Tuesday , April 30 2024
IMELDA MEDINA/TT

ኣመሓዳሪት መክሲኮን በዓልቤታን ብዘጋጠሞም ምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ሞይቶም።

ኣብዚ ወርሒዚ ቃለመሓላ ዝፈጸመት ኣመሓዳሪት መክሲኮን ኣባል ሰኔት በዓልቤታን ኣብ ማእከላይ ኣውራጃ Mexican ፑአብላ ብዘጋጠሞም ምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ሞይቶም።

ኣብታ ሄሊኮፕተር ዝነበሩ ክልት ፓይሎታትን ካልእ ተሳፋሪን ውን ምሟቶም ተፈሊጡ። እታ ሄሊኮፕተር ገለ ዘይተነጸረ ጸገም ኔርዋ ክብሉ ሰብ መዚ ሓቢሮም።

ምኽንያት እዚ ሓደጋ ንምጽራይ ድሮ መርመራ ጀሚሩ’ሎ። 45 ዓመት ዝዕድሜኣ ወይዘሮ ኣሎንሶ ብ 14 ታሕሳስ እያ ድሕሪ ብርቱዕ ውድድር ዝመልኦ ምርጫ ናይ መጀመርታ ጓለንስተይቲ ኣመሓዳሪት ፑአብላ ኮይና ቃለመሓላ ዝፈጸመት


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com