Sunday , May 19 2024

ጥዕና

ሰሙናዊ ጸብጻብ መልከፍቲ ኮቪድ-19

ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም እንተወሓደ ሓደ እብረ ክታበት ኮቪድ ዝተኸትቡ ሰባት፡ 7,261,439 በጺሑ ከምዘሎን፡ እዚ ማለት ድማ፡  85.0% ካብ መላእ ልዕሊ 16 ዓመት ዝዕድሚኦም ህዝቢ ሽወደን ምዃኑ፡ መዛግብቲ ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ክታበት ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቶም 81.1% ዝኾኑ ልዕሊ 16 ዓመት ዝዕድሚኦም ማለት፡ 6,919,724 ሰባት፡ ክልተ እብረ ክታበት ዝተኸትቡ እዮም። ኣብ መላእ ሽወደን፡ 1,176,269 ሰባት፡ ብኮቪድ-19 …

Read More »

ክታበት ጸረ ወቕታዊ ኢንፍሉዌንዛ፡ ክጅመር እዩ

ካብ ዕለት 9 ሕዳር ጀሚሩ፡ ክታበት ጸረ ወቕታዊ ኢንፍሉዌንዛ ክጅመር ምዃኑ በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ምጅማር ናይቲ መደብ፡ ብቐዳምነት ዝኽተቡ፡ እቶም ተነቀፍቲ ክፋል ሕብረተሰብ፡ ነፍሰ ጾራት፡ ልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባትን ሕማም ልብን ሕማም ሳምቡእን ዘለዎም ሰባት ክኾኑ እዮም። ካብ ዕለት 22 ሕዳር ንደሓር ድማ፡ ነቶም ብቐረባ …

Read More »

ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ንክታበት ኮቫክሲን፡ ኣፍልጦ ሂቡ

ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ከም ናይ ህጹጽ እዋን ክታበት ንኸገልግል፡ ንፍርያት ህንዳዊ ኩባንያ ባሃራታ ቢዮቴክ ዝኾነ ክታበት ኮቫክሲን፡ ኣፍልጦ ከምዝሃቦ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። በዚ ድማ፡ ክታበት ኮቫክሲን፡ መበል ሻሙናይ ክታበት፡ ብውድብ ጥዕና ዓለም፡ ኣፍልጦ ዝረኸበ ኮይኑ ኣሎ። ንህጹጽ እዋን ተባሂሎም ብውድብ ጥዕና ዓለም ተፈላጥነት ዝረኸቡ ክታበታት፡ ንቀረብ ናይቶም ቀንዲ ጸረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዝኾኑ ክታበታት ዘስፍሕ እዩ ክትብል …

Read More »

ናይ ስራሕ ሃዋሁ ንምምሕያሽ፡ ሚልዮናት ኩሩነር ወሰኽ ተገይሩ

ዝሓለፈ ወቕቲ ጽድያ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ጽላት ጥዕናን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ዝውዕል፡ ናይ ጽገና ሓገዝ ዝብል መጸውዒ ስም ዝሃቦ መደብ፡ ከተኣታቱ ምዃኑ ሓቢሩ ምንባሩ ይዝከር። በዚ መሰረት ድማ፡ ሃገራዊ ቦርድ ጥዕናን ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ እተን ብመንግስቲ ዝተዋህባ 249 ሚልዮን ክሮነር፡ ብኸመይ ናብ ኩለን ምምሕዳራት ከምዝባጻሕ ክሰርሕ ሓላፍነት ተዋሂብዎ ከምዘሎ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። 190 ካብተን 290 ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን፡ 192.8 …

Read More »

ኣብ ክንክን ሕሙማት ዝሰርሑ ሰባት፡ ቁጽሮም ውሒዱ

ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፡ ተሓጋገዝቲ ሓኪም ( nurses)፡ መወልዳን (midwives)፡ ባዮሜዲካል ተንተንቲ (biomedical analysts)፡ ክኢላታት ኤክስረይ (X-ray nurses)  ዝርከብዎም 2500 ሰራሕተኛታት፡ ካብ ኣገልግሎት ክንክን ሕሙማት ከምዝተሰወሩ፡ እዚ ድማ 5% ጉድለት ምዃኑ ቮርድፎ ዝተባህለ ጆርናል ኣብ ዝገበሮ ዳህሳስ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ብፍላይ ባዮሜዲካል ተንተንትን ተሓጋገዝቲ ሓካይምን፡ ካብ ክንክን ሕሙማትን ካብ ሆስፒታላትን ክስወሩ እንከለዉ፡ እቶም መወልዳን ዝነበሩ ድማ ናብ …

Read More »

ኢንዶኔዥያ፡ ቀዳመይቲ ንክታበት ኖቫቫክስ፡ ዘፍቀደት ሃገር ኮይና

ሃገረ ኢንዶኔዥያ፡ እታ ኣብ ዓለም፡ ቀዳመይቲ ንጸረ ኮቪድ-19 ዝኾነ ክታበት ኖቫቫክስ ከም ናይ ህጹጽ እዋን ክታበት ክኾና ዘፍቀደት ሃገር ኮይና ከምዘላ፡ ነቲ ክታበት ዘፍሪ ኩባንያ ኣቃሊሑ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ክታበት ኣብ ክልተ እብረ ዝወሃብ ኮይኑ፡ ካብ ፕሮቲን ዝተመስረሐ እዩ። ከምቲ ናይ ካልኦት ክታበታት ባህርያት ዘይብሉ ኮይኑ፡ ኣብ ኣዝዩ ትሑት ሙቐት ዝኽዘን ኣይኮነን። እዚ ባህርያት፡ ናብ ድኻታት ሃገራት …

Read More »

ኣብ ዓለም፡ 5 ሚልዮን ሰብ፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ምሟቶም ተረጋጊጹ

ለበዳ ኮቪድ-19 ካብ ዝጅምር፡ ድሮ ክልተ ዓመታት ኣቕጺሩ ኣብ ዘሎ እዋን፡ 5 ሚልዮን ሰባት፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ዘስዓቦ ጥዕናዊ ሕልኽላኻት፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈልዩ ጸብጻባት ዩኒቨርስቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ኣረጋጊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ለብዳ ኮቪድ-19፡ ንድኻታት ሃገራት ጥራይ ዘይኮነ፡ ንኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ሃብታማት ሃገራት ውን ብማዕረ ከምዘጥቀዐን ስታቲስቲካዊ ጸብጻባት ይሕብሩ። ኣሜሪካ፡ ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብራዚልን ልዑልን ማእከላይን …

Read More »

ምስፍሕፋሕ ቫይረስ RS፡ እናወሰኸ ምምጽኡ ተገሊጹ

ኣብ ገዛ፡ ትሕቲ 6 ወርሒ ዝዕድሚኡ ዕሸል ዘለዎም ስድራቤታት፡ ነቶም ተማሃሮ መዋእለ ህጻናት ዝኾኑ ደቆም፡ ናብ ቤት ትምህርቲ ክልእክዎም ከምዘይብሎምን ኣብ ገዛ ከጽንሕዎም ከምዝግባእን ኣብ ምምሕዳር ቬስትራ ዮትላንድ ዝርከብ ተቖጻጻሪ ጥዕና ህጻናትን ለበዳን ንዮተቦሪ ፖስተን ኣብ ዝሃቦ ምብርሂ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ምኽንያት ናይዚ ለበዋ ድማ፡ ብሰንኪ ቅልጡፍ ናይ ለበዳ ባህሪያት ዘለዎ ቫይረስ RS፡ ኣብ ጽላት ሕክምና ዘስዓቦ …

Read More »

ምልክታት ኮቪድ-19 ምስ እተርኢ: እንታይ ክትገብር ይግባኣካ? !

ካብ ኣገልግሎት ዜና ተተ እተረኽበ ምልክታት ኮቪድ-19 ምስ እተርኢ እንታይ ክትገብር ይግባኣካ ዝብል ሓድሽ መምርሒ ስዒቡ ክቐርብ እዩ። ምሉእ ክትባት ዝረኸቡ ሰባት ኣብ ቤቶም ምጽናሕ እምበር ምምርማር ኣየድልዮምን እዩ። እቶም ምሉእ ክትባት ዝረኸቡን ዘይረኸቡን ብዝመልከት ወኪል ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ሓድሽ ለበዋታት ኣመሓላሊፉ’ሎ። እዚ መምርሒታት ካብ 1 ሕዳር ኣትሒዙ ተግባራዊ ክኸውን እዩ። ምሉእ ክትባት ዝረኸቡ ወይ ኣብ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኮቪድ …

Read More »

መጠን መልከፍቲ ኮቪድ፡ ይጎድል ምህላዉ ተገሊጹ

ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ሽወደን፡ ምምሕዳር ቬስትራ ጎትላንድ፡ መጠን መልከፍቲ ኮቪድ፡ እናጎደለ ይመጽእ ምህላዉ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ዝሓለፈ ሰሙን፡ ቁጽሪ ናይቶም ብኮቪድ ዝተለኽፉ ሰባት፡ ንመበል ካልኣይ ሰሙን ብተኸታታሊ ክጎድል ከምዝተራእየን፡ 787 ሓደስቲ ሰባት ብኮቪድ ከምዝተለኽፉን ካብቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ሰሙን፡ ብ 45% ምጉዳሉን ተገሊጹ። እቲ ናይ ቁጽሪ ምጉዳል፡ ኣብ ምምሕዳር ቬስትራ ጎትላንድ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ክሊ ዕድመ ብንጹር ክረአ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com