Thursday , May 16 2024

ሓበሬታ

ሰሙናዊ ጸብጻብ ሽቕለት ኣልቦነት

ኣብዚ ሰሙን እዚ፡ ብዝሒ ናይ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣስታት 374,497 በጺሑ ምህላዉን፡ ምስ ናይ ቅድሚኡ ዝነበረ ሰሙን ክነጻጸር እንከሎ፡ ብኣስታት 2,827 ከም ዝጎደለ እዚ ድማ 7.4% ከም ዝኾነን፡ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ተመሳሳሊ እዋን፡ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት፡ ስራሕ ከምዝጀመሩን 8,393 ሓደስቲ ሰባት ኣብ መዝገብ ስራሕ ኣልቦ ከምዝሰፈሩ እቲ ቤት ጽሕፈት ገሊጹ። …

Read More »

Harmony Media News 17/01/2022

Read More »

ማሊ፡ ካብ ስልጣኑ እተዓልወ ፕረዚደንት፡ ዓሪፉ 

ኣብ ማሊ ብእተኻየደ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ፡ ካብ ስልጣኑ እተባረረ፡ ፕረዚደንት ነበር፡ ኢብራሂም ኣቡበከር ኬይታ፡ ኣብ መበል 76 ዕድሜኡ ከም ዝዓረፈ ስድራቤቱ ገሊጾም። ኬይታ፡ ካብ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣትሒዙ ብወቕዒ ይሳቐ ከም ዝነበረ ዝፍለጥ እኳ እንተኾነ ምኽንያት መሞቲኡ ግና ዛጊት ኣይተነጸረን ኣሎ። ንሱ ኣብ ከተማ ባማኮ ከም ዝሞተ ሓደ ኣባል ስድራቤቱ ን ወኪል ዜና AFP ሓቢሩ’ሎ። ኣብ ማሊ ዝነበረ ኣታሕዛ ጂሃዳውያንን …

Read More »

ኣመሪካን ካናዳን ማዕበል ወቕቲ ሓጋይ፡ ጒድኣት ኣውሪዱ 

ኣብ ኣመሪካን ካናዳን ብሰንኪ እተኸስተ ማዕበል ውርጪን በረድን ወቕቲ ሓጋይ፡ 80 ሚልዮን ህዝቢ እዘን ሃገራት ኣብ መጠንቀቕታ ኲነታት ኣየር ክኣትዉ ጌሩ ምህላዉ ተገሊጹ። ብሰንኪ እዚ ማዕበል፡ 145 ሽሕ ህዝቢ፡ እዘን ስቴታት ደቡባዊ ምብራቕ ብዘይ ጸዓት ምትራፎምን በረራታት ኣቋሪጾም ምህላዎምን ጸብጻብ ቢቢሲ ሓቢሩ’ሎ። ዛጊት ስቴታት ቨርጂንያ፡ ጆርጂያ፡ ሰሜንን ደቡብን ካሮላይና ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ኣዊጀን ኣለዋ። ኣገልግሎት ሃገራዊ ኲነታት ኣየር ኣመሪካ …

Read More »

ኣመሪካ፡ መርመራ ጀሆ፡ ይቕጽል ኣሎ

ከም ኣካል ናይቲ ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም ኣብ ቴክሳስ ኣብ ልዕሊ ቤተ መቕደስ ኣይሁድ እተኸስተ ናይ ጀሆ ምሓዝ ኣጋጣሚ፡ ዝካየድ ዘሎ መርመራ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ክልተ መንእሰያት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም ኣለዉ። 44 ዝዕድሜኡን ዜግነት ብሪጣንያ ዘለዎ፡ ማሊክ ፈይሰል ኣክረም፡ ከኣ ምስ ፖሊስ ድሕሪ ዝተኻየደ ልውውጥ ተዂሲ ኣብ ኮሊቭል ከም እተቐትለ ተገሊጹ። ዝርዘር ዕድመን ጾታን ናይቶም ትማል ምሸት ኣብ ደቡብ ማንቸስተር …

Read More »

ፖርሼንኮ፡ ናብ ዩክሬይን ይምለስ

ፕረዚደንት ዩክሬይን ነበር፡ ፔትሮ ፖርሸንኮ፡ ብኽሕደት ሃገር ተኸሲሱ ናብ ፍርዲ ክቐርብ ናብ ናይ ቀድም ገዝኡ ናብ ዩክሬይን ሎሚ ሰኑይ ክምለስ ትጽቢት ተገይሩ’ሎ። እቲ ፕረዚደንት ነበር፡ ንዝቐረበሉ ክሲ ዝነጸጎ ኮይኑ፡ ነቲ ድሕሪኡ ስልጣን ዝሓዘ መራሒ ‘ኮነ ኢሉ ሽመይ ከጸልመኒ ይሰርሕ ኣሎ’ ክብል እዩ ዝወቅስ። “ኣነ ናብ ዩክሬይን ከይደ ስለ ዩክሬይን ክቃለስ እየ” ክብል ፖርሼንኮ ኣብ ዋርሶው ፖላንድ ብሰንበት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ …

Read More »

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ሓኻይም፡ ኣንጻር ጎነጻት ፖሊስ፡ ተቛውሞ የስምዑ

ኣብ ካርቱም ዋና ከተማ ናይ ሱዳን ዝሰርሑ ሓኻይም ብሰንበት ነቲ ኣብ ልዕሊ እቶም ሓኻይምን ናይ ሕክምና ኣካላትን ብፖሊስ ዝወርድ ዘሎ ማህሰይቲ ብምቅዋም፡ ሰላማዊ ሰልፊ ከምዝገበሩ ተሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ ተቓውሞ’ዚ፡ እቶም ደለይቲ ዲሞክራሲ ኣንጻር እቲ ወታሃደራዊ ጁንታ ተቓውሞ ኣብ ዝገብሩሉ እዋን፡ ነቶም ጉድኣት ዝበጽሖም ሰላማውያን ሰባት ክሕክሙ ከለው ኣብ ልዕሊኦምን ኣብ ልዕሊ እቶም ሓኻይም ንዝበጽሐ ማህሰይቲ ብምቅዋም …

Read More »

እንዳ ዓበይቲ፡ ሕጂ’ውን እንተኾነ፡ ሕጽረት ናይ ኦክሲጅን የጋጥሞም

ወቐሳ ካብቲ ኮሚሽን ኮሮና ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቤት ጽሕፈት ብዙሕ እንተተሰምዐ፡ ክሳብ ሕጂ፡ ዝተወሰኑ ክፋል ናይ እንዳ ዓበይቲ ጥራሕ እዮም ናይ ኦክሲጅን ሕክምና ክህቡ ዝረአዩ ዘለው – ብኢኮት (Ekot) ዝተኻየደ መጽናዕቲ ከም ዝጸብጸቦ ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ቤት ጽሕፈት ኮሚሽን ከምዘመላክቶ እንድሕር ኮይኑ፡ ቅድሚ ዓመት ኣብ እዋን እቲ ዓለምለኻዊ መልከፍቲ ሕጽረት ሕክምናዊ ኦክሲጅን፡ ኣብ እንዳ ዓበይቲ ግቡእ እኳ እንተዘይኮነ፡ ከጋጥም …

Read More »

ኣብ ስቶክሆልም ዝዝንብያ ድሮናት ነቲ ናይ ሓለዋ መስርሕ ከምዝጠሓሳ ተፈሊጡ

ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ልዕሊ ማእከላይ ክፋል ናይ ስቶክሆልም ዝተመዝገበ ናይ ድሮን ምንቅስቓስ ብፖሊስ ይምርመር ከምዘሎ ኤክስፕረሰን ኣቃሊሑ። እቶም ፖሊስ ንተተ ከምዝሓበሩዎ፡ እቲ ፍጻመ ኣንጻር እቲ ናይ ሓለዋ መስርሕ (Protection Act) ኮምኡ ድማ ኣቪየሽን መስርሕ (Aviation Act) ጥሒሱ እንድሕር ኮይኑ ክምርመር ከምዝኾነ ኣፍሊጦም። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ ሮሰንባድ፣ ሪክስዳግን እቲ ካስትል ተባሂሉ ዝፍለጥ ግምቢን ሓዊሱ ኣብ ከባቢ ምሕደራዊ ህንጻታት ናይ ስቶክሆልም …

Read More »

Harmony Media News Magazine 16/01/2022

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com