምህላዉን ተገሊጹ። ብርክት ዝበላ ጀላቡ ነዛ 59 ሜትሮ ዝንውሓታ ኤቨር ግሪን ዝተባህለት መርከብ ናብቲ ዝሓሰበቶ ኣንፈት ንምምእዛን፡ ተዋፊረን ኣለዋ ክብል ጸብጻብ ቢቢሲ ኣመልኪቱ’ሎ። እዚ ምዕጋት፡ ኣብቲ ንማእከላይን ቀይሕ ባሕርን ዘራኽብ ሰሜናዊ ጫፍ እቲ መትረብ ከም ዘጋጠመ ድማ ተፈሊጡ። መርከብ ኤቨር ግሪን ካብ …

Read More »

ኣብ ማልመ፡ ዋጋ ሚልዮናት ዝትመን ንብረት ተራስዩ

ትማሊ ሰሉስ፡ ኣብ ከተማ ማልመ ዝርከብ ኖራ ግሬኘስፐሪስጎታን (Norra Grängesbergsgatan) ዝተባህለ ኣከባቢ ዝተኻየደ፡ ብቮርቪንተር (Vårvinter) ዝፍለጥ ስርሒት፡ ጥረ ገንዘብ፡ መካይን፡ ተሽከርከርትን ዝተሰርቀ ምዃኑ ዝጥርጠር ዋጋ ሚልዮናት ክሮነ ዝኸውን ንብረት ከምዝተራሰየ፡ ፖሊስ ማልመ፡ ኣብ ገጻት ፌስቡኩ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ስርሒት ቮርቪንተር፡ ኣብ ልዕሊ ዝተፈላለዩ ንጥፈታትን ኣብ ጽርግያ ንዝሓልፋ መካይን ኣብ ምቁጽጻርን ዘቕነዐ ስርሒት እዩ። ኣብዚ ስርሒት፡ ብጀካ ፖሊስ፡ …

Read More »

Harmony Media News 22/03/2021

Read More »

ስዑዳዊ ኲባንያ ኣራምኮ፡ መኽሰባቱ ብ 45% ምንቊልቋሉ ተገሊጹ

ሓደ ካብ ዝዓበዩ ኲባንያታት ዓለምና ምዃኑ ዝንገረሉ፡ ስዑዳዊ ኣራምኮ፡ ኣብ ዓመተ 2020፡ ኣስታት 49 ቢልዮን ዶላር መኽሰብ እኳ እንተረኸበ፡ ምስ ናይ 2019 እንክነጻጸር እንከሎ፡ ናይ 45% ምንቊልቋል ኣርእዩ ምህላዉ ተገሊጹ። በዚ ድማ እቲ ትካል፡ ዓመተ 2020፡ ንዓና ዝጸንከረት ዓመት እያ ክብል ተዛሪቡ። ብዙሓት ሃገራት ጒዕዞ ብምኽልካለንን ኢንዱስትሪታተን ብምዕጻወንን ጠለብ ነዳዲን ጋዝን ክንኪ ምግባሩ እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ኣመልኪቱ። ከምኒ ሮያል ዳች፡ …

Read More »

ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ ዝተሓተ ኮይኑ

ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን እናተሓተ ይመጽእ ምህላዉን ካብ ወርሒ ሰነ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ንመጀመርያ ግዜ እቲ ቁጽሪ ናብ 450 ሽሕ ምጉዳሉ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ መላእ ሽወደን፡ ተመዝጊቦም ዝጸንሑ ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ 446,800 ምንባሩን ካብቲ ኣብ ቅጽሚኡ ዝነበረ ሰሙን፡ እቲ ቁጽሪ ብ3500 ጎዲሉ ምንባሩ ይዝከር። በዚ …

Read More »

ካብ ዓለምና ዝሃብተማ 10 ስድራቤታት

እንዳ ማርስ (ኣመሪካ)፥ ሃብቶም 70.8 ቢልዮን ዶላር ይግመት። እዞም ስድራቤት ወነንቲ ኩባንያ ማርስ እዮም። መስራቲ እዚ ኲባንያ ፎረስት ማርስ እዩ።እንዳ ስሊም (ሜክሲኮ)–መጠን ሃብቶም 64.9 ቢልዮን ይግመት። እዞም ስድራ ኣብ ዓመታት 2010-13 ኣብ ዓለምና ቀዳሞት ዝሃብተሙ እዮም ኔሮም። እንተኾነ ብምኽንያት ምንቊልቋል ዋጋ ኮርፖሬሽንን ብርኪን ናብ ካልኣይ ደረጃ ወሪዶም ኣለዉ። ምንጪ ሃብቲ እዞም ስድራ ኲባንያ ግሩፖ ካርሶ እዩ።እንዳ ዛክበርግ (ኣመሪካ)–መጠን ሃብቲ 63 …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com