Friday , May 10 2024
Arbetsförmedlingens logoyp på vägg på huvudkontoret. Foto: Pontus Lundahl / TT / kod 10050

ሰሙናዊ ጸብጻብ ሽቕለት ኣልቦነት

ዝሓለፈ ሰሙን፡ 7300 ሰባት፡ ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ ኮይኖም ከምዝተመዝገቡ እንከለዉ፡ 7 ሽሕ ሰባት ድማ ስራሕ ጀሚሮም ብምባል ሰሙናዊ ጸብጻብ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።

ኣብ መጨረሽታ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ቁጽሪ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት 410 ሽሕ ብምብጽሑ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ካብ ናይ ቅድሚኡ ዝነበረ ሰሙን ብዘይፍለ፡ 7.9% ኮይኑ ኣሎ።

ክሳብ ሕጂ፡ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ጥራይ፡ 246 ሰባት፡ ካብ ስራሕ ናይ ምብራር መጠንቀቕታ ተዋሂቦም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com