Saturday , April 27 2024
Bild: Björn Larsson Rosvall/TT

Frolunda HC ናይዚ ዓመት ተዓወቲ ምንሽርታት በረድ (ISHOCKEY) ኮይኖም።

Frolunda HC ሓሙስ ንሓሙሻይ ግዚኦም ተዓወቲ ምንሽርታት በረድ (ISHOCKEY) ኮይኖም።

እዛ ናይ ዮተበሪ ጋንታ ንጋንታ ስቶክሆልም 6 ብ 2 ድሕሪ ምስዓራ እዩ እዚ ዝኸውን ዘሎ።

“በዞም ተጻወትቲ ኣዝየ ሕቡን እየ።

ኣብዚ ደረጃ ክበጽሑ ኣዝዮም ብዙሕ ጻዕሪ እዮም ኣካይዶም” ክብል ኣሰልጣኒኡ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com