Friday , May 10 2024

ሰልፊ ክርስትያን ዶሞክራት ሓካይም ብዝሓሸ መሃያ ክሰርሑ ጻውዒት የቕርብ።

ቅድሚ ሕጂ ናብ ዝሓሸ ክፍሊት ዝረኽቡሉ ቦታ ዝኸዱ ሓካይም ተመሊሶም ንኽሰርሑ ዝሓሸ ክፍሊት ክዳሎ ሰልፊ ክርስትያናዊ ሰልፊ ጸዊዑ። በዚ ኣገባብ ኣብ ክንክን ጥዕና ዘሎ ሃጓፍ ክምላእ ይኽእል እዩ ክብል መራሒት ሰልፊ ኤባ ቡሽ ገሊጹ። ብመሰረት እቲ ዝቐረበ እማመ እዞም ሰራሕተኛታት ካብ ስሩዕ ስርሖም 80% ደሞዞም ክረኽቡ እዚ ሕጊ ክሳብ ነሓሰ 31 ክጸንዕ እዩ። እዚ ኣገባብ ንመንግስቲ ክሳብ 50 ሚልዮን ክሮና ወጻኢ ዝሓቶ እዩ ክብል ቡሽ ኣመልኪታ ኣላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com