Friday , May 10 2024

ዝሓሸ ኣገልግሎት ሕክምና ንኽህሉ ብምጥላብ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።

ኣሽሓት ሰባት ዝሓሸ ሕክምናዊ ክንክን ክህሉ ብምጥላብ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ብምንገዲ ሰልማዊ ሰልፊ ሓቲቶም። ሓካይም ስቶክሆልም ብሰንኪ ድኻምን ወጥሪ ኣእምሮን ስርሖም ብግቡእ ክሰርሑ ይጽገሙ ገሊጾም ኣለዉ። ኣካየድቲ ስራሕ ሓካይም ስቶክሆምን ኣማኢት ካብዚኣቶም ካብ ስርሖም ከቛርጹ ከም ዘለዎም ወሲኖም ኣለዉ። ብመሰረት ዶክተር ካምጅካ ማልም እዚ ንኣኣቶም ነቶም ሕሙማትን ሓደገኛ ሳዕቤን ክህልዎ ይኽእል እዩ፡ ዛጊት ብወጥርን ሕማምን ዝሳቐዩ ሓካይም ብጾት ኣለዉኒ። ገለ እንተ ዘይተጌሩ ብዙሓት ተገልገልቲ ክሽገሩ እዮም ክትብል ወሲኻ ሓቢራ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com