Thursday , May 16 2024

ሕግን ሕብረተሰብን

ሰልፊ ሞደራትና ኣብ መባእታን ቅድሚኡን ዘለዋ ቤት ትምህርታት ሒጃብ ክኽልከል ይጽውዑ።

ኣብ ቅድሚ መባእታን መባእታ ቤት ትምህርታትን ሒጃብ ናይ ምኽዳን ዘሎ ተርእዮታት ብመንግስቲ ደረጃ መጽናዕቲ ንኽግበረሉ ሰልፊ ሞደራትና ይጽውዕ። እንተኾነ መሪሕነት’ዚ ሰልፊ ኣብ ከምዚ ዓይነት ኣርእስቲ ዘለዎ መንገዲ ክኸዱ ከምዘይደልዩ ጋዜጣ ኤክስፕረሰን ሓቢሩ። ላዕለዋይ ኮሚቴ እዚ ሰልፊ ኣብ ቨስትሮስ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ሒጃብ ምኽዳን መሰል ጓል ኣንስተይቲ ምግሃስ ከምዝኾነ እዩ ዝሓስቦ። ሒጃብ ምልባስ ብጀካ መሰል ጓል ኣንስተይቲ ምግሃስ ካልእ ረብሓ ከምዘይብሉ እያ …

Read More »

ምምሕዳራት ሽወደን ሓደስቲ መጻእቲ ንምእንጋድ ዝያዳ ሓገዝ ይሓታ!!

ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ልዕሊ 3000 ጥርዓናት ካብ ምምሕዳራት ሽወደን ከም ዝበጸሖ ሓቢሩ። ምኽንያት ናይ ጥርዓን ድማ ሓደስቲ ንዝመጹ ነበርቲ እቲ ከባቢ ንምጥያሶም ምእንቲ ተወሳኺ ሓገዛት ንምሕታት ብመንገዲ ኣብ ምምሕዳራት ዝርከባ ቤት ጽሕፈታት ኢሚግረሽን ዝቐረበ ጥርዓን ምዃኑ ሬድዮ ኢኮት ኣብ ጸብጻቡ ገሊጹ። ናይ ምሕጋዝ ሓላፍነት ዝስከም ኣካል መን ምዃኑ ተፈሊጡ ኣብ ስምምዕ ምስ ተበጽሐ: እቲ ኣብ መንጎ …

Read More »

9 ሚእታዊት ሰብመዚ ፖሊስ ስድራቤቶም ምፍርራህን ምንግልታዕን ከም ዝበጽሖም ገሊጾም።

ማእከል ኖቩ ኣብ ዘካየዶ ሓድሽ ዳህሳስ ከም ዘመልክቶ ካብ ኣባላት ፖሊስ እቶም ሓደ ዕስሪት ዝኾኑ ኣባላት ስድራኦም ምፍርራህን ጐነጽን በጺሕዎም ኣሎ። 3ሽሕ ዝኾኑ ፖሊስ ኣብ ዝተገብረሎም መሕትት 59 ሚእታዊት እወ ዝብል ምምላሶም ከኣ ኣገራሚ ጌርዎ ኣሎ። ትሽዓተ ሚእታዊት ካብዚኣቶም ብምርጫ ሞያኦም ኣባላት ስድራቤቶም ምፍርራህ ከም ዝበጽሖምን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያራት ብቐሊሉ ንኽልለዩ ከም ዝገብሮምን ድማ ገሊጾም ኣለዉ።፡ 72 ሚእታዊት ካብዞም ፖሊስ …

Read More »

ካብ ባሕቲ ሕዳር ንደሓር ፍቓድ ንግድ ዘይብሎም ትምባኾ ምሻጥ ክኸልከሉ እዮም።

በዚ ኣባህላ ኣትከኽቲ ኣብ ዱካናት ሽወደን ዝገዝእዎ ዝነበሩ ሕሱር ሽጋራ ወጻኢ ደጊም ምርካብ ከጸግሞም እዩ። ካብ ባሕቲ ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ዝትግበር ሓድሽ ሕጊ ሸቃጦ ትንባኾ ወግዓዊ ፍቓድ ክህልዎም ክግበሩ እዮም። ናብ ሽወደን ዝኣቱ ትንባኾ ኣብ ምቊጽጻር ብምትሕብባር ከም ዝነጥፉ እውን ፖሊስ ገሊጾም ኣለዉ። “ዘይሕጋዊ መሸጣ ትንባኾ ብዙሕ እዩ ዘግድዓና ዘሎ” ክብል በዓልመዚ ክፍሊ ፍቓድ ማልም ካጅሳ ጉስታፍሰን ንኣገልግሎት ዜና ሽወደን …

Read More »

ኣብ መደበራት ባቡር ዝረአ ዘሎ ጽቕቕጥ ንምፍኳስ ሓድሽ ፈተነ ይካየድ።

ኣካየድቲ ባቡር ትሕተምድሪ ስቶክሆልም SL ን MTR ን ህሉው ጽቕቅጥ መደበራት ባቡር ንምፍዋስ ሓደስቲ ብልሓታት ኣብ ምፍታን ከም ዝርከቡ ተፈሊጡ። እዘን ክልተ ኲባንታያታት ሊላ ዝሕብሩ ኣጭርቕቲ ብምድላው ተጓዓዝቲ ደው ዝብሉሉ ወይ ዝኸዱሉ ቦታ ብምድላው ጽቕቅጥ ንምምሕያሽ ይፍትኑ ኣለዉ። ኣብ መደበር ባቡር ሶልና ዝርከቡ ተጓዓዝቲ ኣብዚ እዋን ሰለስተ ምልክታት ከለልዩ ይኽእሉ እዮም። ዳይረክተር ርክባት MTR ጀሲካ ቱርንክቪስት እዚ ብልሓት ተጓዓዝቲ ብዙሕ …

Read More »

ትርፊ ግዜን ማሕበራዊ ናብራን

እቲ ካብ ስራሕን ትምህርትን ናጻ ዝኾነ ግዜ፡ ‘ትርፊ ግዜ (Fritid)’ ይብሃል። ብዙሓት ኣብ ሽወደን ዘለዉ፡ ኣብ ትርፊ ግዜኦም፡ ኣብ ማሕበራት፡ ዓማዊል ወይ ኣባላት ብምዃን ኣብ ፍሉያት ዘገድሱዎም ንጥፈታት ይነጥፉ። ኣብ ከምዚ ዝበሉ ማሕበራት ብምንጣፍ ዝንባሌኣዊ ተመኲሮታት ትለዋወጥን ትማሃሃርን። ኣብ ትርፊ ግዜኻ እትገብሮ ፍሉይ ተገዳስነት እንተለካ፡ ዕብይ ዝበለ መርበብ ክትፈጥርን ምስ ማሕበረ ሰብ ሽወደን፡ ዝያዳ ርክብ ክትገብርን ዕድል ኣሎካ። ነቶም ኣብዛ …

Read More »

ብዙሓት ከተማታት ሽወደን ዝተመሓየሸ ቤት ትምህርታት ይጠልባ!!

ፍርቂ ምምሕዳራት ሃገረ ሽወደን ንቤት ትምህርታት ዝኽፈል ገንዘብ ብምቑጣበን ንብዙሓት ከም ዘቖጠዐ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈነወ ዜና ተሓቢሩ። ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ህዝቢ ኣብ ጽርግያታት ናይ ዓሰርተ ክልተ ከተማታት ብምውጻእ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዱ። ፖለቲከኛታት ሽወደን እቲ ንቤት ትምህርታትን መዛናግዒ ቦታታትን ተባሂሉ ዝስልዕዎ መጠን ገንዘብ ከዛይድዎ ከምዘለዎም ሰልፈኛታት ጠለቦም ኣቕሪቦም። ” ሰራሕተኛታት እዚ መዛናግዒ ተመሃሮ ክሳብ ሎም ዝከኣለና ክንገብር ጸኒሕና ካብዚ ንላዕሊ ተጸሚምና …

Read More »

ብ ክፍሊ ኢመግረሽን ዝወጸ ን ሕድገታት ረቛሒታት ምጥርናፍ ዝምልከት ጥቅምቲ 20 ከም ዘብቅዑ ተፈሊጡ።

ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ ኣብ ሽወደን ፍቃድ መንበሪ ደረጃ ምድላይ ተለዋጢ ሓለዋ ( status som alternativt skyddsbehövande) ዘለዉ ሰባት ስድራኦም ናብ ሽወደን ንኽመጹ ፍቓድ መንበሪ እንተመልኪቶም ሕድገት ረቓሒ ጽግዕተኛነት ተጌሩሎም ምጽንሑ ይፍለጥ። እዚ ፍሉይ ሕድገት ኣብ መዓልቲ ጥቅምቲ 20 ከብቅዕ እዩ ተባሂሉ’ሎ። እዚ ነቶም ኣብዛ መዓልቲን 2o ጥቅምትን ድሕሪኡን ናብ ቦርድ ስደተኛታት ንዝመጹ ጥርዓናት ዝምልከት እዩ። ኣብ ጥቅምቲ 19 ዘመልክት ኣባል …

Read More »

ጉዳያይ ኢሚግሬሽንን ሓገዝን ቀንዲ ኣተክሮ ፖለቲከኛታት ሽወድን ይኸውን።

ብመንገዲ ተለቪዥን ሽወደን ኣብ ዝተመሓላላፈ ንኹሎም ሓለፍቲ ናይ ፓርላማ ሰልፍታት ዝሓቖፈ ክትዕ፡ ብጉዳያት ናይ ሓገዝ ኣገባባት ኢመግረሽንን ምኽንያት ብምግባር ተቓወምቲ ሰልፍታት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ሽወደን መጥቃዕቲ ገይሮም። እቲ ከም ኣማራጺ ንሰልፍታት ተባሂሉ ዝስላዕ ባጀት ካብ መንግስትን ምምሕዳራትን ዝተዋጸአ እዩ። እንተኾነ እቲ ብምምሕዳራት ዝዋጻእ ባጀት ካብቲ ብመንግስቲ ዝስላዕ ባጀት ዝዓበየ ምዃኑ ሓለፍቲ ሰልፍታት ዓቃባዊ፡ ክርስትያን ዲሞክራት፡ ጸጋማዊ ይዛረቡ። እቲ እንኮን ቀንዲ …

Read More »

ሽወደን ሓድሽ ማዕበል ስደተኛታት ከይመጹና ዝብል ስግኣታታ ከም ዝተቐርፈ ተገሊጹ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፈን ሉፈን ነቲ ምትእትታው ቱርኪ ኣብ ሰሜን ሶርያ ዘስዓቦ ብሰልፍታት ሽወደን ዝተቓልሐ ሻቕላ ዋሕዚ ስደተኛታት ከም ዘፋዀሰ ተገሊጹ። ንሱ ትማል ብተለቪዥን ኣብ ዝተመሓላለፈ ክትዕ ስደተኛታት ኣብ ሽወደን ዕቑባ ክሓቱ እዮም ዝብል እምነት ከም ዘይብሉ ሓቢሩ’ሎ። “ኣብ ሽወደን ዘሎ ሕጊ ኢሚግሬሽንን ሕቶ ዕቚባን ምስ ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳ ተመሳሳሊ እዩ። ስለዚ ስደተኛታት ብፍሉይ ንሽወደን ዝመርጹሉ ኣብነት ኣይክህልዎምንዩ” ክብል ገሊጹ’ሎ። …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com